እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024

2024 ж. 4 Сәу.
928 806 Рет қаралды

Пікірлер
  • እሙን ዓርኪ ልበይ ወይ'ዚ ለዋህ ጐይታይ፡ እሙን ዓርኪ ልበይ፡🫀 ፍጹም ኣየኽኣሎን፡ ኣነ ብምጥፋአይ፡🏃‍♂️ ኣእላፍ መላእክቱ፡ 'ከለዉ ኣብ ዙርያኡ👼🏼 ንዓይ ንኽደሊ፡ ካብ ሰማይ ወሪዱ፡🌑🌅 ፍቕሩ ገሊጹለይ፡ 'ዛ ሕይወቱ ሂቡ፡ ☦️ ዘየዳሉ አምላክ፡ ሓዳግ'ዩ ንዅሉ፡ ክብሉኻ ሰሚዐስ፡ ብለይቲ መጺአ'ሎኹ፡ ረቡኒ መሃረኒ፡ 'ቲ ናይ ሰማይ ሃብቲ፡ ከመይ ከም ምዃኑ፡ ድነ ጸልማት ኰይኑ፡ ጕዕዞ ናይ ሕይወተይ፡ 'ዛ ልበይ ኪህበካስ፡ ብርሃነይ ኩነኒ፡ ኢየሱስ ንጉሠይ። * ንናተይ ዕዳ፡ ንስኻ ክትከፍሎ፡ ንአበሳይ፡ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ፡ ብዓይነይ ርእየ'የ፡ ኣብቲ ቀራንዮ፡. ፍቕርኻ ኪትገልጽ፡ ንሞተይ ሞይትካዮ፡ ኣዝ ካባኻ ብምህዳመይ፡ ትእዛዝካ ጥሒሰ፡ ኣብዛ ቅድሚ ዓይነይ፡ ይሰቕሉኻ'ዶ ኢለ፡ ፍቱወይ በዲለካ፡ ግብረይ ኣሕፊሩኒ፡ ኣነስ ተጣዒሰ፡ ምሕረቱ ዘይውዳእ፡ አቦ ፍቕሪ ኢኻ'ሞ፡ ገስጸኒ እምበር፡ ኣይትመንነኒ፡ ኪዳንካ ዘክሮ፡ **** ንናተይ ዕዳ፡ ንስኻ ክትከፍሎ፡ ንአበሳይ፡ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ፡ ብዓይነይ ርእየ'የ፡ ኣብቲ ቀራንዮ፡ ፍቕርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሞትካዮ ኣዝ ንኽረኽበካ ኢለ፡ ክንደይ ዲየ ደይበ፡ 'ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ፡ ክርእየካ ከመይ'ለ፡ ኣብ ጫውጫውታ ህዝቢ፡ ንድምጸይ ትሰምዖ፡ ተቕልበለይ'ዶ ኢለ፡ ድሌት ውሽጢ ልበይ፡ እትፈልጥ ልብኻ፡ ምሳይ'ያ ዘምሰየት፡ ምድኃን ውሽጢ ቤተይ፡ ንኽትመልስ ኢላ። * እዚ ዋና ልበይ፡ ክንደይ የፍቅረኒ፡ ዓቀብ ቍልቍል፡ ወሪዱ መጺኡኒ ውሽጢ ቤተይ ኣምስዩስ፡ ምሳይ እንክድረር፡ ዓጊበ'የ በቃ፡ ርእየ 'ዚ ተአምር። ወንጌል ዮሃንስ 3 16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። 17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። 📖

    @luwamfikadu827@luwamfikadu827Ай бұрын
    • Thank you Luwam 🙏🏽

      @wedi_kristos1@wedi_kristos1Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @user-lp3vn9ge4z@user-lp3vn9ge4zАй бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏🦶🙏🎉🎉🎉🎉❤ Hani hwy

      @SaymonMekonen-pe8fg@SaymonMekonen-pe8fgАй бұрын
    • ❤❤❤❤

      @delinayemane4833@delinayemane4833Ай бұрын
    • ♥️✝️🌺💞

      @swsw5226@swsw5226Ай бұрын
  • ሓደ ሚልዮን ነብጸሓያ ኣመንቲ ክርስትያን እዛ መዝሙር ብጣዓሚ ኢያ ጥዕምቲ ውሽጥካ ኣትያ ኢያ ትቅስቅሰካ ሳብስክራይብ ሸር ላይክ ኮሞንቲ ብዘይ ምሕማቅ❤❤❤

    @user-hh2pk1nn9n@user-hh2pk1nn9nАй бұрын
    • Ya true especially Heni keep it up kulo gezai zemer❤

      @ninabella3940@ninabella394022 күн бұрын
    • Ewe mara

      @rutatesfagergs5380@rutatesfagergs538017 күн бұрын
    • Amen amen amen ❤❤❤❤❤

      @misganateklay5317@misganateklay531714 күн бұрын
    • ክትበጽሕ ኢያ ጸገም የለን ❤❤❤

      @WediAbrham-sv3gq@WediAbrham-sv3gq12 күн бұрын
    • Thanks kemeu dabelku eye wala ane hgus ele qeriba eya 1M ktbexh

      @MerryYohanns@MerryYohanns4 күн бұрын
  • ❤ከምዚ ከማይ ነዛ መዝሙር ሰሚዑ ምጽጋብ ዝሰኣና ኣለኩም ዶ❤ሄኖክ ሓወይ ዝማሬ መላእክቲ ይስመዓል❤እግዛብሄር ጽግኡ የብዝሓልካ❤

    @user-it8cx8xb9r@user-it8cx8xb9rАй бұрын
    • Even me

      @issiasghirmay1875@issiasghirmay1875Ай бұрын
    • Me 🥺

      @dengleyadefqerieya623@dengleyadefqerieya623Ай бұрын
    • ኣነ ❤

      @luwamchildofGode4666@luwamchildofGode466627 күн бұрын
    • ኣነ፡❤😢

      @denaitberhane8221@denaitberhane822126 күн бұрын
    • Ane alku zemare mlakiti yesmeakna ❤❤❤❤❤❤❤

      @user-qx1el4vp6j@user-qx1el4vp6j25 күн бұрын
  • ክምዚ ከማይ በዛ መዝሙር ዝተመሰጠ ኣሎ ኣ ዶ ኣብ ማዓልቲ ልዕሊ 4ግዜ ኢየ ዝሰምዓ ኣምላክ ጸግኡን ጥበቡን ይዓድልካ ❤❤

    @Mikaltesfe-gd7wm@Mikaltesfe-gd7wm29 күн бұрын
  • 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ጎይታይ ነዞም ብመዝሙር ዝጋስዩና ኣህዋት ሓልወልና ክብሪ ይሃብኩም ብዙሕ ህዝቢ ናይ ጎይራ ትመልሱ ኣለኩም

    @kibrahhabtab3769@kibrahhabtab3769Ай бұрын
    • ኣሜን

      @RobelBrhane-ko1vs@RobelBrhane-ko1vsАй бұрын
    • ኣሚን ንስሊኦም ክንጽሊ ይግበኣና ጸግኦም ከብዝሓሎም ብሓጹር መንፈስ ቅዱሱ ክክሊሎም

      @maranataefi8134@maranataefi8134Ай бұрын
    • Amen🤲🥺❤

      @Jesusmylord345@Jesusmylord345Ай бұрын
    • Amen

      @FeruzTsegay@FeruzTsegayАй бұрын
    • Amennn🥰🥰🥰

      @user-yz7to4rb1o@user-yz7to4rb1oАй бұрын
  • ኣዛ መዝሙር ሰሚዐ ምጽጋባ ስኢነ ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ሄኔ ሓውይ እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ንፈለማየይይ የ ኮመንት ዝጽሕፍ ዘልኩ ገለ ❤እዛ መዝሙር ግን ❤

    @MuzitMesel@MuzitMeselАй бұрын
    • ❤️❤️❤️❤️❤️

      @edentekle9552@edentekle955227 күн бұрын
  • ወይ'ዚ ለዋህ ጎይታ እሙን ዓርኪ ልበይ ፍጹም ኣይከኣሎን ኣነ ብምጥፍአይ ኣእላፍ መላእኽቱ ከለዉ ኣብ ዙርያኡ ንዓይ ንኽደሊ ካብሰማይ ወሪዱ ፍቕሩ ገሊጹለይ'ዛ ሂወቱ ሂቡ ዘየዳሉ ኣምላኽ ሓዳግ'ዩ ንኹሉ ክብሉኻ ሰሚዐ'ስ ብለይቲ መጽየ'ለኹ ረቡኒ ምሃረኒ ትናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም ሙኻኑ ድነ ጸልማት ኮይኑ ጉዕዞ ናይ ሂወተይ ዛ ልበይ ክህበካስ ብርሃነይ ኩነኒ ኢየሱስ ንጉሰይ ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ ንኣበሳይ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ ብዓይነይ ሪኤየ ኣብቲ ቀራንዮ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ ካባኻ ብምህዳመይ ትእዛዝካ ጥሒሰ ኣብዛ ቕድሚ ዓይነይ ይሰቕሉኻዶይለ ፍቱወይ በዲለካ ግብረይ ኣሕፊሩኒ ኣነስ ተጣዒሰ ምሕረቱ ዘይውዳእ ኣቦ ፍቕሪ ኢኻ'ሞ ገስጸኒ እምበር ኣይትመንነኒ ኪዳንካ ዘክሮ ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ ንኣበሳይ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ ብዓይነይ ሪኤየ ኣብቲ ቀራንዮ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ ንኽረኽበካይለ ክንደይ ድየ ደይበ ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ ክርእየካ ከመይ'ለ ኣብ ጫውጫውታ ህዝቢ ንድምጸይ ትሰምዖ ተቕልበለይዶይለ ድሌት ውሽጢ ልበይ ትፈልጥ ልብኻ ምስይ'ያ ዘምሰየት ምድሓን ውሽጢ ቤተይ ንኽትመልስ ኢላ ዚ ዋና ልበይ ክንደይ የፍቅረኒ ዓቐብ ቁልቁል ወሪዱ መጽዩኒ ውሽጢ ቤተይ ኣብስዩስ ምሳይ እንክድረር ዓጊበ'የ በቃ ሪኤ ዝትኣምር ፥ኣምላኽ፡በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ኹሉ ናይ ዘልኣለም ሂወት ምእንቲ ክረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ንወዱ በጃ ክሳዕ ዝህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። ፥ኣምላኽ ንወዱ፡ዓለም ብእኡ ክትድሕን እምበር፡ንዓለም ክፈርዳስ ኣይለኣኾን። ወንጌል-ዮሃንስ 3፡16-17

    @StarStar-gl1if@StarStar-gl1ifАй бұрын
    • ኣሜን (3) ❤❤❤❤❤

      @user-gm9ux3yf2d@user-gm9ux3yf2d29 күн бұрын
    • ❤❤❤

      @user-mm1uu3fw6c@user-mm1uu3fw6c29 күн бұрын
    • That is good lyrics god blessed you

      @habtomberaki8917@habtomberaki891727 күн бұрын
    • ❤🙏

      @user-ht5nh8xi1f@user-ht5nh8xi1f25 күн бұрын
    • Thanks

      @BahruAyala@BahruAyala25 күн бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ❤🙏🙏🙏💒

    @henokkidane2129@henokkidane212910 күн бұрын
  • ዘማሪ ሄኖክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ መዝሙራትካ ካብ ጭንቀት ካብ ሓዘን ኢዮም ዘገላግሉኒ ቡኡነት ተባረክ ጎይታ ይባርክካ ሓወይ

    @enate-@enate-Ай бұрын
    • ❤❤❤❤❤

      @edentekle9552@edentekle955227 күн бұрын
  • *_ክትጥዕም ዛመዝሙር ሰሚአ ሙምናይ ስኢነያ😢ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 💝ስለቲ ኩሉ እቲ ዝገበረልና ውዕለት ክብርን ምስጋናን ስብሃትን ስግደትን ንጎይታናን መድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኩን ተመስገን🤲_*

    @Bri_Tgraweyti-@Bri_Tgraweyti-Ай бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
    • ❤🙏🙏🙏🙏❤💒💒💒

      @user-up3gc9jl7j@user-up3gc9jl7jАй бұрын
    • ❤❤❤

      @elsatesfazgi5400@elsatesfazgi540029 күн бұрын
    • me too

      @abrahamhaile7272@abrahamhaile727228 күн бұрын
    • ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

      @edentekle9552@edentekle955227 күн бұрын
  • ዓጽምካ ዝሰባብር መዝሙር ። wawwwwwwww እንካዕ ናትና ኮንኩም ፡ኣብ ጣዕሳ ከይንነብር ንመለስ። ዎ ኣምላከይ ነቲ እምኒ ልበይ ኣውጺካ ስጋ ልቢ ሃበኒ፡ መንፈስካ ውን ኣብ ልበይ ኣንብሮ። ተምስገን ንኩሉ ጊዜ..............

    @robelhabti2845@robelhabti284529 күн бұрын
  • ከምዚ ንዓይ ኣብ ውሽጠይ ኣትያ ትብክየኒን ትርተስፍወኒን መዝሙር ኣይረኸብኩን ተባረኽ ይበል ድምጺ ይበል ክሊብ ይበል ኣተኣላልያ ድምጺ ፈጺመ ሰሚዔ ምጽጋብ ሲኢነያ ኣለኹ

    @freweynikiflay5353@freweynikiflay535321 күн бұрын
  • Uffff mezmurka semiye ayxegbon iye tebarek rge zbel zmarie proud to be Orthodox ⛪️

    @Luwam97@Luwam97Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
  • እዊይ አነ ጡፋእ አለም ሲዒራትኒ ሐይልዃ ሀበኒ አበትካ ከምለሰ 😢😢😢

    @A.H1237@A.H1237Ай бұрын
    • Wela kabza mezmur bzuh tizta temahire

      @user-yq3ip6rn4d@user-yq3ip6rn4dАй бұрын
    • ኣጆና።😢 ሕጂ ውን ተስፋና ምሉእ እዩ። ብዝርጉሕ ቅልጽሙ ኢዩ ዝቕበለና ዘሎ። ንመለስ❤

      @eyerusendriass8191@eyerusendriass8191Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • Amen

      @RobelBrhane-ko1vs@RobelBrhane-ko1vsАй бұрын
    • ኣጆኻ፡ እግዚኣብሔር ንምንታይ ሓጢኣእካ ዘይኮነ ስለምንታይ ዘይተነሳሕካዩ ዝብል። ቃል ኣምላኽ ተመሃር ቤተ ክርስትያንካ ፍለጥ ቀስ ኣናበልካ ናብ ናይ ንስሓን ሂወት እቶ!

      @bestfans@bestfansАй бұрын
  • በጣም ምርጥ መዝሙር ነው ደጋግሜ ብሰማው አልጠግብም ዘመንክ ይባረክ

    @selamawitberhane5832@selamawitberhane5832Ай бұрын
  • ወይ'ዚ ለዋህ ጐይታይ፡ እሙን ዓርኪ ልበይ፡ ፍጹም ኣየኽኣሎን፡ ኣነ ብምጥፋአይ፡ ኣእላፍ መላእክቱ፡ 'ከለዉ ኣብ ዙርያኡ ንዓይ ንኽደሊ፡ ካብ ሰማይ ወሪዱ፡ ፍቕሩ ገሊጹለይ፡ 'ዛ ሕይወቱ ሂቡ፡ ❤🙌🙏 Tebarek bruk ika

    @Henokwediyesus12@Henokwediyesus1223 күн бұрын
  • እንወዳቸዋለን ሀገራችን በሰማይ ነው እኛ በመዳሃንታችን በእየሱስ ክርስቶስ አንድ ነን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤

    @user-jd6pk5zw2x@user-jd6pk5zw2xАй бұрын
  • ስወድህ 😊😊😊 ጎቦዝ እግዚአብሔር አምላክ ከዚ በላይ. ምታገልግልበት ፀጋ ይስጥህ❤❤❤❤❤❤

    @HapiHapi-cz1ym@HapiHapi-cz1ymАй бұрын
    • Ameeeeen

      @ninabella3940@ninabella3940Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

      @user-sp8ft7sn4q@user-sp8ft7sn4qАй бұрын
    • ❤❤❤❤❤❤❤

      @user-yq3ip6rn4d@user-yq3ip6rn4dАй бұрын
    • Amen Amen Amen zmarie melakti yesmeana

      @saronkahsay5856@saronkahsay585628 күн бұрын
  • ናይ ሂወተይ መድሓኒት መዝሙር ጋል 5 ዓመት ጋለይ ትዝምራ ኣላ ተባረኽ❤

    @blackshadoweri9518@blackshadoweri95184 күн бұрын
  • 🙏ኣነስ እዛ መዝሙር ደጋጊመ ሰሚዐያ ክፀግባ ግን ኣይከኣልኩን ለባም ሓውና እግዝብሄር ፀጋኻ የብዘሐለኻ#ወይ'ዚ ለዋህ ጎይታይ እሙን ዓርኪ ልበይ#🙏🙏🙏ምሕረቱ ብዙሕ እዩ መግለጺ የብሉን💒🙏💒🙏💒🙏🥰

    @martaabadi7438@martaabadi743814 күн бұрын
  • ኦርቶደክስ ኣይኩንኩን ግን ምዛምራትካ ብጣዕሚ እዩ ንልቢ ዝምስጥ 😢ሄኑ ሓወይ ብመንግስቱ ክመጽእ ኩሎ ጎይታይ ኢየሱስ ይዘክርካ፡ ኩሉትና ሃይሞኖትና ብዝየገድስ ንጎይታ ከምዙይ ጌርና ከነመስግኖ ይግባእ ፡ምኽንያቱ ንሱ ብዘይ ሓልፍ ፍቅሪ ኣፍቂርና እዩ

    @jesusismylife3974@jesusismylife3974Ай бұрын
    • ኣሜን ሓወይ! ምሕረት እግዚኣብሄርን ጸሎት ቅዱሳንን ኣይፈለኻ!

      @bestfans@bestfansАй бұрын
    • Amen...❤❤mezmure haymanot iyfeln eyou❤❤❤

      @WintaKidane-xv3ei@WintaKidane-xv3eiАй бұрын
    • True​@@WintaKidane-xv3ei

      @mellu2751@mellu2751Ай бұрын
    • ​@@WintaKidane-xv3ei ማለትካ ከማይ ማለት እዩ ?

      @worldoffannychannel604@worldoffannychannel60421 күн бұрын
  • ወይዚ ለዋህ ጎይታይ እሙን ዓርኪ ልበይ ፍጹም ኣይከኣሎ ኣነ ብምጥፍአይ ኣይላፍ መላእኽቱ ከለዉ ኣብ ዙርያኡ ነዓይ ንኽደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛ'ዪወቱ ሂቡ ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዘማሪ ሄኖክ ሓውና ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልካ 🙏🙏❤❤

    @elunaelu1904@elunaelu1904Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
  • ኣምላከይ እምን ዓርከይ ኣብ ጸገመይ ኣብ ሓጎሰይ ኩልሳዕ ምእሳይ ዝኮንካለይ የመስግነካ❤❤❤❤

    @user-ig5dm3up6l@user-ig5dm3up6l29 күн бұрын
    • ተመስገን

      @RobelBrhane-ko1vs@RobelBrhane-ko1vs27 күн бұрын
  • ብስም ሓደ ወዱ ንቅዱስ መንፈሱ ኣባኻትኩም ኣብዚሑ ንዘፍሰሰ ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።

    @Rijasebna@RijasebnaАй бұрын
  • ንዓይ ንክደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ😥 ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛሂወቱ ሂቡ🥺 ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ሄኖክ ሓዉና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይብርክ እግዚአብሔር ኣምላክ💞✝️♥️🌺

    @swsw5226@swsw5226Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
  • ❤❤❤ዝማሪ ሄኖክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ መዝሙርካ ኣህዳኢ ጭንቀት ፈዋሲ ነብሲ ዕጋበት ልቢዩ ጎይታ ይባርኽካ ዛሓወይ

    @MehamedAhmed-ui6qr@MehamedAhmed-ui6qrАй бұрын
  • እግዚኣብሔር ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጽሓና!ይቅረ ግበረለይ ጎይታይ በዲለካ እየ!

    @wediteages9391@wediteages939111 күн бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ጸጉኡ የብዝሐልካ ፈጣሪ ዓለም ዝሓወይ❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤።

    @YonasDesbele-fy7vy@YonasDesbele-fy7vy12 күн бұрын
  • 😢ናትኻ መዝሙር ብጥዓሚ እዩ ውሽጥኻ ዝትንክፍ 😢ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ ይብዛሕ ይኣምነካ እየ ንስኻ ትፈልጥ ልትብል መዝሙር ሰምዐ ኣይመናዋይ ሓጉስ እዩ ዝስምዐኒ 😢

    @user-br5ts3jp7v@user-br5ts3jp7vАй бұрын
  • Eza mezmure mise semkuo Abe lebay ateya ,dehri newehi metfai church kayde lomi 🙏🙏🙏❤❤❤

    @user-vj4bh5fm5j@user-vj4bh5fm5jАй бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • ደስ ዝብል! እግዚኣብሔር ይመልኣልካ!

      @bestfans@bestfansАй бұрын
    • 🙏🙏🙏

      @segenamine9422@segenamine9422Ай бұрын
    • egzabiher ymesgen

      @asoalasoal7642@asoalasoal7642Ай бұрын
    • Des zblyu btami.

      @user-yq3ip6rn4d@user-yq3ip6rn4dАй бұрын
  • ክብርን ምስጋናን ነቲ ሓደ ወዱ ሂቡ ናይ ዘልኣለም ምድሓን ዝሃበን ልዑል ኣምላክ። ስለቲ ብሉጽ ስራሕ ንግብርን ውዕለት ጎይታና ኣብ ቀራንዮን ፍቅሪ ኣምላክ ኣብ ልዕሌና ብጥዑምን ብሉጽን ዜማን ዝማሬ ዘቅረብካ ኣምላክ ሞጎሱን ጥበቡን የብዝሓልካ። እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ስደትና የሕጽር።

    @DSBBWM@DSBBWM7 күн бұрын
  • ናይ ኣገልጉለትካ ዘመን ይባርከልካ ፈጣሪ ልበይ ተንኪፋኒ😢

    @Kibretshishay@KibretshishayАй бұрын
  • ኦ ጎይታ ናብ ቤትካ ኣቅርበኒ ✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️

    @adhanomtekle3609@adhanomtekle3609Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
    • Amen 🙏

      @MbrakFkadu@MbrakFkaduАй бұрын
    • Amen 🙏

      @user-gb7cy3ll9l@user-gb7cy3ll9lАй бұрын
  • እወ ፈቃር ጎይታ መምህር ፍቅርን ምሕረትን ሕድገትን ልኾነ ክብርን ምስጋናን ንከቕርብ ስለ ክብርኻ ክምስክርን ኣንደበተይ ወትሩ ክፉት ግበረለይ ቅዱስ ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ 🙏🙏🙏ኣሜን

    @AbelHaile-ob3ry@AbelHaile-ob3ryАй бұрын
  • Kemza mezmur gera zenbetni yelan 🥹🥺weyzi lewah goytay emun arki lbey fxum aykalon ane bmtfeay ..... qal hiwet yesmeana 🙏🙏🙏

    @Eriboy978@Eriboy97828 күн бұрын
  • አሜን((3))🙏🙏🙏 ዝማሬ መላአክት የስዓልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

    @yunaelkifle4295@yunaelkifle429511 күн бұрын
  • I PROUD OF ORTHODOX TEWAHDO! 💒✝️ I LOVE THIS MEZMUR ♡

    @user-gh4ek5lf1o@user-gh4ek5lf1oАй бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
  • ድምጽኻ ንናይ ንስሓ እዩ ዝኸውን ፡ ኣብ ቀጻሊ ብናይ ጣዕሳ መዝሙር ክትመጻና ክንጽበየካ ኢና ❤❤❤❤❤

    @naebsamuelturkay@naebsamuelturkayАй бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
    • ❤❤❤

      @AwetLove-mu9kk@AwetLove-mu9kkАй бұрын
  • Eza mezmur lbey tenkifatni🥺🥹😢Amlak xegu yebzehalka 🙏🙏🙏

    @Eriboy978@Eriboy97828 күн бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ

    @kahsay-sr6mx@kahsay-sr6mx23 күн бұрын
  • ካባካ ምህዳመይ ትእዛዝ ጢሒሰ ኣበይ ኢለዮ ኣነ ይሰቁልካ ዶ 😭😭😭ኢለየ❤️❤️❤️😔😔😔

    @fthawitnuwaye1293@fthawitnuwaye1293Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
  • ካባኻ ምህዳመይ ትእዛዝ ጢሕሰ ኣበይ ኢለዮ ኣነ ይሰቁልኻ ዶ'ኢለየ 😭😭 💔💔

    @Blackboy12652@Blackboy12652Ай бұрын
  • Am protestant but I love u songs ,God bless u just keep shining !!!!tnx God u give us blessed brother ❤❤

    @FrihewotYemana@FrihewotYemana28 күн бұрын
    • 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️🕊️

      @fruitsarelife7073@fruitsarelife707311 күн бұрын
  • እሙን ዕርኪ ልበይ ❤️💘 ወይ'ዚ'ለዋህ ጎይታይ 🥹እሙን ዓርኪ ልበይ ❤️ ፉጹም ኣይከኣሎን ኣነ ብምጥፈእይ😓 ኣእላፍ መላእክቱ ከለዉ ኣብ'ዙርያኡ ንዓይ ንኽደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ 🤲🏻 ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛ'ሂወቱ ሂቡ!!!🌹❤️✝️ ኣዝ... ዘየዳሉ ኣምላኽ ሓዳግ'ዩ ንኹሉ🥹 ክብሉኻ ሰሚዕስ ብለይቲ መጺእ'ኣለኹ 🚶‍♀️ ረቡኒ መሃረኒ ቲ'ናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም'ምኻኑ ❔ ድነ ጸልማት ኮይኑ ጉዕዞ ናይ ሂወተይ😶‍🌫️ ዛልበይ❤️ ክበካስ 🤲🏻ብርሃነይ ኩነኒ እየሱስ ንጉሰይ🤴🏻 ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ 🩸🩸✝️ ንኣበሳይ ዝባንካ ክጸሮ 🧎🏻 በዓይነይ ሪኤ ኣብቲ ቀራንዮ👀✝️ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ😓 ኣዝ..... ካባኻ ብምህዳመይ ትእዛዝካ ጥሒሰ 🏃‍♀️🏃 ኣብዛ ቅድሚ ዓይንይ ይሰቕሉኻ ዶ' ኢለ 👀✝️ ፍትወይ በዲለካ ግብረይ ኣሕፊሩኒ ኣነስ ተጣዒሰ😓🫣 ምሕረቱ ዘይዉዳእ ኣቦ ፍቅሪ ኢኻ'ሞ❤️🤴🏻 ገስጸኒ እምበር ኣይትመንነኒ ኪዳንካ ዘክሮ💍 ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ🩸✝️ ንኣበሳይ ዝባንካ ክጸሮ 😓 በዓይነይ ሪኤ ኣብቲ ቀራንዮ 👀✝️ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ🥹 ኣዝ... ንኽረኽበካ ኢለ ክንደይ ድየ ደይበ ⤴️ ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ ክሪኤካ ከመይ ኢለ 🫣 ኣብ ጫዉጫዉታ ሕዝቢ ንድምጸይ ትሰምዖ ተቅልበለይ' ዶ ኢለ 👂🥹 ድልየት ዉሽጢ ልበይ ትፈልጥ ልብኻ❤️ ምሳይ'ያ ዘምሰየት ምድሓን ዉሽቲ ቤተይ ንኽትመልስ ኢላ🤴🏻❤️ ዚ'ዋና ልበይ ክንደይ የፍቅረኒ💘 ዓቐብ ቁልቁል ወሪዱ መጽዩኒ⬇️ ዉሽጢ ቤተይ ኣምስዩ'ስ ምሳይ እንክድረር🤴🏻 ዓጊበ'የ በቃ ሪኤ ዚ'ተኣምር 🙏✝️ ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝማሬኹም ይቀበል ፍቁራት ኣሕዋት🙏✝️ ብጣዕሚ ደስ ትምል ዝማሬ ሰሚዕካ ዘይምኖ ግጥምን ዜማን❤️

    @user-jo4py9uc3w@user-jo4py9uc3wАй бұрын
  • ዝማሬ መልእክት የስምዐልና ጎበዝ ዘማሪ ሰሚዕካ ዘይምኖ ቱድምፅኻ ንመዝሙር ክጥዕም 💙🙏❤❤❤

    @herutigraweyti5269@herutigraweyti5269Ай бұрын
  • Anes neza mezmur ngho ksab srah darga 6 gzie ydegma kmles kemu😢😢😢. Zmare melakti yesmeana. Xegu yebzhalka.

    @ruthgebru8650@ruthgebru865025 күн бұрын
  • "እሙን ዓርኪ ልበይ🙏❤❤❤ ዝማሬ መልእኽቲ የስማዓና ፈጣሪ ዝሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልካ🙏❤

    @SErilove-cb1pn@SErilove-cb1pn10 күн бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🌿🌿🌿✝️✝️በርቱዕ ክትሰምዓ ደስ ክትብለኒ 🙏🏻💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

    @shvshzhgzvz4229@shvshzhgzvz422910 күн бұрын
  • I like your mezmur henok keep it up your doing well

    @hailemana2023@hailemana2023Ай бұрын
  • Kmzi kemay yhlu do 1000 gize zidegema ❤good job Heni hawey ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    @yowhanayowhana2001@yowhanayowhana2001Ай бұрын
    • Ana alku❤❤

      @tigistibelay532@tigistibelay53211 күн бұрын
    • Ane❤

      @jokablessed5245@jokablessed52454 күн бұрын
  • ወይ ዝለዋሕ አሙን ኣርኪ 🫀🥹🥹🥹

    @natnaelmaheri3447@natnaelmaheri344713 күн бұрын
  • ኩሉ ግዜ ኣብ ጸገመይ ኣብ ጎነይ ዘለኻ ኣምላኸይ ክብርን ምስጋናን ይኹንካ❤❤።

    @adiamiseyas1889@adiamiseyas188912 күн бұрын
  • ጥዑም ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤

    @user-zx7hd7qi9e@user-zx7hd7qi9eАй бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓወይ ፀግኡን በረከቱን የብዘሓልካ ናዘመርካ ንበር ኣቤቱ የፅንዕካ ተባረክ ብሩከይ❤❤❤❤❤❤❤❤

    @HiwiGaltigray@HiwiGaltigray24 күн бұрын
  • Absolutely Beautiful God bless you abundantly…..keep the Origen of Eritrean orthodox tewahdo yaredawie zema brother.

    @sammys8678@sammys86788 күн бұрын
  • Amen 🙏❤️❤️❤️🙏🙏🙏ናይ ብሐቂ ዓርኪ ልበይ።

    @ghennetsium3915@ghennetsium391511 күн бұрын
  • ደስ ዝብል መዝሙር መንፈስካ ናብ እግዛብሂር ዘራኽብ ❤❤❤

    @esromtesfahiwet2055@esromtesfahiwet2055Ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላኣክት የስማዓልና መንፈስካ ትሕድስ መዝሙር ንዘላኣለም ኣቤቱ የንብርካ እግዛኣቤሔር ኣምላክ ጸጉ የብዛሓልካ ክብር ሓወይ እቶም ኩሉ ግዜ እናወደሱኻ ኣብ ቤትካ ዝነብሩ ኣየ ክንደይ ታዓዊትሎም መዝ ዳ 84 +4

    @user-le6bt1or5p@user-le6bt1or5pАй бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
  • ተባረክ ወደይ ❤

    @akberetgeremaryam1039@akberetgeremaryam103926 күн бұрын
  • What a blessed mezmur God bless you more and more zemari henok

    @EmbabaBeloved-si3lo@EmbabaBeloved-si3lo26 күн бұрын
  • In love with this Mezmur 🙏🏽

    @yohannesgebrengus6197@yohannesgebrengus619725 күн бұрын
  • ❤❤❤❤""እሙን ዓርኪ ልበይ"""❤❤❤❤ ናይ በሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ሄኖገይ ኣምላክ ቅዱሳን ዝመሬ መላእክት ዝተቀበለ ዝማሬካ ይቀበለልካ ወንድሜ ኣለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @kiflomtsegay1789@kiflomtsegay1789Ай бұрын
    • ❤❤❤❤❤❤❤እሙን ዓርኪ ልበይ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ቡሩክ ሓወይ ኣብ በቱ የንብርካ❤❤❤❤❤

      @user-lm2xv6hk8t@user-lm2xv6hk8tАй бұрын
  • Amen Amen Amen zimare melaekiti yasemalin ❤❤❤

    @shewithaile7377@shewithaile737711 күн бұрын
  • ዘየዳሉ ኣምላክ ሓዳግ ዩ ንኹሉ ክብሉኻ ሰሚዐሰ ብለይቲ መጺአ ሎኹ ረቡኒ መሃረኒ ቲ ናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም ምዃኑ ድነ ጸልማት ኩይኑ ጉዕዞ ናይ ሕይወተይ ዛ ልበይ ኪህበካስ ብርሃነይ ኪነኒ ኢየሱስ ንጉሠይ :: ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ሄኖክ ሓዉና ናይ አገልግሎት ዝመንካ ይብርክ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤️✝️🤲🙏🙏🙏

    @thomasnayzgi4031@thomasnayzgi4031Ай бұрын
  • ብጣዕሚ ሕማቅ ተሰሚዑኒ አዛ መዝሙር ንቶም ኣብ ዓለማውያን ኢያ ብፍላይ ከምዚ ከማይ ኣብ ኤሮጳ ነውሕ ዝተቀመጠ ኣብ ኦርቶዶክስ ሃይማኖተይ ረሲዕ ዝነበርኩ😢

    @user-ee5tf2nv4h@user-ee5tf2nv4h20 күн бұрын
  • Orthodox tewehod forever Amen Amen Amen Amen zemere melekit yasmalna tsegu yabzhi eigziabher Amleki nay aglegulet zmenkum yabarkakom yahatwy 😢

    @knfeabraha8196@knfeabraha8196Ай бұрын
  • Libeye behazen meliu kelo Axenankani, Amen

    @MerihTewelde-kz8jt@MerihTewelde-kz8jt5 күн бұрын
  • I love all orthodox mezmur. God bless you 🤲🙏❤❤

    @rahelnegga9180@rahelnegga918015 күн бұрын
  • Zmare melaekt yesmalna

    @SalemSelina-hv8us@SalemSelina-hv8us12 күн бұрын
  • God bless you, ❤ amazing voice 🙏

    @yoditabraha863@yoditabraha86325 күн бұрын
  • Alem bue kitdhn emebr, n’alem kiferda aylakon 🙏🏽

    @danielkidane9456@danielkidane94565 күн бұрын
  • Heni hawey bruk ijka nska ❤❤temesgen goytay berti ajoka mezamurka btaimye zfetwo ❤❤

    @user-gz1qd3tm4m@user-gz1qd3tm4m11 күн бұрын
  • Nay agolglot zemenka ybarek hawey❤❤❤

    @dolshinegasi2296@dolshinegasi229625 күн бұрын
  • Neza mezmur kfetwa 🥺🥰🥰

    @iplay_m6362@iplay_m6362Ай бұрын
  • እሙን ዓርኪ ልበይ ብጣሚ ደስ ትብል ህይወት ትቅይር መዝሙር እያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ሓውና ዘ ሄኖክ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ኩሉ ኣብ ትሰርሖ ስርሓት እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ!!!!!!

    @HyabHyab-xz9xr@HyabHyab-xz9xr23 сағат бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ኣምላእኽት የስምዓልና ሄኖክ ሓወና ❤❤❤❤

    @henokmichael4011@henokmichael401119 күн бұрын
  • ወንድሜ እግዚኣብሄር የ ኣጎልጉሎት ዘመንህ ይባርከልህ ❤❤❤

    @samibrhane100@samibrhane100Ай бұрын
  • ዝማሪ ሄኖክ ዝማሬ መላዕክት የስመዐልና ፀግኡ ይብዛሕ ❤❤🙏🙏🙏

    @Tsega_Ye_Giyorgis@Tsega_Ye_GiyorgisАй бұрын
  • ኣሜን አሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ።ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ። ኣምላከ ቅዱሳን ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ።

    @kahsaytesfay3115@kahsaytesfay3115Ай бұрын
  • Dear brother brave good job god bless you with all orthodox people

    @user-wl8yo3ug5v@user-wl8yo3ug5v17 күн бұрын
  • 🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ እንቋዕ ብሰላም ተመለስካና ፍቁር ሓውና ሄኖክ፡ ነዊሕ ግዜ ጠፊእካና ጸኒሕካ፡፡

    @Nebirm@NebirmАй бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
  • ኣሜን እሜን ጎይታናን መድሓኒናን በዛ መዝሙር ይባርኸና ንዓኻ ጸግኡ የብዘሓልካ ተባረኽ

    @AsmeretAlemseghed-sl2yl@AsmeretAlemseghed-sl2ylАй бұрын
  • Zemari melaekti yesmalna zemen agelglotka yebzhalka zhawey

    @user-si8ip2ym1f@user-si8ip2ym1f11 күн бұрын
  • May Good bless Our People, here and abroad.🙏🙏🙏 hoping you will add Amharic, oromic and english subtitles for the coming videos.

    @user-us9rv4rs1n@user-us9rv4rs1n8 күн бұрын
  • እልልልልልልልል ቃለ ሂወት የስምዓልና ሄኒ ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ኣማኑኤል ኣቦ ምሕረት ይባርኽ እመብርሃን ጽላላ ተንብረልኻ ❤❤❤

    @savanah6075@savanah6075Ай бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
  • ንናተይ ዕዳ : ንስኻ ክትከፍሎ ንኣበሳይ ኣብ ዝባንካ ክትጸሮ ብዓይነይ ርእየ'የ ኣብቲ ቀራንዮ ፍቅርኻ ኪትገልጽ ንሞተይ ሞትካዮ እግዛቤሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤

    @abulenatey683@abulenatey683Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
  • ቃለ ሂወት የስማልና

    @medashishay2626@medashishay262614 күн бұрын
  • Azya tmti mezmur iya. Umun Arki lbey

    @user-iv2lq7kc8i@user-iv2lq7kc8i10 күн бұрын
  • ወይዚ ለዋህ ጎይታይ እሙን ዓርኪ ልበይ 🥺ክቡር ዘማሪ ሓውና ብዓል ጥዑም ልሳን ❤መመሊስካ ተገለጽ ❤❤

    @user-oj2zs7if8k@user-oj2zs7if8kАй бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
  • ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብር ሓወይ ናይ ኣገልግለት ዘመንካ እግዚኣብሄር ይባርከልካ

    @user-uq5pq5mw7r@user-uq5pq5mw7rАй бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
  • Zemare melakti yesmealna nayzemen edmaka ybarkelka zhawey❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

    @selamawitdebas6718@selamawitdebas671811 күн бұрын
  • Bitaemi tiemti mezmur, Amlak nay mezmur zemenka yibarek. Mientana kibl ezi kulu Sikay yihlifu Jesus Christos. Nabiu nimeles kulu nay za alem neger halfI eyou. ❤️❤️

    @senaitmehari436@senaitmehari43620 күн бұрын
  • ሰምዐ ምፅጋብ ስእነዮ ፀጋ አምላኽ ያብዘሐልኻ ዝማሬ መላእኽት ያስመዐልና መዝሙርኻ ኹሉ ብሓጉስን ብንባዓትን ዩ ዝሰመዖ😢❤

    @alm2840@alm2840Ай бұрын
  • ዝማሬ መልኣክት የሲማልና ሀኖክ ሃዉና። ናይ ብሃቂ ደስ አሉና ደስ ዪበልካ , ጽቡቅ ቲምርቲ ዘለዎ ቲዝታ ኩሉ ጸግኡ የብዝሃልካ ፈታሪ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

    @user-yq3ip6rn4d@user-yq3ip6rn4dАй бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
  • ዝማረኸ መልኣኽቲ የስማዕልና ሄኖክ ሃወይ❤❤❤❤❤

    @user-ju9mf1sm9q@user-ju9mf1sm9q12 күн бұрын
  • እሜን እዚ ብሩኽ ኣምላኽ ❤❤❤ ተባረኽ ሄኖካ መመሊሱ ልሳንካ ይቀባእ

    @shewitmengstab8727@shewitmengstab8727Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
  • Zmare melakti yesmealna zemari Henok hawey ❤ajoka

    @user-zt9tn9hj9i@user-zt9tn9hj9iАй бұрын
  • Zemra melakte yesmalna bhaki tebrku 🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕

    @trhasmedhanie5521@trhasmedhanie55213 күн бұрын
  • amlki yibarika henok hawey

    @MussieAraya-py2cf@MussieAraya-py2cf7 күн бұрын
  • ኣሰይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም ብሩካት ይሕዋት❤❤❤❤❤❤

    @lidiamerhawi184@lidiamerhawi184Ай бұрын
    • ❤❤❤❤

      @Fili1017@Fili1017Ай бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏

      @user-cs2nl3qy9u@user-cs2nl3qy9uАй бұрын
KZhead