ከምዝፈቀዳዮ | ዘማሪት ትርሃስ ገብረእግዚአብሔር

2024 ж. 28 Сәу.
1 637 558 Рет қаралды

Zemarit Tirhas Gebre Egziabhier
Destegna Negn CD#1 Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id14214...
Apple: itunes.apple.com/album/id/1421...
Spotify : open.spotify.com/album/6I7IKI...
Amazon: www.amazon.com/Destegnea-Nege...
Yetekefete Ber CD #2 Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id14526...
Apple : itunes.apple.com/album/id/1452...
Spotify : open.spotify.com/album/6uvwKZ...
Kemzefekedkayo Yequn CD# 3 Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id15087...
Apple : itunes.apple.com/album/id/1508...
Spotify : open.spotify.com/album/6TOAt6...
Timecodes
0:00 - Intro
0:05 - ከምዝፈቐድካዮ
7:00 - ኦ ጎይታና
11:15 - ኪሩቤል
15:05 - ካብ ኃያል ፍቅሩ
20:16 - ሙሽራይቱ
24:35 - የቃናው ደስታ
29:11 - አካልሽ
35:18 - ተመስገልና
40:27 - ፈልፋሊ ማይ ሂወት
44:06 - እኛ ደስ ብሎናል
48:49 - በሰማይና በምድር
54:17 - ኧረ እሠይ

Пікірлер
  • *ከም ዝፈቐድካዮ ይኹን* ከም ዝፈቐድካዮ ይኹን (2) ከም ዝሰራዕኻዮ ከም ዝመደብካዮ ይኹን ከም ዝሓሰብካዮ ኣነዶ ኣምላኸይ ፅባሕ ፈሊጠዮ ኣነዶ ኣምላኸይ ኩሉ ፈሊጠዮ *ንስኻ ትፈልጥ ናይ ፅባሕ ኣምላኸይ* *ናባኻ የ ዘምፆ ዘለኒ ጭንቀተይ* *ባዕልኻ ሕለፎ ንመነባብሮይ* *ከምቲ ትብሎ ኹሉ ጎይታ ይኹነለይ* እምነተይ ኣባኻ ዩ ልዑል (2) ፍቓድካ ከምቲ ትብሎ ይኹን *ኣምላኸይ ኣምላኸይ ስምካ የ ዝፅውዕ* *ንዘለኒ ሒዘ ኣብ ቅድሜኻ እነብዕ* *ንስካ ኢካ ኢየሱስ ወገን ሕዙን ዉፁዕ* *ብዓብይ ምሕረትካ ሃዲእካ ትሰምዕ* ዕርፍተይ ሰላም ውሽጠይ ኢኻ(2) ኣሚነ ይፅበ ናዓኻ *ኣዜ ይፀምኣካ ብብርቱዕ ናፍቖት* *ናይ ነገስታት ንጉስ ዎ ጎይታ ናይ ጎይቶት* *ኣብ ኢድካ ዝሓስካ ሂወት ኩሉ ፍጥረት* *ኣቦ ምንጪ ፍቕሪ ፀግዒ ናይ ድኹማት* ተደረር እቶ ኣምላኸይ (2) እነሆ ከፊተዮ ቤተይ *ፃሓይ ክትዓርብ ክትበርቕ ክትመሲ* *ህልውቲ ክትገብራ ነዛ ናተይ ነብሲ* *ሃብታም ኣምላኽ እያ ብኹሉ ተሳስይ* *መልዓሊ ናይ ውዱቓት ናይ ሕሙማት ፈውሲ* ዘላኣለም ንዓኻ ከኽብር (2) ፍቓድካ ይኹን እግዚአብሔር *ወስብሃት ለእግዚአብሔር* *ወለ ወላዲቱ ድንግል* *ወለ መስቀሉ ክቡር*⛪🎚️

    @ghadi1022@ghadi10222 жыл бұрын
    • 🙏🥰🥰🥰🥰

      @mimitekulu7296@mimitekulu7296 Жыл бұрын
    • ❤❤❤❤❤❤

      @selambereketab9515@selambereketab951510 ай бұрын
    • ❤❤❤❤❤❤❤

      @user-fd8he1fj7w@user-fd8he1fj7w7 ай бұрын
    • ❤❤❤

      @IbelongtoJesus123@IbelongtoJesus1234 ай бұрын
    • ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

      @user-rs5um9ny4f@user-rs5um9ny4f3 ай бұрын
  • ነዛ መዝሙር ትሰመዓ ዘለካ ብስም እምላክናን መድሓኒናን እዮሱስ ኩሩስቶስ ናፍታ ንፈትዋ ዓድናንን ገጽ ስድራናን የብለና

    @ZemenTekhle-dv9gz@ZemenTekhle-dv9gz8 ай бұрын
  • ከምዝፈቀድካዮ ይኹንከምዝሰራዕኻዮ ከምዝመደብካዮ ይኹን ከምዝሓሰብካዮ ኣነዶ ኣምላኸይ ፅባሕ ፈልጠዮ ኣነዶ ኣምላኸይ ኩሉ ፈልጠዮ ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና ሓፍቲና ዘማሪት ትርሓስ ናይ ኣግልግሎት ዕድሜክ ያንውሐልኪ ኣብ ቤቱ ያንብርክ❤❤❤

    @user-si9xs5pl7d@user-si9xs5pl7d2 жыл бұрын
    • ❤ ❤❤🕊️🙏🏾🙏🏾🙏🏾🕊️

      @marthabuluts3793@marthabuluts3793 Жыл бұрын
    • 💘❤💘🥀🥀🤝

      @amlosombrhane375@amlosombrhane375 Жыл бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲🤲🤲🤲

      @senaitzeray6410@senaitzeray64109 ай бұрын
    • ❤❤❤❤🙏🙏🙏

      @filimonbrhane770@filimonbrhane770Ай бұрын
  • ትራሓሰይ ዕንቂ ናይ ኦርቶዶክስ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ዝተበረክን ዝተቀደስን ይኩን ህያበይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና

    @zttgy7054@zttgy70542 жыл бұрын
    • ❤❤❤

      @ziyadatekle5469@ziyadatekle54698 ай бұрын
    • 😊 10:11 10:11

      @TsegaGhirmay-if1vw@TsegaGhirmay-if1vw4 ай бұрын
    • ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

      @HfhffhfHh-yn7un@HfhffhfHh-yn7un2 ай бұрын
    • ኣሜን❤❤❤❤

      @user-zg7mc9xb4s@user-zg7mc9xb4sАй бұрын
    • Yes sister❤❤❤

      @feventesfay7561@feventesfay7561Ай бұрын
  • ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን ንዓኺ ዝሃበና ትርሓሰይ ፍረ ትግራይና ንሰኪ ተዘይትህልዊ መን ክፅናንዐና ነይሩ ክንዲ ሸሕ ኩንልና ጋልነይ ማዓረይ😍🙏

    @gdhhdj6780@gdhhdj67802 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላኣክቲ የስምዓልና ዛ ሓብተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልኪ ከምዚ ከማኪ የሕዋትና ይብዝሓ 🙏🙏🙏

    @amanueltesfasilasye6420@amanueltesfasilasye64203 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ትርሓሰ ሓፍተይ እግዚአብሄር በቤቱ ያፅናሸ ለእናታችን ኪዳና ምህረት ወርሀዊ ክብረ በአል እንኳን አደረሰን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች

    @selam801@selam8012 жыл бұрын
    • አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሐና ዝያዳይ ናይ አዴና ቅድሰት ኪዳነ ምህረት በረከታ ይሕደረና አሜን👏💒

      @user-zx7hd7qi9e@user-zx7hd7qi9e2 жыл бұрын
    • ዝማሬመላእክትየሰመዐልናትርሓሰሓፍይእግዚአብርበቤትያፅናሸ

      @user-ww6vh9ze6s@user-ww6vh9ze6s2 жыл бұрын
    • @@user-zx7hd7qi9e dnigl thelwek aemin

      @rozaalazar8833@rozaalazar88332 жыл бұрын
    • @@user-zx7hd7qi9e፧ሸጰ

      @user-mu7xj5gq4s@user-mu7xj5gq4s2 жыл бұрын
    • @@rozaalazar8833 አሜን፫ ንኩላትና ትሓልወና ክብረተይ

      @user-zx7hd7qi9e@user-zx7hd7qi9e2 жыл бұрын
  • ዝማረ መልኣኽት የስምዓልና ክብርትን ሕፍርትን ትሕትን ፈቃርን ሓፍትና መዛምራን ትርሓስ ! እግዚኣብሔር ፀግኡን ከለልኡን የብዛሓልኪ...ከይ ሰልከና ህዝብና ኣብ እምነቱ ክፀንዕ ንግበር!!

    @user-vb5tt6pc9k@user-vb5tt6pc9k2 жыл бұрын
    • ልፕ

      @nardosmehari2446@nardosmehari244610 ай бұрын
  • ❤❤💗💗💖💖አሜንንንንንን ተጋሩዋኒ ላይክ ሳከበር ንበሎ ናይ ባዓለና ቋንቋ መዝሙረ ትግርኛ 🙏❤

    @user-yv2cs8ml7k@user-yv2cs8ml7k2 жыл бұрын
    • ክንደይ ትሓምቂ'ቲ ኣብ ቃል ኣምላኽ ተጋሩዋኒ ትብሊ

      @nahomsocialmediaeritrea7394@nahomsocialmediaeritrea7394 Жыл бұрын
    • ¹yuyu88

      @mikalgoitom1166@mikalgoitom1166 Жыл бұрын
    • Ab mezmur kemue aybhaln eyu haftey

      @yafietbelete@yafietbelete Жыл бұрын
    • ተጋሩዋን ኣይባሃልን ማዓረይ😢

      @SaddsdGsxfg-oi3ut@SaddsdGsxfg-oi3ut20 күн бұрын
  • ዝማሬ መልአክት የስመዐልና ዕድመን ጢዕና ይሃብኪ ደስ ኢሉኒ ብፍላይ ድማ ትግርኛ እዎይ ክፅብቅ ድምፅኺ I am proud of you 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️💛💛

    @dannydanny5739@dannydanny57392 жыл бұрын
  • ሰሚዐ ዘይፀግቦም መዝሙር ሰላም ነኣእምሮይ ዝማሬ መላእኽት የስምዐልና ክብርቲ ሓፍተይ❤❤❤

    @fuuffgfdfufyhdd@fuuffgfdfufyhdd11 ай бұрын
  • እልልል ዝማሬ መለኣክቲ የስመዐና ቲትየይ እግዚአቢሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኪ ንሕናውን ናቲኪ እግሪ ክንክተል ቅዱስ ፍቃዱ ይክን ቲትየይ ኣብፀሎትኪ ዘክርኒ (ወለተ ፃርቃን)

    @user-or5sx2nu4d@user-or5sx2nu4d2 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላኽቲ የስመዓልና ሓፍትና ትርሓስ ፀጋኡን በርከቱን የብዘሐልኪ

    @yordanos1255@yordanos12552 жыл бұрын
  • የተወደዱ ዝማሬዎች በእድሜ በጤና ይጠብቅሽ ዝማሬ መላእክት ያሰማሽ

    @zemarideaconsamsonnegash5941@zemarideaconsamsonnegash5941 Жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዝሐልኪ ❤💛❤💛❤💛🙏🙏🙏💐💐💐💒💒💒

    @user-yr9fw2vi8l@user-yr9fw2vi8l2 жыл бұрын
    • ትርሓሰይ ዝማሬ መላኣክት የስመዓና ፋጣሪ 🥰🥰🙏🙏🙏🙏

      @cherkosgebru6525@cherkosgebru65253 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ትርሓስ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ዛሓፍተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ ኣብ ቤቱ የንብርኺ

    @user-yd7er8fu7o@user-yd7er8fu7o2 жыл бұрын
  • ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጋኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን

    @user-zx7hd7qi9e@user-zx7hd7qi9e2 жыл бұрын
  • መዝሙር መላእክቲ የስመዐልና ትርሓሰይ ፀጋኡ የብዝሓልኪ ልኡል ፈጣሪ

    @user-kdstizetewahdo@user-kdstizetewahdo2 жыл бұрын
  • ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ይኹን ኩሉ ነገር እምበር እንታይ ዳኣ አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና

    @user-vl3ec9bk8v@user-vl3ec9bk8v2 жыл бұрын
    • @@user-ub4mz5ym8j እሺ 🙏🙏🙏🙏

      @user-vl3ec9bk8v@user-vl3ec9bk8v Жыл бұрын
    • 😍😍😍💓💓tnx

      @user-ub4mz5ym8j@user-ub4mz5ym8j Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክተ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ቲቲየ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ🙏✝️⛪️📚🙏🙏🙏💊

    @user-vf6io8ws5g@user-vf6io8ws5g2 жыл бұрын
  • ዝማሬ መልእክት የስመዓልና ሓፍትና እድመን ጥእና ይሃብኪ ፀጉየብዘሐልኺ ጥኡምቲ ቃና ሽኮሪና ሓፍትና

    @alemtigray5324@alemtigray53242 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሐፍትና ትርሐስ እግዚአብሄር ፀግኡ የብዝሐልኪ ♥

    @felegt8066@felegt80662 жыл бұрын
    • ​@@user-ub4mz5ym8j 0

      @gwidjebeicbe9507@gwidjebeicbe9507 Жыл бұрын
  • ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓስ ኣገልግሎትኪ ይባርኸልኪ።

    @tesfayfeday3040@tesfayfeday30402 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ክብርተይ

    @rkrkro5750@rkrkro57502 жыл бұрын
  • ዝማሬ መልእክት ይስምዓልና ፅጓኡ በርከቱ ይብዝሕልኪ ክብርቲ ሓፍትና ትርሓስ ናይ ዘመን ኣገልግልትኪ እግዚአብሔር ይባርከልኪ በርትዒልና ክብርተይ👏👏👏👏👏 💐💐💐💐

    @user-lv6yk9kz2p@user-lv6yk9kz2p2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዛሓልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የፅንዕኺ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    @user-nx2eh5tc4e@user-nx2eh5tc4e2 жыл бұрын
  • ዘማሬ መልኣክቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ኣምላክ ጸገኡ የብዝሐልኪ ❤❤❤❤

    @DawitHagos-gu7tg@DawitHagos-gu7tg7 күн бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ ፀግኡ ካብዚ ንላዕሊ ኣብዝሑ ይሃብኪ

    @genet442@genet4422 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክት ይሰመዓና ንኩሉከም አብ ሰድት ዘልኩም ደቂ ተዋህዶ ደማ ብሰላም ናብ ዓዲና ይመልሰለና እግዚአብሔር አምላክ ናብ ቤቱ ንክንማላልሰ ድማ ሰናይ ፍቃዱ ይኩን ተዋህዶ ምኳን ተዒደልቲ እዩ ተመሰገን ፈጣሪ ተዋህዶ ገይረካ ዝፈጠረካኒይ

    @sarhali1760@sarhali1760 Жыл бұрын
  • አሜን!!!! ዝማሬ መላእኽቲ የስመአልና ብርኽቲ ሀፍትና ትርሀስ ገብረእግዚአብሔር መአር !!!

    @negasitesfaye9978@negasitesfaye99782 жыл бұрын
    • Ethiopian 🇪🇹🇪🇹💒💒💒💒🇪🇹👏👏👏👏🇪🇹👏👏👏🇪🇹👏👏👏🇪🇹🙌🙌🙌🙌🙌🇪🇹🙌🙌🙌🇪🇹🙌🙌🙌🇪🇹🌸💮🌸🌼🌼🌼🌼🌼🌼🇪🇹

      @tesfayandom7114@tesfayandom71142 жыл бұрын
  • ቃል ህይውት የስመዕልና ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ፀጋኡ ይብዘሓልኪ

    @zufankahsay1855@zufankahsay18552 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኪ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ዝሓፍተይ

    @user-ky3sp4ew3x@user-ky3sp4ew3x2 жыл бұрын
  • አስይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ ሓፍተይ ብጣዕሚ ዘክብረኪ ክፍትወክን ሓፍተይ አነ ናትኪ ክክተል ትርሓስ ሓፍተይ

    @shishaykidanemaryam616@shishaykidanemaryam6162 жыл бұрын
    • P

      @user-eq4ix3kl3m@user-eq4ix3kl3m2 жыл бұрын
    • P

      @user-eq4ix3kl3m@user-eq4ix3kl3m2 жыл бұрын
  • በስመ ሥላሴ ስላም ስደራ ልዐለ እግዚአብሔር አምላክና ከመይ ቀኒኩም ክብረት ሓፍትና ጸጋኡ ይባዘሐልኪ ልዐለ ፈጣሪ ዝማሬ መላእክት ይስመዓልና አሜን አሜን አሜን

    @serkalem4543@serkalem45432 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ፡ትርሓስ ሓፍተይ። እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኪ።

    @user-rm4gw1mb8k@user-rm4gw1mb8k2 жыл бұрын
    • በሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ትርሓስ ሓፍተይ ቀሪ ዘመንኪ ይባርከልኪ አብ ቤቱ የንብርኪ ናመስገንኪ ናወደስኪ የንብርኪ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ

      @zufankahsay1041@zufankahsay1041 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲይ የስመዐልና ክብርቲይ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኪይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ትርሓሰይ

    @user-xv6ky7wk7r@user-xv6ky7wk7r2 жыл бұрын
  • ኣሜንንንን ዝማሪት ትራሓስ ሓፍተና መልእክት የስመዓለና

    @ferykehasey5294@ferykehasey52942 жыл бұрын
  • ኣሰይ ዝማሬ መላእክት የስመዓና ትርሓስ ሓፍትና እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀገኡ የብዛሓልኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 👏👏👏

    @lave9644@lave96442 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ማዓረይ

    @alemagrmay6052@alemagrmay60522 жыл бұрын
  • እልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ክብርቲ ሓፍትና ትርሓሰይ በርትዒልና ካብዙይ ንላዕሉ ክተገልግሊ ምስጢሩን ጥበሉን ይግለፀልኪ ክብርተይ

    @bareehadesta2162@bareehadesta21622 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኪ ትርሓስ ሓፍቲና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ እግዚአብሔር አምላክ ይባርኸልኪ

    @musemamilove4519@musemamilove45192 жыл бұрын
  • አሜንዝማሬ መላአክት የስመኣና ትርኃስ ሓፍተይ ብሓቂ ከም ዝፈቀዶ ይኩን 🤲🤲🤲

    @user-bc7kv4jw9o@user-bc7kv4jw9o2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኪ ትርሓስ ሓፍትና

    @user-ix3yi5mo9t@user-ix3yi5mo9t2 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂንዝማሬ መልአክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓሰይ እግዚአብሔር ናይ አግልጉሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ አብ ቤቱ የፅንዕኪ

    @user-hx4uc3pv2d@user-hx4uc3pv2d2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልአክት የስመኣልና ኦርቶዶክስ ቷዋሕዷ ንዘላለም ትምበር ☦️🙏🏾❤️

    @wizmdb4102@wizmdb4102 Жыл бұрын
    • @Askale you tube ጽቡቅ መደባት ኣቅርብልና በሊ ሃፍተይ ❤️

      @wizmdb4102@wizmdb4102 Жыл бұрын
    • @Askale you tube 👍🏾

      @wizmdb4102@wizmdb4102 Жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክቲ የስመመዐልና እግዚአብሔር ኣብ ገዝኡ የፅንዕኺ ትርሓስይ ሓፍተይ ዝፈትወክን ዘክብረኽን ሓፍትና

    @birhangebremariyam3954@birhangebremariyam39542 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ብሓቂ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባረክን በርትዕልና አብ ቤቱ የፀንዕኪ 👏👏👏

    @ShSh-qv8dq@ShSh-qv8dq2 жыл бұрын
  • ተባረኺ፡ በዚ ቅዱስ መዝሙር ክንባረኽ ኣምላኽ ጸግኡ ኣብ ልዕሊኺ የሕዲሩ ዝባረኸና ዘማሪት ትርሓስ። ዝማሬ መላእክት የስመዓልና። ክብሪ ንልዑል ኣምላኽ ይኹን።

    @lulawityemane6784@lulawityemane67842 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጋኡ የብዘሕልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️

    @rigatasrat6060@rigatasrat60602 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ምላእክቲ የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዘሓልኪ 💒🙏❤️❤️❤️👏👏👏👏

    @fkaduasfha9859@fkaduasfha98592 жыл бұрын
  • ኣሜን((3))እልልል እልልልል እልልልል ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና ትርሓስ ሓፍትና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ጡዑማት መዝሙር እዮም🙏🙏🙏🕊💞💞💞

    @user-kh1eu4je4j@user-kh1eu4je4j2 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘማሪት ትርሓስ ክብርቲ ሓፍተና፡ እግዝኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድለልና ዛሓፍተይ።

    @amanuelangesom1043@amanuelangesom10432 жыл бұрын
  • እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ❤❤❤

    @user-rh7jg8qm5i@user-rh7jg8qm5i2 жыл бұрын
    • ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪት ትርሓስ ጸግኡ የብዝሓልኪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ።

      @fithawimengesha4413@fithawimengesha44132 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ኣምላክ ይባርከልኪ

    @user-nv5vt5ct6f@user-nv5vt5ct6f2 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዛሐልኪ

    @zeryashberhanu5952@zeryashberhanu59522 жыл бұрын
  • ዘማሪት ትርሓስ ሓፍተይ ኣዕጽምቲ ዘለምልም መዝሙር ብሓቂ ጸግኡ የብዝሐልኺ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኺ ይባርኾ መድህነአለም ክብረተይ❤❤❤

    @FilateyStar@FilateyStar Жыл бұрын
    • እሜን እሜን እሜን ዝማሬ መላኣክቲ የሰመዕለና

      @samali2270@samali2270 Жыл бұрын
  • #Tirhas we love you so much!! nay tigrigna mezmur bizuh kisrah alewo... thank u..........

    @wedi70enderta28@wedi70enderta282 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ ይሰመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ፈጣሪ

    @user-sr1zn4rn5f@user-sr1zn4rn5f2 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ትርሓሰይ ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርኪ❤❤

    @user-xy4wp7df6c@user-xy4wp7df6c6 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ክብርቲ ሓፍቸትና

    @user-xd6fn7lt2p@user-xd6fn7lt2p2 жыл бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እልልልልልል እልልልልልል እልልልልልልል ዝሜሬ መልኣክት የስመዓልና ናይ ዘበን ኣገልጉሎትኪ ጎይታ ይባርኮ ❤❤❤❤❤❤❤

    @user-mw7lb5xv3u@user-mw7lb5xv3u4 ай бұрын
  • አሰይይይይይ ትርሓሰይ ዝመሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኪ አብ ቤቱ የንብርኪ ♥️💛😭

    @Channel-qe9mn@Channel-qe9mn2 жыл бұрын
    • @@user-ub4mz5ym8j gere♥️

      @Channel-qe9mn@Channel-qe9mn Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

    @user-qt1gk3fz1w@user-qt1gk3fz1w2 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና ጸጉኡ የብዝሓልኪ ኣብ ቤቱ የጽንኪ እግዚኣብሄር ኣምላኽ 🤲🏻🙏🏻

    @gkfidjhh2253@gkfidjhh22532 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስማልን ለሁላችን ውድ እህቴ ትርሀስ

    @mebratsntayehu8843@mebratsntayehu88432 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ብሓቂ ማዕበል ኣጨኒቁና ምሕረት ላኣኸልና 🙏🙏🙏🙏💔

    @milye9320@milye93202 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚአብሔር አምላክ ብፀጉኡ ይባርኪ

    @eteneshweldemariam5919@eteneshweldemariam59192 жыл бұрын
  • Amen kem fekadu yekun Zemari melaketi yesmalena

    @tttfff4025@tttfff40252 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የሰመልና ክብርት ሐፍትና

    @YrgfHgh-lm8ij@YrgfHgh-lm8ij2 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና❤❤❤❤❤❤❤❤

    @yalemenbay9402@yalemenbay94029 ай бұрын
  • አሜን ! ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ አብ ገዝኡ የፅንዕኪ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ እግዚአብሄር ይባርከልኪ !

    @rozinagebrehiwot1783@rozinagebrehiwot17832 жыл бұрын
  • ዝማሬ መልኣክት ያሰማልንንንንንንንንንንንንን አሜን አሜን አሜንንንንንንንንንንንንንንንንንንን

    @nikoyaco2225@nikoyaco22252 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላኣክቲ የሰምዓልና ዛሓፈተዪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ፀግኡ የብዝሓልኪከማኪ የሕዋትና ይብዝሓየን

    @GeweMuiu@GeweMuiuАй бұрын
  • ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብርተይ

    @user-ez6hq2yz8z@user-ez6hq2yz8z2 жыл бұрын
  • አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና

    @rahelhalefom1327@rahelhalefom13272 жыл бұрын
  • ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሓልኪ ክብርቲ ሓፍትና♥️👏

    @ghcc4035@ghcc40353 ай бұрын
  • Amen(3) zemare melakti yesmalna keberti haftena❤❤❤❤❤❤❤

    @user-zl7bj2im2c@user-zl7bj2im2c3 ай бұрын
  • I pray the Lord to bless your life abundantly for his glory!!!

    @pietrosmichael7321@pietrosmichael73215 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ውድ እህቴ ትርሀስ እግዚአብሔር ያግልግሎት ዘመንሽን ይባርክልሽ እግዚአብሔር ፅጋው ጤናሽ ያብዛልሽ

    @mebratsntayehu8843@mebratsntayehu88432 жыл бұрын
  • እልልልልልልዝማር መላእክት የስመዐልና

    @sarasnvn9711@sarasnvn97112 жыл бұрын
  • ኣብ ቤቱ የፅንዕኪ ዘመንኪ ይባረክ ክብርቲ ሓፋትና ቃል ሂወት የስምዓልና

    @user-qr6fs9ky4l@user-qr6fs9ky4l5 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት ያሰማልን languge መማር አፈልጋለሁ የሚያስተምረኝ በውስጥ አውሩኝ from ኢትዮጵያ

    @kassahunzelalem9340@kassahunzelalem93403 ай бұрын
  • ዝማረ መላእክት የስምዓልና ክብርቲ ሓብትና ትርሓስ ጓል ተዋህዶ ጓልታ ዘይትናወጽ እምነት ኦርቶዶሕክስ ተዋህዶ

    @zeruwedigomed2767@zeruwedigomed27672 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላኢክቲ የስመዐልና ትርሓስ ሓፍቲና ኣብ ቤቱ የፅንዕኪ ፀጋ የብዘሐልኪ ፈጣሪ

    @musiefazar1397@musiefazar13972 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኽቲ ይሰማዓልና ኣምላኽይ ኣምላኽይ ስምካ እየ ዝጽውዕ ንዘልኒ ሕዚ ኣብ ቅድሜካ ይቀውም ከም ዝፍቅድካዮ ይኹን ከም ዝሰርዓኻዮ፡ ኣነ ዶ ኣምላኽይ ጽብሓ ፈልጠዮ።

    @hermongere6243@hermongere62433 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስማዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏

    @netsanet7155@netsanet71552 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና

    @user-uu6zz9bt2z@user-uu6zz9bt2z2 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ትርሓስ

    @user-zh8wb7fk8o@user-zh8wb7fk8o2 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓስ ሓፍትና ካብ ገዝኡ ኣየውፅኪ ኣምላክ

    @TsigeAraya-yg7zd@TsigeAraya-yg7zd3 ай бұрын
  • Thank goodness im orthodox 🥰thank to our almighty Lord ❤for protecting us from evil ❤ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ብርኽተይ😇from 🇪🇷🇺🇸

    @loveyourenemiesmarat3955@loveyourenemiesmarat395510 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን ትርሓተይ ናይ ዘመንኪ ይባርክኪ

    @mab4rati128@mab4rati1282 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን አገራችንን ሰላም ያድርግልን አሜን

    @Tefetawit.12.21@Tefetawit.12.212 жыл бұрын
  • Amen amen amen🙏🙏🙏 zemarie melaekt yesmalna Elllllllllllllllll elllllllllllllllll elllllllllllllllll elllllllllllllllll 👏👏👏👏👏👏👏👏👏kbrti haftna Egzabher Amlak xegu yebzahalki

    @gebreyesusberakishewit5334@gebreyesusberakishewit53342 жыл бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሓፍተይ, ናይ አገልግሎት ዘመንኪ የብዝሐልና

    @user-wv2kd4cy6c@user-wv2kd4cy6cАй бұрын
  • አሜንንንንን አሜንንንንንን ዝማሬ መልእክት ይመዕልና ❤💗💖🙏

    @user-yv2cs8ml7k@user-yv2cs8ml7k2 жыл бұрын
  • Zemare melakit yesmelna tirhas berkit

    @yerufael9487@yerufael94872 жыл бұрын
  • ትርሀሲና ሀፍተይ ካብዚ ዝበለፀ ንፅበይ ካባኪ ጎብዝልና ዝማሬ መላእክት የሰምእልና ፀጉእውን የብዝህልኪ 🙏❤

    @user-lk4vw6je3u@user-lk4vw6je3u2 жыл бұрын
  • ዝማረ መላእክቲ የስመዐና ክብረተይ ፅጋ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏☘️🌿

    @hffgtt9869@hffgtt98692 жыл бұрын
  • ዝማረ መላእክቲ የስመዕልና ሰሚዒካ ዘይጽገብ :: ነዊሕ ናይ አገልግሎት ዘመን ይሃበልና::

    @ephremgebru2861@ephremgebru28612 жыл бұрын
  • Amen amen amen zmare melaekti yesmeelna mkrtey

    @user-hq9bt7jt1h@user-hq9bt7jt1h2 жыл бұрын
KZhead