New Eritrean Video 2024...1ይ ክፋል...ስነ ጥበበኛታት ሰዓረን ራንዳን ዝቕሪ ፍቕሮም ብግሉጽነትን ምስጢሮም ዝዘርዘርሉን ዕላል (Part 1)

2024 ж. 25 Сәу.
131 978 Рет қаралды

Пікірлер
  • Bekadadna zthageskum like

    @YoditTesfu-gm3ix@YoditTesfu-gm3ix18 күн бұрын
    • Be kulu negera enbr ka

      @luliyamerhwi755@luliyamerhwi75518 күн бұрын
    • Btaemi tsubuk kdan tekedina kulu negera des tbleka ❤❤❤❤❤

      @gaulmokieerey263@gaulmokieerey26318 күн бұрын
    • ሄኖክ መቅሰን ኣቀዲምካ ዋይን ኣስቲካዮም ዳኣ ትክእሎም ዲካ ክክክክክ ክልተ መጻምዲ ኣዝዮም ደስ ዝብሉ ፍቅሮም ይሰስነሎም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

      @lemlemluulay6843@lemlemluulay684317 күн бұрын
    • ዋውውውው ኣዝዩ ደስ ዝብል እቲ ኣዚና ንፈትዎን ነክብሮን ገዲም ተጋዳላይ ህብብ ስነጥበባዊ ምስጉን ወዲ ፈራዳይ ስዓረ ፍጹም ጽቡቅ ምርጫ ክልቴኩም ደስ ትብሉ መጻምዲ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም❤❤

      @lemlemluulay6843@lemlemluulay684317 күн бұрын
    • ኣታ ሰብ ሓሚሞምና ብካዳድና ተበለኩም'ሲ ደፈንፍን ኣካዳድና እዩ ንዓይ ጅማውታ ኣዕጽምታ ዎጽዮም ሲ ደስ ኢልኩም ዕውራት ኢኩም 305 ኩሉኩም

      @sahleyonas7844@sahleyonas784416 күн бұрын
  • ለባም ሰበይቲ ካብ ፈጣሪ'ያ። ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤!!

    @kubajalegese3833@kubajalegese383318 күн бұрын
  • እዉይ ዕላሎም ክጥዕም ስዓረ ከምዚ ይመስለኒ ኣይነበረን ትዕቢተኛ ክብረት ሰበ ዘይብሉ ይመስለኒ ኔሩ ሰብ ግን ብ ደጊኡ ኣይፍረድን ዩ❤❤❤❤

    @fevenmussie4915@fevenmussie491518 күн бұрын
  • Akedadna 100% Bslet 100% Elal 100% ❤❤❤❤❤❤❤❤

    @Merh941@Merh94118 күн бұрын
  • እቲ ዝሰሓበኒ ነገር ሰዓረ ውዑይ እየ ንነገራት ክገብር ይርበጽ ክብል ከሎ ሓብትና ኸኣ ነቲ ውዑይ ባህሪ ኣብ ውሽጡ ዘሎ ጽባቀን ቅንዕናን ፈልያ ትርዳእ ናይ ኣእምሮ ሳይኮሎጅስት ኮንኪ ትስምዕኒ።ኣብ ሕበረተሰብና ውዑይ ሰብ ክሳብ ክንደይ ውሽጣዊ ጽባቀኡ ጎስዬም እዚ እዚ ዝብሉ ስለ ስቅ ዝብሉ ለባማት ዝመስሉ ስለ ዘለው ንመንእሰያትና መማሃራን ኢኹም እሞ ካልኣይ ክፋል ክትገብሩልና ነይርኩም ተኾሊፍና።ብዝኾ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሂወትኩም ገነት ምዃኑ ካብ ብስለት ዘረባኹም ይፍለጥ ዋውው ዓጊብና❤❤❤❤❤🌹🌹💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    @abedegaim4891@abedegaim489118 күн бұрын
    • ንስኻ ውን ክትድነቕ ይግበኣካ'ዩ ስለዘስተብሃልካሎም

      @samtg1781@samtg178118 күн бұрын
    • Well said ❤❤❤❤

      @hageryemane6187@hageryemane618715 күн бұрын
    • እታ ዝፍትዋ ባዓልታ ቤተይ ኣዛካኪርኪኒ ብ ሂወት ኣላ ኣብ ስደት ኣለና ልኪዕ ከማኪ ኣያ ነይራ ሕጅ ግን ተቀይራ መንጽርጽሪት ኮይና ብጣዕሚ ቀኒኤ ኣነ ንባዕለይ ስነ ጥበባዊ እየ ነይረ ቅድሚ 10 ዓመት ስደት ምስ ወጻኩ ኣቃሪጽዮ ኣለኩ ጉዳይ ስበይተይ ግን የታሕሳስበኒ ብጣዒሚ ተቀይራ ዘላ ኣነ ክሳብ ሕጅ ሳዓረ እየ ዘለኩ ።የቀንየለይ ዝክሪ ቀደመይ ዝመለስኪለይ።

      @user-bf6iw9df6s@user-bf6iw9df6s14 күн бұрын
    • @@user-bf6iw9df6sgzie haba ab beynukum tezerarebu. Deqi anstyo bzuh akalawi or biological lewtitat eyu zelena. Fiqirika gilexela. Deqi tebaetiyo zeytestiwieliwo bzuh tegudliwo alo ab lieli sebeytikum. Habesha ab kemzi wala awalid wala awedat aflitona wuhud eyu. Bzaeba ezi nai xaadu mexhaf anbib.

      @rehaboth203@rehaboth20311 күн бұрын
  • What a loving unselfish young woman.God bless her and her man 🙏🙏

    @pegasister7712@pegasister77128 күн бұрын
  • ለባም ሰቤይቲ ኣላትካ ሳዓረ ሓወይ ደስ ክትብሉ ማራ ኬፌ ኣለኩም ሓዳርኩም ከምቲ ትስሕቅዎ ዘለኩም ይግበረልኩም ❤❤❤

    @user-bt7wv2yo7s@user-bt7wv2yo7s18 күн бұрын
  • ናይ ብሓቂ ጥዑም ዕላል 🥰 እታ ሰበይቱ ኽኣ ለባም ጋል መን ዲኺ፣ናይ ኣቦኺ ወስድኪ 🥰🥰🥰🙏

    @trhastsige2295@trhastsige229518 күн бұрын
    • Gual musugn zeray wedi feraday

      @ritateklay8511@ritateklay851111 күн бұрын
  • ቃል ኪዳንኩም🙏 ቃል ኪዳን🙏 ኣብራሃምን ሳራን🙏 ይግበረልኩም🙏 ምስ ቃል ኪዳንኩም ንበሩ ውላድኩ የሪኤና ኣሜን።🎉 👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    @mesgenaasgodom9670@mesgenaasgodom967018 күн бұрын
  • ናይ ባሓቂ ጋል ፈራዳይ ምቅርቲ ኢኪ ማሻኣላህ❤ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም

    @amiraali4971@amiraali497118 күн бұрын
  • ጥበበኛ ሰበይቲ ብሓቒ ዘመንኩም ይለምልም ❤❤❤❤❤ ደስ ክትብሉ ብሱላት መንእሰያት ድቒ ኤሪ much love 🎉🎉🎉❤❤❤❤ rhus gama 🎉🎉🎉❤❤❤

    @godisgoodpaulos9408@godisgoodpaulos940818 күн бұрын
  • ሓዳርኩም ይባረክ ጽቡቃት ውላድኩም የርእየና❤

    @luwamgebrehiwot1882@luwamgebrehiwot188218 күн бұрын
  • ኣሰይ ምጩዋት ፍጥረት! ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

    @hidatogbamichael7@hidatogbamichael718 күн бұрын
  • ደቂ ጀጋኑና አድመን ጥናን ይሃብኩም 🙏❤🇪🇷

    @kisanet4715@kisanet471518 күн бұрын
  • ሓዳርኩምን ፍቕርኹምን ጥዕናኹምን ኣምላኽ ይባርኽ። አቲ ብፍሉይ ደስ ዝብለኒ ድማ ደቂ ክልተ ሓርበኛታት ተራኺቦም ናብራ ክምስርቱ❤ አንቋዕ አዚ ረኣና ❤ደቂ 🇪🇷 ።

    @saba-hy4bs@saba-hy4bs17 күн бұрын
    • 🤣🤣🤣

      @weldeab9707@weldeab970717 күн бұрын
  • ኣዚዩ ደስ ዝብል ፍቅሪ ኣለኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ባስታ ሓዉና ድማ ጽቡቅ መደብ ደስ ዝብል ቀጽሎ

    @Temesgenamlakey22@Temesgenamlakey2218 күн бұрын
  • ደቂ ሓላል መሬት ብሓደ የብልኹም ፈረይነትን ጸገይትን ይግበርኩም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹✊🏼

    @andomhabteghebriel2964@andomhabteghebriel296418 күн бұрын
  • ኣምላኽ ይባርኽኩም ፍሬኹም ካኣ የሪኤና :ፈልሲ'ቶም ጀጋኑና።🇪🇷❤👈☝️👌🙏

    @hagereykebretey1962@hagereykebretey196218 күн бұрын
    • @hameabdelkadir@hameabdelkadir18 күн бұрын
  • An educated women can build a healthy relationship. Appreciate you❤.

    @mihretberaki6709@mihretberaki670916 күн бұрын
  • መርሓባ ቡሩካተይ ጽቡቅ ዕላል ናይ ባሓቂ ሓዳሪኩም ይባሪከልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ራንዳ ሙስግን ንፊዕቲ ወረጃ ከሚኡዉን ሳዓረ ቀጽልዎ 🙏🏾👍🏾🇪🇷💗🇪🇷💗🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷

    @zaidtewelde2368@zaidtewelde236818 күн бұрын
  • ብሉጽ ዕላል፡ ደስ ትብሉ መሃሪ ፍቕሪ መንእሰያት፡ ፍቕርኹም ከም መደኩም ኣብ ሓዳር በጺሑ፡ ማሙቕ ሂወት ክህልወኩም እምነየልኩም፡

    @dolpenamahada423@dolpenamahada42318 күн бұрын
  • ብዙሕ ዕላል ቅች ይመጻኒ ኣብ መንጎ እየ ዝገድፎ ናትኩም እሞ ወላ ትዕላልኩም መቀረት ኣለዋ ፍቅሪ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ደስ ባሃልቲ❤❤❤።

    @user-gv2nk8un7d@user-gv2nk8un7d17 күн бұрын
    • ወላ ኣነ መጸጸጽ ዘይብሉ ግልጽልጽ ዝበለ ደስ ክብሉ❤

      @FocusOnyourblessing@FocusOnyourblessing15 күн бұрын
  • ሰላምኩም ይብዛህ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ አዚና ነኽብሮኩምን ንፈትወኩምን ስነ ጥበባዊያን ሐገርና ደቂቶም ጀጋኑ ሰስኑልና ሙቁራትና ሰዓረ ዓንዲሕቆ ስነ ጥበብ ኩሉ ዘጸብቀልካ አዚዩ ጽቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ።♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍

    @yoditsahle2046@yoditsahle204618 күн бұрын
  • ዎው ዝገርም ኣዚኩም ብሉጻት ኢኩም ኣምላኽ ሓዳርኩም ዘመን ሂወትኩም ይባርኽ ካል ኦት ናትኩም ኣብነት ዝክተሉ ይግበሮም ኩሉ ነገርኩም ሙሉእ ጽቡቅ ኣዘራርባኩም ኣከዳድናኩም ትሕትናኹም 100% ሰስኑ ተባረኩ❤❤

    @elizabethelilta2663@elizabethelilta26637 күн бұрын
  • እዋይ ሸኮክር መባሊቲ ይግበርኩም ስዓረ ምስራንዳ ሽኮር ጋልምስጉን ብዓቢኡ እውን ሐዳርኩም ይጠጥዕ ብኩሉ ደስተብሉ ወራዙት ምጭዋት አከዳድናኩም ብኩሉ ነገር ስኒት ይሀብኩም አመን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇪🇸🇪🇸🇪ሽወደን

    @letenseafesshaye7801@letenseafesshaye780118 күн бұрын
  • ትርጉም ናይ ፍቅርን ምትሕልላይን ምሂርኩምና እቲ ሓደ ኹርይ ክብል ከሎ ርግእ ህድእ ኢልካ ነገራት ኣመዛዚንካ ጸገምካ ምፍታሕ ነቲ ሓዳር ዝያዳ የደልድሎን የመቅሮን ስዓረ ምስ ራንዳ ክልተ ኣፈታትሓ ግርጭት ብጽቡቅ ገሊጽኩሞ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፍቅርኩም ይሰስን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @lemlemluulay6843@lemlemluulay684311 күн бұрын
  • ኣሰይይይ ብሉጻት ሰባት ኢኹም ናይ በሓቂ ግሉጽነት ምክብባር ዘለኹም እግዚኣብሄር ሓዳርኹም ይባርኽ ❤❤

    @samrawitselomun1032@samrawitselomun103217 күн бұрын
  • Atlist you understand her that she understands you, what a great man , SEARE🌹🇪🇷❤️

    @senaittesfazgi9707@senaittesfazgi970718 күн бұрын
  • ውዑይ ሰብ ኩሉ ግዜ ክፍኣት የብሉን ግልጺ ኢዪ ልክዕ ከምዚ ናይ ሳዓረ ❤❤❤❤ ራንዲ ካኣ ዕግስቲ 👸❤2ቴኹም ልክዕኩም ኢኹም ረኺብኩም ዘለኹም 👸🌹🤴 ከምቲ ፍሬኹም የርእየና ኣበባኹም 🙏❤❤❤❤

    @fthawitmengstab7906@fthawitmengstab790618 күн бұрын
  • ኣምላኽ ይባርኹም ፍሬኹም ከኣ የርኤና:ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት 🇪🇷❤🥰🙏

    @RuthJuzepe@RuthJuzepe18 күн бұрын
  • ሞሳ ንዓኻም ስነ ጥብብ ሃገረ ኤርትራና❤ ቁጽሪ መላእክት ኩኑ ።ሰስኑልና ስዓረ ምስ ክብርት ብዓልቲ ቤትካ ራንዳ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ሂቡ ጸጋታቱ የብዝሓልኩም ናትኩም ጸጋታ ድማ ካብ ውሉድ ንወለዶ የብጽሓዮ ❤

    @eritriaeritria7010@eritriaeritria701016 күн бұрын
  • ደስ ዝበል ዕላል ብኣፍልጦ ሓዳርኩም ኣምላክ ይባርከልኩም

    @betelihem823@betelihem82318 күн бұрын
  • ፍትዋትን ክቡራትን አርቲስት. ሰዓረን ራንዳን. ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም. ፍቅርኩምን ይባረክ. ከም አበባኩም የርእየና ዉላድኩም 🙏🙏🙏

    @yemanenegash9486@yemanenegash948614 күн бұрын
  • ሳዓረ & ራንዳን ዋኣው ኣታሓሳስባኩም ኣሙ ❤❤❤❤

    @Filimon442@Filimon44218 күн бұрын
  • I love when I see two people who love and taking care of each other !!! May God bless your heart and future love birds. Love you my young generation copy my husband and myself..very similar!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏

    @user-qk1ro2fu8q@user-qk1ro2fu8q15 күн бұрын
  • I love her she is very open❤❤

    @yohanaandemichael4229@yohanaandemichael422918 күн бұрын
  • ኣብዚ ኣለውካ ምልዓት ዓይኒ ፍቕርኹም በረኸት ኣምላኽ ይምለኣዮ ❤🌹🇪🇷🌹🇪🇷

    @dinahalal1736@dinahalal173617 күн бұрын
  • ኣታሓሳስባኹም ደስ ክብል ቃል ኪዳንኩም ይፅናዕ❤

    @user-jt1hj6gr7z@user-jt1hj6gr7z18 күн бұрын
  • ሰላም ብታዕሚ ደስ ዝብል መደበ እዩ ሳዓረ ካብቶም ዘድንኮን ዝፈትዎን እየ ኔረ ኣብቲ ናይ አፍሪቃ ክዋዳደር ኮሎ ብናተይን ብናይ ክልቴ ደቀይን ጌሬ እየ ቮት(Vote)ጌሬሉ አነ ትራይ ዘይ ኮንኩስ ኩሉ ኤርትራዊ ኩሉ ፌታዊ ህዝቡን ፌታዊ ዓዱን ማለትዩ። አብ ዌርሒ 7 አነ ሐፍተይ ደቀይን ናብ አስመራ ከይድና ኣብ ጥቓ ፖስቶ ኦፍስ ረኪብናዮ ምስ ሕጽይቱ ኔሩ ኢድ ኒድ ተታሓሒዞም ይሓልፉ ኔሮም ትሃንቲና ሰላም ክንብሎም ደሊናስ አይተገደሰልናን ከማን ረጊጹና ሐሊፉ ሰንቢድና ገሪሙና ዊን ስለዚ ከሙ ኣይቱኩኑ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ኤርትራዊ ንኩሉኩም ብጣዕሚ ኢዩ ዝፍትወኩምን ዘድንቐኩምን ስለዚ ሓደራኩም❤

    @almazsium6480@almazsium648015 күн бұрын
  • Congratulation beautiful and talented couple,god bless you ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🏾

    @sunnysideup5150@sunnysideup515018 күн бұрын
  • ዕላል ደቂ ኣስመራ ኣይምኖን ኣብ ታዕሊም ኣብ ዉትድርና ኣብ ስደት ምስኦም ኣለና ኣይተፋለናን ከም ሰብ መጠን ብጣዕሚ እዮም ጥዕማት ስምካ ምስ ነገርካዮም ካብኡ ዝሓልፍ መንነትካ ኣየድልዮምን እዩ:: ሰብ ሰብ ምዃንካ እዮም ዘክብሩኻ ለጋሳት ጥዕማት ከምቶም ካልኦት ኣዉራጃ ኣይኮኑን ምሳኻ ክነብሩ ትደልዮም ሰባት እዮም

    @tesfaldet-vq6lo@tesfaldet-vq6lo18 күн бұрын
    • Nhna wn btaemi ena nfetwekun habibi❤

      @bitanya1212@bitanya121218 күн бұрын
    • Ayy belati beynom da beli deki Asmara rgumat tbelexti embery

      @freselam4230@freselam423017 күн бұрын
    • Asmerino tumat ina tesfi hawey ❤ kbret yhabka kea

      @adyamdaniel2932@adyamdaniel293215 күн бұрын
    • @@adyamdaniel2932 ygbakum eu msgana aydlyon eu abay seb nseb tahbkayo natu seb yhgos ezgi yfetu

      @tesfaldet-vq6lo@tesfaldet-vq6lo11 күн бұрын
    • ሓቅኻ ክቡር ሓውና 100%

      @elizabethelilta2663@elizabethelilta26637 күн бұрын
  • ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝምስጥ ዕላል ደቂ ክልተ ኣናብስ ምሉእ ሂወትኩ ብሓሳብ ብለዩ ❤❤

    @harenatesfu9236@harenatesfu923618 күн бұрын
  • ሽኮሪናታት ሰዐረ ለባም መንእሰይ ❤💐🥰

    @almazbokresion9842@almazbokresion984218 күн бұрын
  • ጽቡቃትት ፍጥረት ከም ኣብርሃምን ሳራን ይግበርኩም እዞም ፍሉጣት በጃኹም ኣከዳድና ኣፍልብካ ከፊትካስ ጽብቅተይ ኣከዳድና ኣይግድን ምክንያቱ ጸለዉቲ ኢኹም ጽባሕ ንጉሁ ኩለን ከም ኡ እየን ክክደና ብዝተካእለ መጠ ኣፍልብኽን ክኽደን ኣለዎ ❤

    @brhanalem5387@brhanalem538718 күн бұрын
  • እዚ ዕላል ሾሻል ሜዳ እንተ ዘይኮይኑ፡ ናይ ብሓቂ ዝተራኸቡ እዮም ዝመስሉ። ብፍላይ፡ ኣብ'ዛ ሓፍትና፡ ሓደ ፉሉይ ጽባቐ ኣለዋ። ባርያታ ካኣ፡ምስ ብዙሓት ናይ ስነ-ልቦና መጽሓፍቲ ዘንብቡ ሰባት ይመስል። ብፍላይ፡ ባህርን ስምዒታትን ብዓቢኡ ካኣ ናጽነት ናይ ሰብ እተኸብር ሰብ ትመስል። ሓዳርኩም ይባራኽ!

    @debesaymebrahatu1049@debesaymebrahatu104915 күн бұрын
  • እዋይ ሽኮር ከማይ እንስሳ ክፈቱ መዓት የ ናይ ዓድና ኣኽላባት የደንግጹኒ ኣብ ደገ ዝነብሩ, መጺእ ከለኹ ርእይዮም ብጣዕሚ ሓዚነ, ምኽንያቱ ከልቢ ናይ ገዛ እንስሳ ዩ ንምንታይ ኣብ ደገ ይነብሩ ኣለዉ, በጃኹም ንድምልከቶ ኣካል ቦታ ተዝገብሩሎም, ዝኾነ ሰብ ካብ ገዛ ኣይተውጽዎም ምተባህሉ መቅሳዕቲ ምተገብረ በሃልት የ ሓደራ ገለ ግበሩ ❤

    @kisanet4715@kisanet471518 күн бұрын
    • ኣብ ኤርትራ ድኣ ሰባት ከማን ኣብ ደገ በረካ ይነቡሩ ኣለዉ ምክንያት ግን ንስኪ ትፈልጢ

      @user-cg9om6ve5n@user-cg9om6ve5n18 күн бұрын
    • @@user-cg9om6ve5nhaqi belka. Nai kelbi yehzineka naiti seb kaa melisu yehmimeka

      @rehaboth203@rehaboth20311 күн бұрын
  • ጹቡቅ ዕላል መሃርን ኣዛናግዕን👍💯✅.

    @temesgenamlakey2520@temesgenamlakey252018 күн бұрын
  • ብዛዓባ መጽሓፍ ዝበሉኩማ ብሓቅ ኣድኒቖኩም ሰባት50 መጽሓ ኣብ ዓመት የብብ እቡሉ ዘረባግን ነገቲፍ

    @meharigrmay4919@meharigrmay491918 күн бұрын
  • ኣሰሰሰሰይይይይ ጽቡቃተይ ዝፈትወኩም ደስ ክትብሉ ኢግዚኣብሄር ኣብ ኩሉ ጉዕዞኩም ምሳኩም ይኩን ዳታሓጎስኩም ዳሳሓቅኩም ንበሩ ከም ኣብራሃምን ሳራን መባልይቲ ይግበርኩም ቲ ኩሉ ዝካሎ ፈታሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @samrawitandemeskel206@samrawitandemeskel20617 күн бұрын
  • Amazing show❤❤❤❤❤❤❤ Bitaemi des diblu!!! God bless your marriage.

    @saliemtesfamariamgoitom233@saliemtesfamariamgoitom23318 күн бұрын
  • መሳጢ ተመክራዊ ዕላል ድሕሪ ሓያል ስብኣይ ኣንበሳ ስበይቲ ኣላ ይብሃል ከምዚ ኢዩ ፍቅርኩም ኣምላክ ይባርከልኩም ኣብፍረ ከኣ የብቅዕኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @onelove4923@onelove492318 күн бұрын
  • Love this kind of Love . Simply compatible , may God bless your union .

    @wegahtahabtom154@wegahtahabtom15417 күн бұрын
  • ብጣዕሚ ዕላልኩም መስጥኒ ፈጣሩ ፍቅሩኩም ይባርከልኩም ❤❤❤

    @user-iu1to8ip5x@user-iu1to8ip5x17 күн бұрын
  • You both look so good together. TRUE LOVE is the first thing that comes to mind when I see your pic. Stay blessed and be together always. True love is always omnipresent in your picture ❤❤❤❤❤

    @luwamweldemichel9242@luwamweldemichel924218 күн бұрын
  • ደገኛ ሰበይቲ ንሰብኣያ ተኽብ ቓል ኪዳንኩም ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበሮ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹♥️🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️

    @user-rn3fi2fs1o@user-rn3fi2fs1o18 күн бұрын
  • Thank you henoka they are the best Mara kef alewom.❤❤❤❤❤❤❤❤

    @selamsamuel2442@selamsamuel244218 күн бұрын
  • ሰላም ኣናብስ ስነጥበበኛታት ኣየ ዕድል ከምዚ ዓይነት ፍቅርን ምርድዳኢን ዘለዋ ባዓልቲ በት ምርካብካ ዕድለኛ ኢካ ኢም ዓረብ ክምስሉ ሕጣ ፊ ዐነክ ይብሉ ፍቅርኩምን ሓዳርኩምን ይባርክልኩም

    @fatmahhagus8730@fatmahhagus873011 күн бұрын
  • Both are honest and amazing 👏 🙌

    @alextom6372@alextom637218 күн бұрын
  • ኣሰይይይ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ደቂ ሓላል መሬት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌿☘️☘️🌼🌼

    @user-wc6fb3jk9d@user-wc6fb3jk9d18 күн бұрын
  • Oh, you guys are awesome. God bless ur union....with lots of blessings n joy ......he so lucky to have you 🎉🎉🎉🎉

    @semharfesshaye4492@semharfesshaye449218 күн бұрын
  • Aseyyyy kelete xebqat edmen tenan yhabkum hadarkum yebarek ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    @user-zy3jd1qs1n@user-zy3jd1qs1n18 күн бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤ኣምላኽ ፊቅሪኩሙ ይባሪኽ

    @DebesayEfrem@DebesayEfrem18 күн бұрын
  • ኬፍ ኣለኩም ሽኮሪናታት ብሓቂ ዕላልኩም ጥዑም ብዕድመ ንኣሽቱ ግን ኣተሓሳስባኹም ብሱላት❤❤❤❤❤❤❤❤

    @yoditsemere9427@yoditsemere942718 күн бұрын
  • Pasta lomi btaemi dess zblu seb hadar and Randa kea nay bhaqi adniqeki btaemi wrzuy akedadna nay bhaqi elalom taum hadarkum Amlak ybarkelkum wladkum yereyena deqi Eri xbuqat ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    @greatstar5111@greatstar511118 күн бұрын
  • OMG SEARE IS MY FAVOURITE ERITREAN ACTOR ❤❤❤ SO SMART AND PRETTY WOMAN HE GOT I AM HAPPY FOR HIM MAY GOD BLESS YOUR UNION ❤❤

    @Relaxingblog123@Relaxingblog12315 күн бұрын
  • Bselete zelewu agelaletsa dese tebelu egziabhir hadarekome yebareke ❤❤❤❤❤

    @user-iw5lf7tk9b@user-iw5lf7tk9b18 күн бұрын
  • They're such a cute and down to earth couple, truly adorable and reserved.

    @eritreafirst6601@eritreafirst660118 күн бұрын
  • ብጣዕሚ መሳጢ ዕላል ብሱላት መንእሰያት❤❤❤❤❤

    @samiaali4623@samiaali462311 күн бұрын
  • ናይ ብሓቂ ጥዑም ፍቅራዊ ዕላል ቀጽልዎ ደስ ዘብል ፍቅሪ እዩ መመላእታኡ ፍጻሜኡ የርእኩም

    @user-pk8lu9tf2q@user-pk8lu9tf2q17 күн бұрын
  • Mukuratey edmen tenan yehabekum deki Erey halalat I miss u Habayeb ❤❤❤❤❤❤

    @kisanetmehari5833@kisanetmehari583318 күн бұрын
  • እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ባሓቂ ኣቤት ልቦና ጓል ሄዋን ኣካዳድናኪን ትሕቲናኪኒ መግለጺ የብለይን ከማይ ዝገርመኩም ኣለኩም እስክ ላይግ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤100%

    @medagebre@medagebre15 күн бұрын
  • They are so cute couple ❤I love how they interact with eachother ❤ relationship is not easy but they work together as one couple which makes them beautiful couple ❤God bless your union

    @ola1707@ola170718 күн бұрын
  • ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤

    @tigistandebrhan7615@tigistandebrhan761518 күн бұрын
  • Seare and Randa brilliant, knowledgeable, great chemistry and well dressed. Wish you all the happiness congratulations.🇪🇷❤️

    @saraasmerom9050@saraasmerom905018 күн бұрын
  • ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ዉላድኩም የርእየና❤❤❤

    @bahabelomnegasi7426@bahabelomnegasi742617 күн бұрын
  • ዕደምን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤሪ ሓዳርኩም ይባርኽ

    @amanetberhane6093@amanetberhane609318 күн бұрын
  • God blessed you ❤❤❤

    @fiorimebrahtu9296@fiorimebrahtu929618 күн бұрын
  • Very amazing couples I wish all Eritrean couples will follow your footsteps Relationship is about 1) understanding and knowing each other 2) communication 3) appreciation and respect each other

    @ghirmatsionhaile625@ghirmatsionhaile62518 күн бұрын
  • ጽቡቓት ፍጥረት ናብራኹም ይባረኽ ኣዝዩ ደስ ዘብል ዕላል፡ ለባም ሰበይቲ ካብ ኣምላኽ ኢያ ራንዳ ሽኮርር ናትኪ channel ከፊትኪ ብዙሕ ምዓበኺ ንዓና ከኣ ምተማሃርና ብዝኾነ ርሑስ ጋማ ፈርይትን ጸገይትን ይግበርኩም ዉላድኩም የርእየና ።

    @edenmehari961@edenmehari96118 күн бұрын
  • ራንዳ ሽኮር ጽብቅቲ ዕድሜኩም ይባረክ

    @user-ys7qq4tx2q@user-ys7qq4tx2q18 күн бұрын
  • Randaye shekor amlak fqrkum hadarkumn yebarek ❤❤❤

    @bitialbrhane8306@bitialbrhane830618 күн бұрын
  • They are so lovely and open may God bless your union ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @user-ns9kx6si6s@user-ns9kx6si6s18 күн бұрын
  • ሃዳርኩም የባረክ❤❤❤

    @AmanuelMehari@AmanuelMehari18 күн бұрын
  • Betami Lebam Gaul...Bhaqi gaul wedi Feraday wedi gezawtey.

    @user-ko9eq3ri2g@user-ko9eq3ri2g18 күн бұрын
  • Mashallah des tblu gluxnet 100

    @neemaali5225@neemaali522518 күн бұрын
  • Wawww ybel grma 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

    @temesgenamlakey9941@temesgenamlakey994118 күн бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ deki jeganu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    @user6652@user665218 күн бұрын
  • Wow you just amazing cupel Congratulations❤❤🙏

    @ghideykahssay9473@ghideykahssay947316 күн бұрын
  • Hadarkum yebarek Seare hawey & Randa shikorr❤❤❤❤

    @natsnetwoldemicheal1185@natsnetwoldemicheal118518 күн бұрын
  • ሓዳርኩም ይባረክ ደቂ ኤረይ

    @user-yg7cb2gj5z@user-yg7cb2gj5z18 күн бұрын
  • I love you guys,they are real they dont pretend.Such open guys i really love your simplisity.

    @y.d989@y.d98916 күн бұрын
  • Mejemerta btami des zbleka medeb kexile amlak edmen tenant yhabkum hadarkum ybarek goyta ❤❤❤

    @Kokobtesfay-rs1vh@Kokobtesfay-rs1vh18 күн бұрын
  • Betami ekum des teblu❤ very open and lovely. Randa you are a very smart, intelligent woman and Seare humble and loving, adnikekum! Mearakum Amlak yebarek ❤️

    @elianaeli5782@elianaeli578217 күн бұрын
  • Shkorat ayni abaykum yedefen ❤❤❤❤ des kiteblu congratulation 🎉

    @milkakiflu3284@milkakiflu328418 күн бұрын
  • Amlaek wladkum yereyena ❤❤❤❤❤❤❤

    @user-rx6pt8ps3z@user-rx6pt8ps3z18 күн бұрын
  • Wowww, May the good Lord continuously bless you!,!

    @SelamShalom419@SelamShalom41918 күн бұрын
  • Aseyyyy ktnefe eza gal hadarkum ybark.

    @fqadkaamlakey9489@fqadkaamlakey948918 күн бұрын
  • you guys 🎉have a wonderful and blessed marriage life

    @shallomshallom8218@shallomshallom821816 күн бұрын
  • Waww God bless you❤

    @frehiwetnebey8173@frehiwetnebey817318 күн бұрын
  • ለባም ሰበይቲ መመሊስኪ ልቦናኪ ይክፈተልኪ እግዝኣብሀር ምሉእ ፋቅሪ ይግበረልኩም❤❤❤

    @asmeret653@asmeret65317 күн бұрын
KZhead