ይግረም ኣለኹ/ Ygrem aleku /

2023 ж. 6 Мам.
1 705 213 Рет қаралды

Zemari Bereket Tikue
Zemarit Kisanet Kibrom
Zemari Sandro Grmay
Zemarit Hermela Yehisho
Zemari Dn. Yohanes Gebretnsae
Zemari Eyuel Eyob
Zemari Simon Aregay
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ።
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
nihemia
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
hdmona tv
habesha comedy
habesha music
HDMONA NEBARIT
Mahlet
Eritrean
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido
#donkeytube
#eshetumelese
#ebs

Пікірлер
  • መን ኣሎ ከማይ ደስተኛ ዝክዉን መዘሙር ሰሚዑ😍🙏 ተመስገን ኣቦይ ማዓረይ✝️❤

    @user-en9rb2kq3t@user-en9rb2kq3t10 ай бұрын
    • Amen 🙏🏾

      @IbelongtoJesus123@IbelongtoJesus12310 ай бұрын
    • AMEN AMEN AMEN🤲

      @user-jd8wn9lh3d@user-jd8wn9lh3d9 ай бұрын
    • Ane aleku amen 🙏

      @hrytitsegai5535@hrytitsegai55359 ай бұрын
    • Ane aleku ❤ amen amen amen❤❤❤❤

      @Cr7Asli-rh6pj@Cr7Asli-rh6pj9 ай бұрын
    • ​@@IbelongtoJesus1230

      @yirgalemkelati3597@yirgalemkelati35978 ай бұрын
  • ኣብ ሞትን ሂወትን ኣብ ሆስቢታል ከልኩ ዝሰማዕክዋ መዝሙር ክድሚ 2 ዓመት ኣብቲ ሰብ ዘይለብለይ ልዕሊ ኩሉ ዝኮነ ኣምላክ ምሳይ ኮይኑ ይክበር ይመስገን ። ዘማሪ በረክት ሓወይ ክሳብ ክድዚ አዩ ክሳብ ክንድዚ አዩ መዛሙራትካ በረክት ዘልዎ ኣጆካ ጥራይ አየ ዝብለካ ጸገኡ የብዝሃልካ

    @lijimariyamey8637@lijimariyamey863711 ай бұрын
    • @workalemkahsay2391@workalemkahsay23917 ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @user-ud7yw4of8e@user-ud7yw4of8e5 ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @temesgenamlakeyyy8692@temesgenamlakeyyy869224 күн бұрын
    • ❤❤❤❤❤

      @user-zu5zd4tv8g@user-zu5zd4tv8g4 күн бұрын
  • Hello i am rufta and i am 8years old and i love your mezmur and can you please do more muzmur i love you mezmur!!!👍

    @cinnamorollandrufta@cinnamorollandrufta7 ай бұрын
    • 😊

      @titigerye5347@titigerye53475 ай бұрын
    • ❤❤❤❤❤❤❤❤

      @user-ud7yw4of8e@user-ud7yw4of8e5 ай бұрын
    • 💙💙💙

      @IbelongtoJesus123@IbelongtoJesus1234 ай бұрын
    • God bless you!

      @arayabello5122@arayabello51224 ай бұрын
    • God bless you ❤

      @adu759@adu7593 ай бұрын
  • እኔ ትግረኛ አልችልም መዝሙሩን ዛሬ ገና ማዳመጤ ነው እንዴት እደወደድኩት አላቅም የመንፈስ ቅዱስ አሰራር የሰውን ልብ ሲከፍት መስማት የማንችለው ያሰማናል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤❤

    @genethabtamu2166@genethabtamu216627 күн бұрын
  • ናይዚ ዘመን በረኸትና ኢካ ንስካ መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኹን ተባረኹ 🙏❤❤❤

    @rahelalem9306@rahelalem930611 ай бұрын
  • ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ 'ዩ ስራሕካ ሂወት ከሞ ዘይብለይ ርኢኻ ሂወትካ ሂብካዮ ንባርያኻ ይድነቕ ኣለኹ ብኣኻ ክርስቶስ ግሩም'ዩ ግብርኻ ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪ ዓለም'ዩ ዘመንን ፍቕርኻ ጎይታይ ንምንታይ ዘይሓፈርካ ዕርቃንካ ኣብ መስቀል ስለይ ተዋሪድካ ዝሞትካለይ'''''''' ክሰብኮ'የ ስምካ ክሳብ መኸተምታ ዘመነይ ተስፋይ ኣይጎድልን ኣይሓፍርን ፍጹም ብኣኻ ልዕሊ ማንም እንዴ ኣብ ሂወይ ኩሉ ዝሰርዓካ ⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪ ከምቲ ነቶም ስምካ ዝፈትዉ ዝመሓርካ ስምዓኒ ንዓይ ንስጉምተይ ኩሉ ኣብ ቃልካ ኣጽንዓዮ ከይወድቕ''''''''''' እከይ ከይመልከኒ ፈተና ጸላእተይ ካባይ ኣርሕቕ ገጽካ ኣብርሃለይ ስርዓትካ ኸኣ ምሃረኒ ኪንዮ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ (2) ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ❤❤❤

    @Lifeishardwork@Lifeishardwork11 ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @MeaziMeazi-fd6bq@MeaziMeazi-fd6bq7 ай бұрын
    • 🙏🙏🙏

      @HillaMhary-cc8iz@HillaMhary-cc8iz4 ай бұрын
    • Amennn 🙏

      @adu759@adu7593 ай бұрын
    • Amen amen amen ❤❤❤❤❤

      @AsmaytKifle@AsmaytKifleАй бұрын
    • Thanks

      @Mimi-vh3yt@Mimi-vh3yt28 күн бұрын
  • Hello....i came from Ethiopia....i loved Eritrean....b.c Eritrean and Ethiopian are the same💝💝......by the way i can't speak and listen tigrigna language but i wish one day learn...tigrigna..and ...in that time...I will write comment by your first language..but always i listen eritrean orthodox muzmur....my best brothers and sister's God bless you❤❤❤❤❤love you.❤❤❤❤

    @user-wu4tt1li2z@user-wu4tt1li2z13 күн бұрын
  • Ane ከዓ ኣብ ሊብያ ተደርብየ ከለኩ ኣምላከይ ምሳይ ኔሩን ኣሎን ተመስገን ስለ ኩሉ ምሕረትካ በረከት ሓውና ፀግኡ ምሳካ ይኩን ኣብርሃም ትግራይ ❤

    @AbrehamKiflay-wz8ho@AbrehamKiflay-wz8ho7 ай бұрын
    • Ajoka zhawey abti zedelekayo amlak balu haqifu degifu kebxhaka eyu xolot tray aytewhd Amen

      @msganaafewerki@msganaafewerki6 ай бұрын
    • enkuea bselam wetsaka...enkuea des beleka mearey

      @user-lb5ph8gf3f@user-lb5ph8gf3f8 күн бұрын
  • መዝሙሮችህን በጣም ነው የምወዳቸው በቤቱ ያፅናህ ወንድማችን 🇪🇹✝️

    @tedotedla1180@tedotedla118011 ай бұрын
  • ኣነ ከኣ በኣካ ይግረም ኣለኩ ሞ ፡ካብ ውድቀት ይሓልካ ፈጣሪ ፡ንዝማሬ ኢካ ተፈጢርካ ብሩክ ቀጽል ፡ጸሎት ኣጻዕቅ ቀሊል ተጻባኢ የብልካን

    @AnnenNsun-lb3ox@AnnenNsun-lb3ox11 ай бұрын
    • Yes 🙏🙏🙏

      @Ksanetshow12@Ksanetshow1211 ай бұрын
    • Nay behaki xegue yebzehalka egzabhir

      @siraktesfay7118@siraktesfay71189 ай бұрын
    • Yes

      @abelhailu4658@abelhailu46587 ай бұрын
    • naybhaki

      @gabigunners8073@gabigunners807313 күн бұрын
  • ብሓቂ የ ዝብለካ መዙሙርካ ጥራይ ዘይኮነስ ገጽካ ክርኢ ኣዝየ የ ዝሕጎስ ኣምላኽ ኣብዚሑ ይባርካ ተባረኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽ

    @fifi43@fifi4311 ай бұрын
    • 😅😊😮

      @habenbaire907@habenbaire9076 ай бұрын
  • Yigrem Aleኹ 👑 |||||||||~>ዓለም'ዪ ዘመንን ፍቅርኻ ጎይታይ ምእንታይ ዘይሓፈርካ ዕርቃንካ ኣብ መስቀል ስለይ ተዋሪድካ ዝሞትካለይ..…🎶🎶 ክሰብኮ'የ ስምካ ክሳብ መኸተምታ ዘመነይ ተስፋይ ኣይጎድልን ኣይሓፍርን ፍጹም ብኣኻ…..🎶🎶 ልዕሊ ማንም እንዴ ኣብ ሂወተይ ክሉ ዝሰርዐካ #ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ'ዪ ስራሕካ ሂወት ከም ዘይብለይ ርኢኻ ሂወትካ ሂብካዬ ንባርያኻ ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ ~>ከምቲ ነቶም ስምካ ዝፈትዉ ዝመሓርካ ስምዓኒ ንዓይ ንስጉምተይ ኩሉ ኣብ ቃልካ ኣጽንዓዬ ከይወድቅ…..🎶🎶 እከይ ከይመልከኒ ፈተና ጸላእተይ ካባይ ኣርሕቅ…..🎶🎶 ገጽካ ኣብርሃለይ ስርዓታትካ ኸኣ ምሃረኒ ኪንዬ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ #ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ'ዪ ስራሕካ ሂወት ከም ዘይብለይ ርኢኻ ሂወትካ ሂብካዬ ንባርያኻ ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ Excellent work! You continue to inspire me with your incredible talent and dedication BRUKIe Hawey ❤️😇 #wedi_kristos1

    @wedi_kristos1@wedi_kristos111 ай бұрын
    • ❤❤❤

      @IbelongtoJesus123@IbelongtoJesus12311 ай бұрын
    • 🙏🙏🙏

      @niyattsegaye3336@niyattsegaye333611 ай бұрын
  • From 🇪🇹Orthodox much respect❤

    @professionalmwlilys5353@professionalmwlilys535311 ай бұрын
    • 😂k0

      @filmontekle5783@filmontekle578310 ай бұрын
    • 9999p9999

      @emnetgushe9853@emnetgushe98538 ай бұрын
    • 💛💛💛❤️❤️⛪⛪🙏🙏

      @user-fu1zq7fx1p@user-fu1zq7fx1p6 ай бұрын
    • ኦርቴዶክስ እኮ ነው ልጁ

      @sisayberhane9832@sisayberhane9832Ай бұрын
  • May God be blessed, Hearing this mezmur becomes full of Hope and happiness

    @user-sx7pg7mg8u@user-sx7pg7mg8u7 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ይህልዶ ከማይ እዝይ እናሰምዐ ካብ ውሽጡ ዝሕጎስ ብውዕለት ፈጣርኡ 🙏🙏🙏🙏🙏

    @selammekonen8149@selammekonen81498 ай бұрын
    • Amen Amen Amen ❤❤❤

      @smretfsaha2067@smretfsaha206712 күн бұрын
  • ቤኪ ሀወይ ዝማሬ መልአክት ያሰማልን 😢❤❤❤💚💛❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    @kidikidist2724@kidikidist27249 ай бұрын
  • መን ኣሎ ከማይ ደሰተኛ ዝከዉን መዝሙር ሰሚዑ ተመስገን ኣቦይ ማዓረይ

    @habengebremdhn7135@habengebremdhn71356 күн бұрын
  • እግዚአብሔር አምላክ ፀጋውን ያብዛልህ ወንድማችን መዝሙሮችህን በጣም ነው የምወድልህ ስለሀሉም ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ✝️🙏🏾

    @freweyniadinoasefa9886@freweyniadinoasefa98869 ай бұрын
  • ብሰላም ምጸና ዘ.በረኸት ሓወና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ ይዓድልካ በረኸት ከም ሰሙ❤🥰🥰😇 ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ'ዪ ስራሕካ ሂወት ከም ዘይብለይ ርኢኻ ሂወትካ ሂብካዬ ንባርያኻ ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ ዓለም'ዪ ዘመንን ፍቅርኻ ጎይታይ ምእንታይ ዘይሓፈርካ ዕርቃንካ ኣብ መስቀል ስለይ ተዋሪድካ ዝሞትካለይ ...... ክሰብኮ'የ ስምካ ክሳብ መኸተምታ ዘመነይ ተስፋይ ኣይጎድልን ኣይሓፍርን ፍጹም ብኣኻ ልዕሊ ማንም እንዴ ኣብ ሂወተይ ክሉ ዝሰርዐካ ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ ከምቲ ነቶም ስምካ ዝፈትዉ ዝመሓርካ ስምዓኒ ንዓይ ንስጉምተይ ኩሉ ኣብ ቃልካ ኣጽንዓዬ ከይወድቅ ...... እከይ ከይመልከኒ ፈተና ጸላእተይ ካባይ ኣርሕቅ ገጽካ ኣብርሃለይ ስርዓታትካ ኸኣ ምሃረኒ ኪንዬ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ ይድነቅ ኣለኹ ብኣኻ ክርስቶስ ግሩም'ዪ ግብርኻ ወገን ከም ዘይብለይ ርኢኻ ካብ ዙፋን ወሪድካ ንባርያኻ

    @abrahamasmerom@abrahamasmerom11 ай бұрын
  • ቡሩኸይ መዛሙሩካ ብጣዕሚ ልብኻ ኢዩም ዝትንክፍ ዝማሬ መልኣኽት የስምዓና Berket hawena edmen tenan. Yehabeka xegaka yebarek ❤

    @kisanethaile6074@kisanethaile607411 ай бұрын
  • ክቡር ዘማሪ ሓውና በረከት ቃል ሂወት የስማዓና ፡ ብልቢ ተሓጊሰ ኦርተዶክስ ንዘለኣለም ትንምበር !!!

    @michealafowerki5289@michealafowerki52898 ай бұрын
  • ናይ ብሓቂ ንሂወትና ንፍትሸላ መዝሙር ኢያ ቃለ ህይወት የስምዓልና መመሊስኩም ሰስኑ

    @rozlove8820@rozlove882011 ай бұрын
  • 😢ኣብ ልበይ ዘሎ ስሚዒት ከውጺኦ ቃላት ይሓጽረኒ ቤረከት ሓወይ❤እግዛብሔር ጸግኡ የብዛሕልካ ልቢ መንእሰይ ትርዳእ ሰብ ኢካ ሞ እግዛብሔር ይሓልካ😊

    @Meronteklesenbet1@Meronteklesenbet111 ай бұрын
  • ገጽካ ኣብርሃለይ ስርዓታትካ ከኣ ምሀረኒ ኪኖ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ። እግዝኣቢሄር ዝሃበና በረኽት ኢካኣ እሞ ጎይታ እንዳ ባረኽ ይባርኽካ ❤🙏⛪

    @filmonsamuel3621@filmonsamuel362111 ай бұрын
  • ይግረም አለኩ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉይ ዩ' ስራሕካ ሂወት ከም ዘይብለይ ሪእኻ ሂወትካ ሂብካይ ንባርያካ❤️♥️ አሜን ፫ ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና በረከት ሓዉና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ♥️✝️💫🥰🥰

    @swsw5226@swsw522611 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና፡ ግሩም ዝኾነ ውዕለት ጎይታ ኢየሱስ ዝገልጽ መጽሙር። ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብካ።

    @user-op6sw1bt7b@user-op6sw1bt7b11 ай бұрын
  • Orthodox is truth Orthodox is Jesus christ with his mother,thank you brother we want more and more

    @KbAlem-fz5kn@KbAlem-fz5kn5 ай бұрын
  • መዝሙር ሰሚዐ ኣይፈልጥን ኢየ ሎሚ ግን ተመሲጠ ኦ ክርስቶስ መድሃኔ ኣለም ይቅረ በለልና ስለበደልና ሓፊርና ኣለና እሞ፡ እተን ናይ ምሕረት ኣዒንትካ ቆሊሕ ክብላና ፍቀድ ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @Hanuna_2023@Hanuna_202311 ай бұрын
  • ኪንዮ ምብዛሕ ቃላት ብመንፈስ ክህሉ ርድኣኒ🙏 ጸጋኡ የብዝሐልካ ብሩኸይ/ንኹላትኩም❤

    @tsedihagos496@tsedihagos49611 ай бұрын
  • ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ በረከት ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ

    @user-tm5ux6rb1w@user-tm5ux6rb1w11 ай бұрын
  • ❤ ዘማሪ በረከት በረከትና አግዚኣብሄር መመሊሱ ይባርኽካ መዛሙርካ የሰስነልና ጸገኡ የብዝሃልካ

    @luwambrhanelb2488@luwambrhanelb248811 ай бұрын
  • Pls do Classical for this mezmur ❤ love it always 😢

    @user-yu9nf7no6f@user-yu9nf7no6f11 ай бұрын
  • ዝፈትውካ ሓወይ ዝማሬ መላእክት ያሠማልን 🕯✝️⛪️

    @yordi______gzy7479@yordi______gzy747911 ай бұрын
  • Woow God blessing brother.for every thing 🙏 🙌 👏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️

    @yohanahaile3655@yohanahaile365523 сағат бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏❤❤

    @terhas4842@terhas484211 ай бұрын
  • እዛ መዝሙር ብጣዕሚ ከተጸልለኒ ደልያ ዘላ ኣምላኽ ይባርኹም ንኹልትኩም🙏🙏🙏

    @knfeabraha8196@knfeabraha819610 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪ በረኸት ሓወይ❤

    @user-sc8zf2km3n@user-sc8zf2km3n11 ай бұрын
  • ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዕልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም

    @yordanoskidane197@yordanoskidane19711 ай бұрын
  • ናይ ዘመንና ብሉጽ ዘማሪ በረኸት ሓውና መዛሙራትካ ሓይሊ ኣለዎም እግዚኣብሄር ጸግኡ እናሓደረ የብዝሓልካ። ልቢ ዚ ትውልዲ ተረዲእካዮ ኣለኻ ጽምእና ዘርዊ ጥዑም ዝማሬ ዩ ዘለካ ሕጂ ኣምላኽ ኣብ ዙርያኻ ይሃሉ። ጸጋኻ መሊኡ ይብዝሓልካ።

    @tamratevents@tamratevents10 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ፉቁራተይ

    @hgkfjd3192@hgkfjd319211 ай бұрын
  • May Our God and our True Love Jesus Christ of Nazreth Glorified and Praised forever by your Mezmur my Brother in Christ. A Brave Ambasader of our Lord. May God exalt you Mezmer hawey.

    @helenkiflemariaam2322@helenkiflemariaam232211 ай бұрын
    • MO 000opq11😊

      @hailugebremedhin2146@hailugebremedhin214611 ай бұрын
    • 😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊

      @mikiashiabu1252@mikiashiabu125211 ай бұрын
    • Jesus is not God. You diminish God's omnipotence by equating him to a mortal man.

      @heruy8274@heruy82748 ай бұрын
  • አገልግሎት ዘመንካ ዝተባረኸ ይኹን ሃወይ ❤

    @honylove8140@honylove8140Ай бұрын
  • ዝማሬ መላኣክቲ ይስምዕልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም እምብር በረከት ኢካ ዝሓወይ ሙሉእ ዕድመካ ኣብ ቤተ እግዚኣብሔር ይወዳኣ❤❤❤

    @slamh2481@slamh248111 ай бұрын
  • ዝማሬ መልኣክቲ የስምዐልና በረኸት ሓውና ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባረኽ

    @user-le4hz7pz7h@user-le4hz7pz7h11 ай бұрын
  • Burukey xolot qudusan ayfeleyeka 🙏🙏🙏 God bless you 🙏 ♥️ ❤️ 💖

    @user-xq8qi1wl5b@user-xq8qi1wl5b11 ай бұрын
  • And my sister is 4 weeks and she 😃 smile that means she's suppppper happy and i like the video and subscribe to your channel is good continue mezmur even my mom loves this mezmur so continue making mezmur pls i love them to ❤❤❤😁😁😁👍👍👍👍👍

    @cinnamorollandrufta@cinnamorollandrufta7 ай бұрын
    • you are so sweet

      @samrawitzeratsion4475@samrawitzeratsion44753 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና በረከት ሓወይይይ❤ ሓበን ተዋህዶ ጥዑመ ልሳን ❤

    @kedawitgebremariam@kedawitgebremariam11 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 👏 መንፈስ እዩ እኮ ዝዘርእ መዝምርካ ❤❤ እመቤቴ ትሓልወኩም 🤲

    @Eyou653@Eyou6537 ай бұрын
  • ኣነ ኻኣ ቢኣኻ ይግረም ኣለኹ በርኸት ሓዉና ❤❤❤❤❤❤❤

    @HayilezigiAsfaha-ww6ki@HayilezigiAsfaha-ww6ki11 ай бұрын
  • እዝጊኣቤር ይባርኩም ይባርከና❤

    @Joe123_@Joe123_4 ай бұрын
  • ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ፈጣሪ ዝሓወይ።

    @meazakeshi4496@meazakeshi449611 ай бұрын
  • እንቋዕ ብሰላም መጻካ ዘማሪ በረከት🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌹🌹❤❤🌹🌹🌹🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    @fthawitdawit1373@fthawitdawit137311 ай бұрын
  • Bere hawey kulu neger kedife mezumurika am listening every day thanks God Bless 🙌 you

    @ghenettesfalem269@ghenettesfalem26911 ай бұрын
  • የኔ ጅግና ❤❤ ተባረክ ዝሓወይ በርትዕ ንፉዕ😘

    @Wegahta3098@Wegahta309811 ай бұрын
  • Zmarie melaikti yesmalna berie hawna ❤❤❤❤❤berti mezmuratka megbi nay hiwetna eyu fetari xegu yebzhalka nay agolgulot zemenka ka ybark

    @bisratsolomon977@bisratsolomon97711 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክቲ የሰማዓልና ጸጉኡ የብዛሐልካ መመሊሰካ ድመቅ ቡሩኽ ሐወይ❤❤❤

    @24Reem@24Reem11 ай бұрын
  • Thank you sooooooo much❤❤❤❤🎉 make make make more!!!!!!!!

    @cinnamorollandrufta@cinnamorollandrufta3 ай бұрын
  • ክቡር ሐውና ዘማሪ ዝማረ መላክት የስምዓና 🙏🙏🙏

    @user-kp8kn7uh8f@user-kp8kn7uh8f2 ай бұрын
  • Hi am Nathan son of rozina habte I like your mezmur please make more mezmur ❤

    @user-mq4mu3tw6z@user-mq4mu3tw6z3 ай бұрын
  • Amlak misaka ykun hiwot zizerie mezmur😍😍😍😍

    @KibatKeshi@KibatKeshi9 күн бұрын
  • Xegu yebzhalkum yhwatey❤️♥️♥️♥️

    @sina5582@sina558211 ай бұрын
  • Zemari beraket betami xebuk mezmur amen 🙏🙏🙏

    @user-tl4is6lk2i@user-tl4is6lk2i4 ай бұрын
  • Zmare melakt yesmialna berie hawey ajoka goyta ab gonka alo . Netom zqawemuka ayttehalalekom . Kemzi zeloekayo megedka tray temt. Nsom wn beti que akaydaka riom mklesu eyom

    @yonasberhane4323@yonasberhane432311 ай бұрын
  • Bere Hawey mis ftuwat yehwatna amlak yibrkum❤❤❤❤❤❤❤❤

    @Godismyway865@Godismyway8654 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ.መላእክት የስምዓልና ፀጋ በረከቱ የብዝሓልካ ክቡር ሓው

    @Maranata587@Maranata58711 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ቤኪ ሓወይ❤ ቸሩ ሰንበት ይሁንላችሁ ምእመናን🥰

    @selam801@selam80111 ай бұрын
  • ዝማሬ መላአክት ያሰማልን በእድሜ በጤና ይጠብቅህ የወጣትነትህን ዘመን ፈጣሪ ይባርክልህ መዝሙሮችህን እሰማለሁ ቋንቋውን ባልችለውም ደሰ ይለኛል ይሄን መዝሙርህን ግን በተደጋጋሚ እሰማዋለሁ በግማሽ በአማርኛ አስተርጓሚዋለሁ🙏 ወደ ጋላሪ ላይ ብዙ መዝሙሮችህን አወርጃለሁ ተባረክ ዘማሬ በረከት 🙏⛪🇪🇹🇪🇷❤

    @user-cm1cu3su3m@user-cm1cu3su3m4 ай бұрын
  • ይግረም ኣለኹ ባኣካ ቃል ሂወት ይስማዓና ጸጉኡ የብዝሓልካ

    @AbelTeklmaryam-sw7ll@AbelTeklmaryam-sw7ll11 ай бұрын
  • Jesus❤🙏ኑጉሰይ ፉሉይ ዩ ስራህካ።

    @beilulgoitom5574@beilulgoitom557410 ай бұрын
  • Eghziabihier xeghu yebzahalka Hawina Bereket. Azina ena bizuh tesfa nighebir ab lieleka .Eghziabihier nab zilale maerghe nay betekirstiyan (diyaqon, kahn) yebxihka. xegha ab lieli xegha yweska hawey .

    @Gebregiorgis27@Gebregiorgis279 ай бұрын
  • ዓለም እዩ ዘመንን ፍቅርኻ.....ናይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

    @rahwates554@rahwates554Ай бұрын
  • It’s amazing voice 💯 GBU ❤️💒🙏🇪🇷💕

    @Genetey6635@Genetey66354 ай бұрын
  • Amen amen amen 🙏 ezgabiher amlak xegu yebzhalka ⛪⛪⛪

    @salinateklewaini9985@salinateklewaini998510 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 🙏ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏

    @TefawiboyPogba@TefawiboyPogba4 ай бұрын
  • I love your sound and your mezmur 🎉

    @yoditdebesay6250@yoditdebesay62504 ай бұрын
  • Zmare melaekiti yesmialna bereket hawey, keep it , don't care about those who speak negativ about you. Those who like you and your song are more thanks them and we are always waiting for your song. Amlak tsegi yebzihalka, ade Goyta misaka tikun

    @yordanosgebretnsae8709@yordanosgebretnsae870910 ай бұрын
  • ናይ ቡ ሓቂ ደስ ትብል ቃል ኣምላኽ የስማዖልና✝️🙏

    @user-fr7nw4dl4z@user-fr7nw4dl4z3 ай бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪ በረኸት ሓውና

    @biniamgere6917@biniamgere691710 ай бұрын
  • Zmarie melaikti yesmalna berie hewna❤❤❤

    @yialfshaha@yialfshahaСағат бұрын
  • Abzi gize ezi fetena zbezeho ewan xege zbezahalka bere hawey temesgen ezi kab me kone kabti mewedaderi zeyblu amlakna memelisu xega aresi xega yebzhalka :feteri abkulu eti goazo abqeqdmeka yhlef amen.

    @yodittsegay3632@yodittsegay363211 ай бұрын
  • መዘምር በርከት ሓወይ እግዚኣብሔር ጽጉኡ ይብዝሓልካ ትባርክ

    @Teame-vk4pw@Teame-vk4pw11 ай бұрын
  • BEREKET HAWEY EGZIABHAR AMLAK ZEMEN HIWETKA YBARKO TSEGEU YEBZEHALKA🤲🙏🏽✝️⛪️🙏🏽

    @samharamen2584@samharamen258411 ай бұрын
  • Amen Halleluja Yes Kristos gerum eyu serahka❤

    @hiwethamedreka1411@hiwethamedreka14114 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ ንበረኸት ኩኑ።

    @musseteklit2860@musseteklit286011 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዕልና 🙏🙏🙏🤲🤲🤲😥

    @GhGh-hr8hy@GhGh-hr8hy9 ай бұрын
  • እግዚኣብሄር መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ ❤

    @Temie_Gunners@Temie_Gunners11 ай бұрын
  • Ab himak gize tesfa tikoneni ala❤ kal hiwet yesmana

    @user-ju3tu2xj6p@user-ju3tu2xj6p4 ай бұрын
  • Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤zimar melakti yesmalna zahawey

    @user-tl3zl3pu9p@user-tl3zl3pu9p3 ай бұрын
  • ዝማሬ መልኽቲ የስማዓልና

    @user-uc5jh7zc5r@user-uc5jh7zc5r4 ай бұрын
  • Zimare meantime yesmalna ❤❤❤❤❤

    @yordanoszeriay5028@yordanoszeriay50284 ай бұрын
  • Infinite Elellllllllll Ygrem aleku biaka Tebarek Tebarek Bereket hawey Egzabhier hasab libka yesmrelka Egzabhier ab tkedo yhalika Rgzabhier selamu xegiu yebzehalka.

    @sesinadave24@sesinadave2411 ай бұрын
  • Amen amen amen zemarea melaket yesmalina 🙏🙏🙏edmen tinane yhabika fetiri kilu alem 🙏🙏🙏

    @asterkiros6731@asterkiros673111 ай бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 amen 🙏🙏🙏

    @HeriHeri-nh7fw@HeriHeri-nh7fw3 ай бұрын
  • Iam tgray orthodox tewahdo I respect

    @MikieleBeyene-cd3ct@MikieleBeyene-cd3ct9 күн бұрын
  • ዝማሬ መላኣክት ያሳምና ዉንድሜይ በጣም ነዉ እምዉድዉ መዘሙ ያነት ይላያል እግዚአብሔር በረከት ያሰድረልህ

    @user-qj8hd9ki9w@user-qj8hd9ki9w3 ай бұрын
  • EVEN IF I CAN'T UNDERSTAND MEANING OF THIS SONG . I LISTEN IT MORE THAN 3 TIMES. Gutu From Ambo town ,Oromia, Ethiopia.

    @nufitube3026@nufitube30266 күн бұрын
  • ጌታ ሆይ ስራህ ግሩምና ድንቅ ነዉ😢😢😢❤❤❤

    @user-zz5iy6ly4w@user-zz5iy6ly4w7 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክውር ሓውና በረትየ ብሓቂ ጸግኡ በረከቱ የብዘሐልካ እዮሱስ በሪየ ዋ በርተዐልና

    @zainazaina2750@zainazaina275010 ай бұрын
  • My daughter is 20 months old. She loves your chants so much specially this one. If I change it to other chants then she cry out. Bereket hawey May the Lord Jesus christ bless your efforts, I mean it.

    @Jesus_My.Savior298@Jesus_My.Savior29811 ай бұрын
    • Tebarek zhawey xeguau yebzhalka

      @fiyorigebrhiwet3353@fiyorigebrhiwet33539 ай бұрын
    • Pjxcdseer3r444njuuuu

      @kedishgebrihiwet9944@kedishgebrihiwet99449 ай бұрын
  • ብሩኽ ሠንበት 🖤🙏🏿🌻

    @mussietn1966@mussietn196611 ай бұрын
KZhead