MEGDELAWIT NEBSEY/መግደላዊት ነብሰይ/ NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR

2024 ж. 19 Сәу.
198 637 Рет қаралды

c eritrean artist \ haw to \ haw to use \ asmera \ tigray \ tigray news \ seber zena \ zehabesha \ mahder production \ dani wedi memhr \ aregay hagos \ monica \ jedida \ habesha tik tok \ football \ dawit eyob \ neshnesh \ maynas \ abel birhanu \ yewenwa lije \ jayo \ yacob dawit \ helen meles \ abrham afewerqi \ yemane bariya \ tedalo \ amanuel alazar \ news \ youtube \ tmh \ tigray tv \ eri sat \ jstudio \ fnan app infotech \ eritrean media network \ dnqi lijoch \ tigray music \ tigrigina music \ henok wari \ new eritrean video \ #Eritrea #Tigray #Ethiopia #RussainWar #zarafeltet #ZENATIGRIGNA #dasna tv #aanmedianetwork #eritrea #ethiopia #tigray #eritreanmusic #eritreantiktok #eritreanmovie #eritrean comedy #ertreannews #ethiopianmusic #ethipoianmovie #tigray #eritreanmushup #eritrea #ethiopia #amara #tigray #neshnesh #awel seid #alenawaltahager #doctor #adissabeba #asmera #sport #manutd #arsenal #liverpool #chelsea #manchestercity #realmadrid #barsa #football #fetadeily #comedianeshetu #Asmera #mebredmedia #asmilan

Пікірлер
  • መግደላዊት ነብሰይ እዛ መግደላዊት ነብሰይ አብ ዓይና ዩ ሓይላ አብ ዓይና ዩ ቃላ አብ ዓይና ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ(2) ግሁድ’ዩ ኣበሳይ ኩሉ ሰብ ዝጠልጦ ብርሃን ተሓሲመ ንጸላም ዝብህጎ ሕጂ ግን ክድፋአ ናባኻ ኣምላኸይ ፍቅርኻ ምልኣዮ ንዝሸፈተ ልበይ ሕጂ ግን ክድፋአ ናባኻ ኣምላኸይ ፍቅርኻ ምልኣዮ ንዝሸፈተ ልበይ እዛ መግደላዊት ነብሰይ አብ ዓይና ዩ ሓይላ አብ ዓይና ዩ ቃላ አብ ዓይና ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ ግም ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም አንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣቂምካኒ ኣብ ክብሪ መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ እዛ መግደላዊት ነብሰይ አብ ዓይና ዩ ሓይላ አብ ዓይና ዩ ቃላ አብ ዓይና ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባኻ ዝርእያ ኣእዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ ጉዕዞይ ጀሚረዮ’ ኣቦየ ናባካ ወራሲት ክኸውን ሰማያዊት ቤትካ ጀሚረዮለኩ ጉዕዞይ ናብ ሑቅፎካ ወራሲት ክኸውን ሰማያዊት ቤትካ እዛ መግደላዊት ነብሰይ አብ ዓይና ዩ ሓይላ አብ ዓይና ዩ ቃላ አብ ዓይና ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ ግም ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም አንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣቂምካኒ ኣብ ክብሪ መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ እዛ መግደላዊት ነብሰይ አብ ዓይና ዩ ሓይላ አብ ዓይና ዩ ቃላ አብ ዓይና ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ

    @DilyetTsigab@DilyetTsigab23 күн бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

      @user-mo3vo5jt2q@user-mo3vo5jt2q21 күн бұрын
    • Zimarie melakit yesmealna ❤🎉❤🎉❤🎉 hftiy xgu ybzhlkum

      @user-lg9so7ei4p@user-lg9so7ei4p18 күн бұрын
    • ዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ እግዚአብሔር አሞለኽና ዝማሬኺ ይስማዕ 🙌🛐🥲😪😭🙏🏾🛐🍃🕊️🕊️🕊️

      @akberetberhane6521@akberetberhane652115 күн бұрын
    • ኣሰይ ኣሰይ ዚማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ክቡራት የሕዋተይ heru ሓፍተይ ዘመንኪ ይባርክ

      @safe7222@safe72228 күн бұрын
    • ⁸och 8

      @RobelBeyene-tf6pz@RobelBeyene-tf6pz6 күн бұрын
  • "መግደላዊት ነብሰይ" ኣዝ፥ አዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ኣብ ዓይና'ዩ ቃላ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ (ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ)2 __________/////_________________ ግሁድ'ዩ ኣብሳይ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ብርሃን ትሓሲመ ንጸላም ዝብግሆ (ሕጂ ግን ክድፋአ ናባኻ ኣምላኸይ ፍቅርኻ ምልኣዮ ዝሸፈተ ልበይ)2 __________/////_______________ ግመ ሓጥያቶም ተ'ሸፈነ ፍርሖም አንተ መሰሉ ትኣመንቲ ንሕጎም (ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ የአዳውኻ ዘርጊሕኻ ኣቌምካኒ/ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ)2 ___________/////___________ ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባኻ ዝርአያ ኣአዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትኻ ግዕዞይ ጀሚረዮ ኣቦየ ናባኻ ወራሲት ክኸውን ሰማያዊት ቤትካ ጀሚረዮ'ለኩ ግዕዞይ ናብ ሕቅፎካ ወራሲት ክኸውን ሰማያዊ ቤትኻ ___________/////______________ ግመ ሓጥያቶም ተ'ሸፈነ ፍርሖም አንተ መሰሉ ትኣመንቲ ንሕጎም (ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ የአዳውኻ ዘርጊሕኻ ኣቌምካኒ/ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ)2 ____________/////________________ አዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ኣብ ዓይና'ዩ ቃላ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ (ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ)2 _____________/////______________ ኣሜን፡ ዝማሬ መላአክቲ ይስማዓልና። ተባረኹ!!!🥰✝️🫶

    @Yosan_fsaha1@Yosan_fsaha124 күн бұрын
  • እዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ኣብ ዓይና'ዩ ቃላ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጽበ ብተስፋ,,,,,,,,,,,,,,,,!!!!!!!! ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብርኽቲ ሓብተይ ጸግኡ የብዘሓልኪ❤

    @saronbiniam8978@saronbiniam897822 күн бұрын
  • ዝማሬ መላአክት የስማዓልና ❤️🥰😇. ሄሩ ብርክቲ!

    @sultansamuel2674@sultansamuel267423 күн бұрын
  • እዛ መግደላዊት ነብሰይ😢 ኣብ ዓይና ዩ"ሓይላ🥺😢 ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርክ ሄሩ ሓፍተይ🌺✝️♥️🥰💜😘

    @swsw5226@swsw522624 күн бұрын
  • እዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ኣብ ዓይና 'ዩ ቃላ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ/2/ ኣዝ.......... ግሁድ ኢዩ ኣበሳይ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ብርሃን ተሓሲመ ንጸላም ዝብህጎ ሕጂ ግን ክድፋእ ናባኻ ኣምላኸይ/2/ ፍቕርኻ ምልኣዮ ዝሸፈተ ልበይ/2/ ኣዝ............ ግመ ሓጢኣቶም ተሸፈነ ፍርሖም እንተ መሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም መሓሪ ኢየሱስ ሓጢኣተይ ትሰሪ/2/ የእዳውካ ዘርጊሕካ ኣቑምካኒ ኣብ ክብሪ/2/ ኣዝ............ ክትህበኒ የዒንቲ ናባኻ ዝርኢያ ኣእዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ ጉዕዘይ ጀሚረዮ ኣቦየ ናባኻ ወራሲት ክኸውን ሰመያዊት ቤትካ ጀሚረዮ'ለኹ ጉዕዞይ ናብ ሕቕፎኻ ወራሲት ክኸውን ሰመያዊት ቤትካ ኣዝ............... ግመ ሓጢኣቶም ተሸፈነ ፍርሖም እንተ መሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም መሓሪ ኢየሱስ ሓጢኣተይ ትሰሪ/2/ የእዳውካ ዘርጊሕካ ኣቑምካኒ ኣብ ክብሪ/2 ንዓይ ንሓጢኣተኛ ባርያኻ ይቕረ በለለይ🙏🙏🙏 ሄሩየ የኔ ቆንጆ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ በረኸት ኣብ ልዕሊ በረኸት ኣዕዚዙ ይሃብኪ ተባረኽለይ ጓል ክርስቶስ ፍረ ማሕበረይ🥰❤️🥰❤️🥰❤️

    @Abelluqas@Abelluqas24 күн бұрын
  • Amen amen amen zmarie melakt yesmalna ezgabiher xegu yebzhalki❤❤❤

    @user-xf8lw7ik4w@user-xf8lw7ik4w16 күн бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤ መለከት የስመኣልና❤❤ብታኣሚ ልብካ ዝትንክፍ መዝመር ❤ኢድመ ይሃብኪ ፈታሪ❤❤❤

    @user-ph1du8vw4t@user-ph1du8vw4t17 күн бұрын
  • ይህን መዝሙር ደጋግሜ እስማዋለሁ እና ሁሌም መንፈሴ ይታደሳል በነገራችን ላይ የኤርትራ መዝሙር እንዴት እንደምወድ ከሕነግራችሁ በላይ እግዚአብሔር ይጠብቅሽ ድንግል ማርያም ትባርክሽ

    @SamuelBirhanu-ks2tg@SamuelBirhanu-ks2tg16 сағат бұрын
  • እቲ ብዓል ፋጻ😢 ግን ፋፅኡ ክጥዕም ኣንቢዕኒ

    @user-pr2mi7pz4e@user-pr2mi7pz4e23 күн бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና

    @user-nd6pk5gn6h@user-nd6pk5gn6h18 күн бұрын
  • Zmare nelaekt yesmealna my blessed sis❤❤❤

    @zemaritrahwatekesteofficial@zemaritrahwatekesteofficial24 күн бұрын
  • Thank you 🙏🙏🙏 getmen zeman zwexa zey bla . Edmen tinan yehabki fetari heri haftey ❤

    @sirakdimariya5898@sirakdimariya589811 күн бұрын
  • Ezi mezmur nay lomis aygdn nabey gexu yu zkeyd zelo

    @yordamaranatademenaelias9512@yordamaranatademenaelias951222 күн бұрын
  • zmare melaekti yesmelna my sis Amlak abzihu ybarki heriye😇❤❤ በስመ ስላሴ! መግደላዊት ነብሰይ እዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና እዩ ሓይላ(2) ኣብ ዓይና እዩ ቃላ ንብዓታ ኣብሲሳ ትጥምት ብተስፋ(2) ግሁድ እዩ ኣበሳይ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ብርሃን ተሓሲመ ንፀላም ዝብህጎ ሕጂ ግን ክድፋእ ናባኻ ኣምላከይ ፍቅርኻ ምልኣዮ ዝሸፈተ ልበይ(2) እዝ====== ግመ ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም እንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ (ኣንቢርካኒ) የእዳዉኻ ዘርጊሕካ ኣቒምካኒ ኣብ ክብሪ(2) እዝ====== ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባካ ዝርእያ ኣእዛነይ ክፀሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ ጉዕዞይ ጀሚረዮ ኣቦየ ናባካ ወራሲት ክከዉን ሰመያዊት ቤትካ ጀሚረዮ ኣለኩ ጉዕዞይ ናብ ሕቅፎካ ወራሲት ክከዉን ሰማያዊ ቤትካ እዝ===== ግመ ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም እንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ (ኣንቢርካኒ) የእዳዉኻ ዘርጊሕካ ኣቒምካኒ ኣብ ክብሪ(2) ስብሐት ለእግዚአብሔር!🙏😇❤❤

    @SolianaTube1332@SolianaTube133224 күн бұрын
  • ዝማሬ መላክት ያስማልን 🥰❤️❤️🙏🙏🙏🥰❤️

    @kwkw899@kwkw89917 күн бұрын
  • Amen Amen amen zmare melakt yesmalna🎉❤❤❤🎉

    @dawitghilazghi6548@dawitghilazghi654823 күн бұрын
  • Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna hieru haftey btaemi ye zfetwki ybl dmxi ❤

    @senaytnofo1349@senaytnofo134923 күн бұрын
  • መርሃባ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ቲንበር ካል ሂወት የስምኣልና❤

    @user-yq3ip6rn4d@user-yq3ip6rn4d24 күн бұрын
  • I love your work good mazmur ortodoxs. And please continue your voice is very good so you have to use it to appreciation gad❤❤❤❤❤❤❤❤

    @YotamAmonEfrem@YotamAmonEfrem17 сағат бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባኻ ዝርእያ ኣእዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ🙏💒 ❤😍

    @brzafhaylu8508@brzafhaylu850823 күн бұрын
  • መግደላዊት ነፍሰይ... ጎይታ ኢየሱስ ጸጋኺ የብዝሓዮ ሄሪ ሓፍተይ፡ተባረኺ!❤

    @TewahdoEzra@TewahdoEzra24 күн бұрын
  • Zmare meleakti yesemealna heri brikti. 🙏🙏🙏🙏🙏

    @Aman-lq2ur@Aman-lq2ur23 күн бұрын
  • ጸጋ ኣምላኽ በዚሑልኪ ግሩም ግጥሚ ምስ ጥዑም ድምጺ መመሊስኪ በርትዕልና ብዙሕ ተባሪኽና። ንበረኸት ቀድምዮ ክክክክ!

    @EyobAnde@EyobAnde7 күн бұрын
    • 😂😂😂

      @danaitteklemariam1365@danaitteklemariam13655 күн бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓብትና።

    @musseteklit2860@musseteklit286022 күн бұрын
  • Zemarie Melakti yesmealna🙏✝️❤️am so proud of you ladies because even the lyric of this mezmure is lady. So keep it up all the great job well done everyone but mostly hermela and rahwa 🤍🇪🇷

    @maranatae@maranatae22 күн бұрын
  • My fav መዝሙር!❤ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሄሪዬ ❤❤❤ ተባረኺ!።

    @zemariyonasgebrekidanmayek8952@zemariyonasgebrekidanmayek895224 күн бұрын
  • Amennn zmarie melakti yesmalna heri habtey

    @user-qh1fx2by5z@user-qh1fx2by5z13 күн бұрын
  • Amen 🙏🏼 amen 🙏🏼 amen 🙏🏼 amen

    @NatuNatu-vk3jo@NatuNatu-vk3jo12 күн бұрын
  • Am so honored you shared this with me and so impressed by you may GOD BLESS YOU HEREY 🙏🙏🙏

    @sabayohhanesandemichaelsab2660@sabayohhanesandemichaelsab266023 күн бұрын
  • ዝማሬ መልኣክት የስምኣልና ክብርቲ ሃፍተይ ጸግኡ የብዝሓልኪ❤❤❤

    @user-vq9ud3fr7g@user-vq9ud3fr7g15 күн бұрын
  • Thank you for the English subtitles, May God bless you with more abundance.

    @merytekeba56@merytekeba5615 күн бұрын
  • zemarie melakti yesmalna zemarit heruu amlak xegeu yebzhalki bertie amlak ❤❤❤❤😍🙏

    @Brhaney_eki.dngl.adey.@Brhaney_eki.dngl.adey.23 күн бұрын
  • ዝማሬ መልኣኽት የስማዕልና ዘማሪት ሄርሜላ ሓፍትና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ🙏🙏🙏🙏❤❤❤

    @betimeles4842@betimeles484223 күн бұрын
  • Zmare melakti yesmalna Z-heri brkti zebene agolgulotki ybarek 🥰😇

    @IbelongtoJesus123@IbelongtoJesus12324 күн бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና😢😢😢አብቤቱ የፅንዕንኪ ክብርተ❤

    @tsarkangebremeskel6947@tsarkangebremeskel694718 күн бұрын
  • Azyu buzh tedelti eyu. Kulatkum wehbetkum ezkum mexikum des zebel eyu emo kexlwo knxbe ena more from you guys ❤❤❤

    @ammorning.5984@ammorning.598421 күн бұрын
  • Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @tadeseamine714@tadeseamine71423 күн бұрын
  • Amen Amen God bless you, Hermela habity

    @aynomsolomon7071@aynomsolomon707110 күн бұрын
  • Zmari melaekti yesmalna Heri❤❤❤

    @nahomamanuel@nahomamanuel23 күн бұрын
  • Amlek xego yebzhlkm deqi orthodox tewahdo ❤❤❤🙏🙏🙏

    @samishikor@samishikor22 күн бұрын
  • ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሑሩ ሓብተይ ጸግኡ የብዛሕልኪ ፡ነቲ ነዚ ክትዝሙሩ ዘብቅዓኩም ሉዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስጋና ይኩኖ፡🙏🙏🙏♥️♥️♥️

    @HienokGebremedhn-pe4ml@HienokGebremedhn-pe4ml23 күн бұрын
  • ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤

    @timnitteklay@timnitteklay13 күн бұрын
  • Zemare melaikt yesmelna ❤❤

    @SenatHagos@SenatHagos23 күн бұрын
  • መልክዕኺ ጽቡቅ፣ መዝሙርኪ ጽቡቅ፣ ድምጽኺ ጽቡቅ፣፣ ብርትዕዕዕዕ በልለይ ብስም ኢየሱስ፣፣

    @user-bj8ix9zl7m@user-bj8ix9zl7m19 күн бұрын
  • ዋውው ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሄሪየ🥰 ደስ ትብል መዝሙር ራህዋ ሓፍትና ካኣ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ❤❤❤

    @Michael-Gher@Michael-Gher24 күн бұрын
  • Amen amen amen zmare meleakti yesmalena xegu yebzhaleki🙏🎉❤

    @WegihWegih-mo4nd@WegihWegih-mo4nd23 күн бұрын
  • 🙏🙏🙏💞 nay eki zemirkley semie mxgab sieneya sher wn degagime eleya xegueu ybzhalki mkrti haftey ajoki ab gonki alena sher nbela yehwatey🙏🙏🙏💞

    @fiyoriabraha9765@fiyoriabraha976522 күн бұрын
  • ሄረይ ዝማረ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @SimonHabtemariam-qc4yj@SimonHabtemariam-qc4yj24 күн бұрын
  • ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ንዓኹም ከኣ ጸግኡ የብዘሓልኩም

    @user-eu6vo2zj9p@user-eu6vo2zj9p23 күн бұрын
  • Heruye brkti zmari melakt ysmaelna 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️

    @fkreysinu8169@fkreysinu816919 күн бұрын
  • Zmare melakti ysmalna amlak xegu yebzhalkum ❤

    @mewaelhaile201@mewaelhaile20123 күн бұрын
  • ❤❤❤❤❤ እንዴት ደስ ዝብል መዝሙር ነው ❤❤❤❤

    @TesfaMariyam-qn2fi@TesfaMariyam-qn2fi23 күн бұрын
  • እንቓዕ ብሰላም መጻክና ሄሩ ሓፍተይ ናይ ኣጎልጎትኪ ዘመን ይባርክ

    @user-ig9zd7pe2u@user-ig9zd7pe2u24 күн бұрын
  • kal hiwet yasemalna burktey

    @AyeneTsegay-tg4mm@AyeneTsegay-tg4mm19 күн бұрын
  • Heritey as always Tum mezmur !kulkum ahwat behaki thank you nana zmles mezmur ktsrhu amlake kidusan kulu gzie msakum ykun🙏🏻❤️Zemare melaket yesmalna 🥰

    @hermela376@hermela37622 күн бұрын
  • Amen amen amen zemare melakt yemalena kebertey haftey ❤❤❤❤❤❤

    @adenilfu2166@adenilfu216616 күн бұрын
  • Zemare melakti yesmealna🙏 ezia megdlawit nebsna bqieti ygbra semeyawit mngstu ktwris❤

    @terhastk@terhastk23 күн бұрын
  • Zmarie melaikt yesmealna heru haftey xegu yebzehalki trbareki ❤❤❤🎉🎉🎉

    @YohannesFshatsion@YohannesFshatsion22 күн бұрын
  • Endless blessings to all mezmiran. Your collective and united work is a Blessing ❤❤❤

    @Berhan185@Berhan18524 күн бұрын
  • ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ተባረኺ ሄሪ ሓፍተይ❤

    @deborahticabo5289@deborahticabo528923 күн бұрын
  • ኣብ ዓይና ኢዩ ቃላ ኣብ ዓይና ዩ መልሳ ኣቦየ ነዒንተይ እሞ ርኣየን ዝመሃርካየን ፍቅሪ ኣሎ ኣብኡ ይረአ ተስፋ ኣለወን ብምሕረትካ ኣቦየ ❤😢 ዘይትጠቅም ኢሎማ ከመይ ኢላ ዛ ጽይፍቲ ናብ ጎይታ ትቀርብ ዘይፈለጡ ብዙሕ ዝተሓድገሉ ብዙሕ ከም ዘፍቅር

    @user-yu9nf7no6f@user-yu9nf7no6f24 күн бұрын
  • Eza megdelawit nebsey ab ayna eyu hayla ab ayna eyu qala ab ayna eyu hayla nbata afsisa ttmt btesfa[2] btaemi temti mezmur xegu yebzhalki goyta brkti haftey🙏🙏🙏💒💒💒

    @FnanTumzghi@FnanTumzghi22 күн бұрын
  • Amlak ybarkum xega ableli xega ybzhalkum agelglotkum bgoyta eyesus ybarek ❤❤❤

    @semherfili3311@semherfili331119 күн бұрын
  • Amen zemrya mallet yesmlna my sweet🥰🥰🥰 sister I can't stop listening all God bless you all🥰🥰🥰

    @user-bc5ib2yr4o@user-bc5ib2yr4o15 күн бұрын
  • Zemare malket yesmalna haftey natey ❤❤❤

    @askalutesfazgi4535@askalutesfazgi453524 күн бұрын
  • Zmare melakit yesmalgna Heruye ❤❤❤

    @user-hv9vp8yx8f@user-hv9vp8yx8f24 күн бұрын
  • Well came heritey zemare melakt yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤

    @LuwamIsaias@LuwamIsaias24 күн бұрын
  • Zemareya melikete yesmalna keberte haftna texagu yebzhalki egzabehar❤❤❤🙏

    @user-gn4ut4db8y@user-gn4ut4db8y23 күн бұрын
  • Birkitiy, tiemti, turgum zelewo mezmur. Amlak ybarki.

    @yohanakiflemichael9556@yohanakiflemichael955623 күн бұрын
  • 🙏መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣቂምካኒ ኣብ ክብሪ🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

    @evengebru2712@evengebru271224 күн бұрын
  • ዝማረ መልአከት ያሰማልን❤❤❤❤

    @eri360media@eri360media24 күн бұрын
  • Zmareye melakt yasemalena Sisterey Edmen Tenan yhabki fetari 🙏🙏🙏🙏🙏💖💖❤❤❤❤

    @yowhanamail7100@yowhanamail710022 күн бұрын
  • Amen Amen Amen 🙏 ❤ zimare melkati yesmealna ❤

    @semeremahretab4099@semeremahretab409914 күн бұрын
  • 🙏🙏🙏❤️❤️❤️Zmarie melakte yesmana

    @andomngusse9877@andomngusse987722 күн бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 👏👏👏

    @slam0419@slam041923 күн бұрын
  • Zemar melkakti yesmalna,heru hafaty xegu yebzhalke fetari 🙏🙏🙏🙏

    @Danityemane@Danityemane21 күн бұрын
  • ❤tebareki qal hiwet yesmealna❤❤❤

    @selaminosium6048@selaminosium60484 күн бұрын
  • ቃለሂውት ይስማዓልና ሄርሚ መአረዬ

    @Mikiyas-my7wg@Mikiyas-my7wg19 күн бұрын
  • ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ❤❤❤

    @user-oj2zs7if8k@user-oj2zs7if8k23 күн бұрын
  • Heruye zmarie melaikt yesmealna fkirti haftey❤❤❤ I LOVE U❤❤❤

    @silvanaalazar6045@silvanaalazar604523 күн бұрын
  • Zmarie Melaekt Yesmealna kbrti haftna❤❤❤...teemti mezmur🙏🙏🙏🌹

    @Asmara-oneEri@Asmara-oneEri20 күн бұрын
  • ዝማሬ መልእክት የስመዕልና🎉❤

    @JemBer-hm4ik@JemBer-hm4ik23 күн бұрын
  • ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና❤❤❤🎉🎉🎉

    @AngesomMesfin@AngesomMesfin23 күн бұрын
  • Zmare meleakti yesemalna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    @user-ce4tj1uh5x@user-ce4tj1uh5x23 күн бұрын
  • Zmare meleakti yesmealna 🙏

    @arsemamengstu9580@arsemamengstu958023 күн бұрын
  • ሕይወትኪ ብጐይታ ኢየሱስ ይባረኽ።❤👏

    @Jesus_is_the_good_shepherd_27@Jesus_is_the_good_shepherd_2721 күн бұрын
  • እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሕልኪ ❤❤❤ ፍትዊቲ ሓፍተይ ❤❤❤

    @mchaeltesfu-or7gl@mchaeltesfu-or7gl22 күн бұрын
  • Amen Amen Amen zemare malakti yesmalena 🙏🙏🙏❤️

    @ermiaswkifle8598@ermiaswkifle859813 күн бұрын
  • Aseyyy brkiti haftey zmarie melaekti yesmaelna❤️❤️❤️❤️❤️

    @user-zz7vo4et5f@user-zz7vo4et5f23 күн бұрын
  • ሔሩ ፀጋ ይብዛልሽ❤❤

    @mehanaymzeorthodox@mehanaymzeorthodox18 күн бұрын
  • Zmarie melakt yesmalna heru haftey xegu ybzhalki ❤🙏🙏

    @danaitkflom2341@danaitkflom234123 күн бұрын
  • ❤❤❤xegeu yebzhalki Haftey nty 🙏🏿🙏🏿🙏🏿

    @user-vb6qq9jy2z@user-vb6qq9jy2z13 күн бұрын
  • Wow 🎉🎉🎉 Egziabihier xegeu yebzehalkum yehwatey ❤❤

    @solianahabteab@solianahabteab23 күн бұрын
  • Tebareki our blessed one🥺❤️❤️

    @Hiwetey01@Hiwetey0123 күн бұрын
  • Heriye brikiti goyta zemen nay agoligilitiki yibarikeliki Zmare melaekiti yesmialina Mearey❤️❤️❤️

    @Temesghen.@Temesghen.24 күн бұрын
  • ዝማረ መላእክት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @YacobTesfalem@YacobTesfalem22 күн бұрын
  • Welcome heruye mkrtiiii

    @rain-drop..@rain-drop..22 күн бұрын
  • Amen(3) zmare melakti yamalena zhaftey🙏🏻

    @user-zq7cf4vo4j@user-zq7cf4vo4j13 күн бұрын
  • Well come heru haftey God bless you every day

    @merontesfay2406@merontesfay240622 күн бұрын
KZhead