ዘማሪት ትርሐስ ገብረ እግዚአብሔር ሓድሽ መዝሙር | ንሴብሆ ለእግዚአብሔር | Zemarit Tirhas Gebre Egziabhier New Album
Nsebho CD#4 New Album Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id16186...
Apple: itunes.apple.com/album/id/1618...
Spotify : open.spotify.com/album/2GOajj...
Destegna Negn CD#1 Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id14214...
Apple: itunes.apple.com/album/id/1421...
Spotify : open.spotify.com/album/6I7IKI...
Amazon: www.amazon.com/Destegnea-Nege...
Yetekefete Ber CD #2 Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id14526...
Apple : itunes.apple.com/album/id/1452...
Spotify : open.spotify.com/album/6uvwKZ...
Kemzefekedkayo Yequn CD# 3 Link
iTunes: itunes.apple.com/album/id15087...
Apple : itunes.apple.com/album/id/1508...
Spotify : open.spotify.com/album/6TOAt6...
itunes.apple.com/album/id15087...
Timecodes
0:00 - Intro
0:05 - ብምስጋና
10:30 - ንሴብሆ
18:45 - ንዓኻ ጥራሕ
26:15 - ክዝምረሉ
33:50 - ምስጋና
38:35 - ክንደይ
43:40 - ኣፅዋርና
48:42 - ኣኽእለና እምበር
57:33 - እህህታ
1:07:50 - ሰናይ
1:11:50 - ኣበይ ኣሎ
1:19:23 - ኦ ምሕረትካ
1:24:48 - ተወሊዱ
1:30:04 - አማኑኤል
ብሕቂ ኣዕጽምቲ ዘለምለም መዝሙር እዩ ዘማሪት ትርሓስ ሓፍተይ! ዝማሬ መላእኽቲ የስምዕኺ ዝፈትወኪ ሓፍተይ! ኣብ ቤተ መቅደሱ የንብርኪ!!!
1:19:00 ናይ መን መዝሙር እያ?
አሜን ድያቆን ሓውና
P😊p
ኣሜን
ትትግርኛና ፅን ኢልካ ክፅምዖ ክምቅር ደቂ ሃገር ትግራይ ዝኮንኩም # 👍# ከይገበርኩም ከይትሓልፉ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልአከት የሰምዑልና ዛሓፈተይ ኣምላከይ ምሕረተከ እደ ልኣክሉና 🤲#🤲🙏
Yes it’s beautiful I live in America and my co workers hear me talking on the phone they would say your language sound is so beautiful
ምስጋና ነቲ ዝተሓርደ ዉዳሴ ነቲ ዝተሓርደ ሽብሸባ ነቲ ዝተሓርደ ገንሸል አምላክ ይኹን አሜን ብሓቂ ምስጋና ይብፀሓዮ ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐና ሰሚዕካ ዘይምኖ ጥዑም መዛሙር
ኣሰይይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኪ ፍጻሜኺ ፍጻሜ ቅዱሳት ኣዴታትና ይግበረልኪ እግዚኣብሄር ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና።
ዕልልልልልለልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓስ ሓፍቲና ኣብ ቤቱ እናገልገልኪ የንብርኪ ብርክተይ እግዚአብሔር ንሃገርና ትግራይ ምሕረቱ የወርደልና 🙏
😊😊
😘😘🙃😘😘
ኣሜንንንን
ጸጋኡ የብዝሓልኪ ዘማሪት ትርሓስ ሓብትና ፈጣሪ ዘመንኪ ይባርክ ደስ እዩ ዝብለኒ መዛሙራትኪ ክሰምዕ ልቢ ዘረስርስ🙏😥😥 ንእግዚኣብሔር ስብሃት ይኹኖ እመ ኣምላክ ወላዲቱ ጽላላ ተንብረልና ኣሜን(3)🙏
እልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልል እሰይይይይይይይይይ እንኳዕ ደሰሰሰሰሰ በለኪ ትርሓሰይ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡን ጥበቡን የብዘሐልኪ ካብዚ ንላዕሊ ክተገልግሊ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ክብረተይ እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐና
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልኪ ትርሓስይ ሓፍተይ ኣቤቱ የጽንዕኪ
ትርሓስ ሓፍትና ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና አቤቱ ያፅንዕኺ ክብርቲ ሓፍትና
ብሓቂ ልብኻ ዘረስርስ ጥዑም መዝሙር እዩ ክብርቲ ሓፋትና ዘማሪት ቲቲዬ ብዕድመን ብጥዕናን የንብረና እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡን ምስጢሩን እናገለፀልኪ ይክድ ። እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና😘♥
እዚ ዝመስል ብቕዓት ተወሂብኪ ነቲ ዝሃበኪ ከተመስግንሉ/ክትውድስሉ ምርኣይ ክንደይ ሓጎስ ይፈጥር መስለኪ ቀጽልዮ እግዝኣብሄር ሽሙ ይመስገን💖
ዝማርየ መላእክት የሰመዕልና ብሓቂ ንሴብሐ ለእግዚአብሔር ደስ ዝብሉ ዝማርየት እዮም እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመንኩም የብዘሕልና ክብራት ዘማርያን ኣሕዋትና ሙሉእ ኣዳምፀዮ ብፍላይ ብልፅቲ ዘማሪት ሓፍትና ትርሓሰይ ግን ሓደ ሓደ ቃላት እንኤውስ ይከብድኻ ኣብ ስምዒትካ ጥራሕ ገለ ዝብላ ከም ሐሳብ እዩ ርኢቶ ምውሃብ ፅብቅ ስለዝኾነ
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ እናዘመርኪ እናወደስኪ የንብርኪ እግዚአብሔር ✝️✝️✝️💟 እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መልኣክቲ ያስመዓልና ፀጋኡ ያብዘሓልኪ ሓፍትና ብርቱካን
ደስ ዝብል... እልልልል ትርሀስዬ መአር እንኳእ ደስ በለኺ ፃምእ ረሀፅኺ ፍሬኺ አምቢቡ ህጂ ሙሉ አለበምኺ ተዘርጊሁ; "ዝማሬ መላዕኽቲ የስመዓልና!!! "
ትርሓስ ሓፍትና መዝሙራትኪ ዓፅሚ ዘረስርሱ እዮም ሓደራ ንብለኪ ነገር እንተሎ ኣይትደንጉይ ብተስፋ ንፅበየኪ ኣለና ክብርቲ ሓፍትና ሓደራ ሓደራ ብሽም እግዚኣብሄር።
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን አሜን እልልልልልልልልልልልል
እግዚአብሔር ዓይኒ ልቦናኪ ይክፈተልኪ እደመ ጥዕና ያሃብኪ ካብዚ ዝዓቢ ሃፉቲ የለን እሞ ንእግዚአብሔርኪ በዚ ዝሀበኪ ፀጋ ዘምርሉ ሃፉተይ
እልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና👏👏👏🌺🌹💐
ዕልልልልልልልልል ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኺ ይባረኽ ዝማረ መላእክት የስመዐልና። ትንሳኤ ትግራይና ጋህዲ ክኸውን እዩ
አሜን አሜን አሜን እልልልልልልል👏 እልልልልልልል👏 እልልልልልልል👏 ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና አሜን
ብሕቂ ኣዕጽምቲ ዘለምለም መዝሙር እዩ ዘማሪት ትርሓሰ ሓፍቲይ ዝማሬ መለእኽቲ የስምዕኹ ዝፈትወኪ ሓፍቲይ❤❤❤❤
Amen Amen Amen zmare melakto yasmalina Aseyyyyyuu Egzabiher amelak Tsgae yebzehelki Tirhasey afitey nay bahaki aatsemtka zelmlem👏👏👏🕊🕊🕊⛪✝️♥️♥️♥️♥️😍😍😍😍😍😍
ኣሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ዘማሪት ትርሐስ ሓፍተይ ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚኣሔር🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ናይ መላእክቲ ዝማሬ የስማዓና ኣሰይ ደስ ክብል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመሰገን። ተመሰገን ። ተመሰገን።
እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስመዓልና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ ጋል እመብርሃን
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ
እልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና👏👏👏
ጸጋኡ የብዝሓልኪ ዘማሪት ትርሓሰ ሓብትና ፈጣሪ ዘመንኪ ይባርክ ደሰ እዩ ዝብለኒመዛሙርትኪ ክሰምዕ ልቢ ዘራሰርሰ ብሓቂ ኣዕጽምቲ ዘለምለም መዝሙር ኣይ
አሜን! አሜን! አሜን!🙏🙏🙏ክብርቲ ሓፍትና ትርሓስ ገብረ እግዚኣብሄር! ምስቱ ጡኡም ድምጽኺ ክጥእም እግዚኣብሄር ኣብዝሑ ኣብዝሑ ነዊሕ እግመን ጥናን ያሐብኺ! አሜን!!🙏❤✝️🌹✝️🌹✝️🌹❤❤❤🌹🌹✝️✝️✝️
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ትርሓሰይ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክ እግዚአብሔር አምላክ ትርሓስዋይ🙌🙌🙌❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት አሕዎትን ክብሪ ምስጋናን ነቲ ኩሉ ዝካአሎ ጎይታ ሰራዊት እግዚአብሔር
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኪ ኣብ ቤቱ የንብርኪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንሃገርና ሰላም የሃብልና🙏🏻🙏🏻🌿🌿🌿🌻🌻🌻🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
ኣሜን ትርሓስ ሓፍተይ ጥዑምቲ ልሳን ዝማሬ መልኣክት የስማዓልና🤲😊
አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐልና
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና👏👏👏
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና አምላኽ ክብርቲ ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና❤
አልልልልልልልልልልልልል አልል ልል ልል ልል ልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ትረሓሰይ ❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ትርሓስ። ክብርን ምስጋናን ነቲ ኩሉ ዝካአሎ ጎይታ ሰራዊት እግዚአብሔር::
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ከቡርቲ ትርሓስ ሓፍቲና ፀጉኡን በረኮቶን የብዘሐልኪ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ፈጣሪ ክማኪ የብዘሐና ጉይታይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🤲🤲🤲
ከንደይ ተፍቅር ጎይታ ክንደይ ትሓሊ ክንደይ ተፍቅር ኢየሱስ ይግበአኻ ልዕሊ ኩሉ ክብሪ
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓሰይ👏🍃🌅⛪️❤️💜💊🌺
እንካዕ ብሰላም መፃኪና ትርሓሰይ ተመስገን ሕድያት ትግራይና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወለተ ማርያም ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጋኡ የቤዘሐልኪ ሐፍትና ዘማሪት ትርሐስ እልልልልልልል👏👏እግዚአብሔር ይመስገን ንቲ ዝጆምሮ ዘይ ፍጽሞ አይኮነን👏👏👏እልልል🌹🌹🌸🌸💐🍀🌼🌹💐
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኦልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማረ መላእክቲ የስምኣልና ዘማሪት ትርሓስ ሃፍትና
እልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና✝️♥️👏
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺💐💐💐💐💐💐💐💐💛💛❤❤❤
ንሴብሆ ለእግዚኣብሔር ስቡሃ ዘተሰብሃ ኣልቦ ዘይብሎ ዘንተ ኣህሰምከ ወኣልቦ ዘይብሎ ዘንተ ኣሰነይከ ንሴብሆ ለእግዚኣብሔር ስቡሃ ዘተሰብሃ ከም ዝፈቐዶ ይገብር ከም ዝሓሰቦ ይፍጽም ኩሉ ሰርሑ መስተንክር ፍጹም ብማንም ዘይምርመር ኪኖ ትንገልጾ ሓያልዩ እግዚኣብሔር ኣዝ ንትሑት ካብ ምድሪ የልዕሎ ንዕቡይ ትሕት የብሎ ንብዱል ፍትሒ የውጽኣሉ ከም ሰብ ኣይኮነን ዘዳሉ ብሓደ ዩ ዝጥምት ማዕረ ንኹሉ
ዝማረ መላዕኽቲ የስምዕኺ ብዕድመን ፀጋን የንብረልና ክብርቲ ሓፍትና :: እዛ ናይ መዝሙር ግጥሚ ንላዕሊ ፒን ግብርልና።
አዕፅምቲ ዘለምልመ ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ቲቲዬ በርትዕልና♡♡♡
ምጩውቲ ጋል ዓደይ ዝማርየ መላክቲ የስመዐልና🙏🙏😍😍🙏😍😍😍😍🙏😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍
እንኩዋን ወደ ወገኖችሽ ተመልሰሽ ለመዘመር,ለማመስገን አበቃሽ እህታችን በርቺ እመብርሃን ፀጋውን ታብዛልሽ🙏❤💛
ወዴት ሄዳ ነበር ተናገረች እኮ ተሃድሶ እንዳልገባች እንዳልነበረች
Zerfie meslash new mamaye trhas gebrezigiAbaher tbalalech
@@user-wh2zn8cs5d እኔ ለማለት የፈለኩት እንኩዋን ወደ ትግራይ ኦርቶዶክስ መጣሽ ማለቴ ነው
@@zufannegassi5563 የሰው ሃሳብ ሳትረጂ አሰተያየት መስጠት አይከብድም እህቴ
sa
ዝማረ መልእኽቲ የስምዓና ትርሓሰ ሓፈተይ
እልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ ያስመዓልና ትርሓሰይ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልል 👏🌹👏🌹👏🌹ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ማሚየ ጓል ቅድስቲ ሃገረ ትግራይ👏😍
ናይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዑልና ፃገ በረከቲ ይቢዘሐለኽ ዛሓፈተይ 🙏🙏🍀🍀🙏
Best music ever💯💯💯👌 የቀንየልና🙏🙏🙏🙏ዘላአለማዊ ክብሪ ምእንተ ትግራይ ኢሎም ክብርቲ ሂወቶም ንዝኸፈሉ🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🕊🕊🕊 🌿☘️🍀ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓሰይ❤️💛
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርቲ ሓፍተይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብዕድመ ብፀጋ ይሓልወልና እግዚኣብሔር
እልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኺ እግዚአብሔር ይባርኸልኺ
ኣሜን ፫ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ትርሓሰይ ፀግኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ
ኣሰይ ብሩክ ሰንበት ዝማረ መላክቲ የስመኣልና እልልልል እልልልል እልልልልልል🙏
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍቲና 👏👏👏👏👏☘️☘️🌿🌿🌱🌺🌷🌹🌷🌷🌷🌹
ዕልልልልልል ዝማሬ፡ማአላእክት የስመዓልና ትርሓሳ ክንዲ 100000 ጅግና
እሰይ ጥዕምቲ ልሳን አብ ቤቱ የንብርኪ ክብረተይ እልልልልልልልልልልልል💚🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💚💚🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መልኣክት ያስመዓልና ትርሓሰይ❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልል እስይ ክንደይ ይጥዕም ድምፅኪ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ የንወሐዮ ኣሜን ፫
ዝማሬ መላእክትት የሰመዐና ክብርቲ ሓፍትና ትርሓስ እግዚአብሔር ፀጋአልዑል ፀጋየብዘሑሉኪ ህያቢይ
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ትርሓሰዬ እግዚአብሄር በቤቱ ያጽናሸ
ዝማሬ መላእክት የስምዐና እግዚአብሔር ፀጋን በረከተትን የብዝሐልኪ ዝሓፍተይ 👏👏👏
ዝማሬየ መላኽቲይ የስመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ❤❤❤።
ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ክብርቲ ሓፍትና
ኹልሻእ ደስ ዝብል ዝተባረኸ መንፈስ ቅዱስ ዘቅርብ ጥኡም ልሳን ዝተባረኸ መዝሙር ህሊና ዝሰርቅ ምስ እግዚአብሄር ዘቀራርብ እዩ "ዝማሬ መላዓክቲ የስመአልና ከለኹ አብዚ ዝተሳተፍኹም ዘማርያን ትርሀስ,ቡርክታዊት, ወዘተ ኩልኹም ልንሰሀ ዝፅውእ መዝሙረ እዩ ተባረኹ!!! " ዝማሬ መላእኽቲ የስመአልና ቡሩኻት!!!!!
ኣሰይይይይይይይይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልልል ዝማሪሬ መላእክት የስመዐልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላክና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ኣቤቱ የፅንዕኺ😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤ እግዚኣቢሔር ይመስገን🌹🌹🌹🌹🌿🌿🌿🌿👏👏👏
እልልልልልልልል ዝማሜሪየ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓዲልኪ ዘማሪት ትራሓስ ሓፍትና እግዚአብሔር ኣምላክ አብ ቤቱ የንብርኪ ከብረተይ❤🌹👏👏👏
ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ቲቲ ሓፍትና🙏🙏🙏❤️💛
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ትርሓስ ሓፍትና ጽግኡ የብዝሓልኪ
ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልልና ክብርቲ ሓፍትና❤💞👏👏👏
አሰይ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኩም እናዘመርክሙን እናዘመርክሙን የንብርኩም ክብራት ኣሕዋት
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እናዘመርኪ የንብርኪ ትርሓሰይ
🙏🙏ኣታ ኣስይይ ኣልልል 🙏🙏ኣሜን ኣሜን 🙏🙏ዝማሬ መላአክት. Yesmealna 🙏🙏🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መለእክት የስመዐልናፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምለክ ንዘላለም ኣብ ቤቱ የንብርኪ ዘማሪት ትርሓሰይ ብሓቂ ክንደይ ደስስስ ይብል ምስቲ ምቁር ድምፂኪ
ሰናይ ጌሩለይ ነዓይ ዝብል ግጥሚ ፅሓፉለይ ቡሩካተይ ኣብ ፆሎትኩም ድማ ዘኩሩኒ ፉቁራተይ
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን፫ዝማሬ መላአኽቲ ያስማዓልና ጥዑም ዝማሬ ባሓቂ። ኣብ ቤቱ የንብርኪ ትርሓሰይ🕊 እቲ ዓቢይ ነገር ንዕኡ ምምስጋን ዩሞ በርትዕልና ክብርተይ⛪️✝️💐💐🌷❤️❤️❤️
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የሰመዐልና❤️❤️❤️❤❤❤🙏
አሰይ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ክንደይ ይጥዕም ክብርቲ ሓፍትና
እግዚአብሔር ይመሰገን፫ ዝማሬ መላእክቲ የሰመዓልና ቲቲየ
ተባረኪ ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ጥዕምቲ መዝሙር ናይ ብሓቂ መንፈስ ትሕድስ ቃለ ህይወት የስመዓልና ናይ ኣግልግሎት ዘመንኪ ፈጣሪ ይባርክ💛♥️🧡🧡♥️♥️
ዕልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብርቲ ዘማሪት ቲቲየ ሓፋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር አምላክ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘
እልልልልልልልልልልል🌻🌹🌻🌹🌻ዝማሬ መላእክት 🌿🍀🌿🌹🌿🍀🌻🍀🌻የስመዐልና ትርሓሰይ🍀🍀 ፀጉኡ 🌻🍀🌻🍀የብሐልኪ ክብረተይ ተመስገን👏👏👏
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልውልልል እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ ።
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርት ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ ዝያዳይ ብቅ ሕ ደስስስስ ብሃል መዝሙር ንዳዊት ዝሃበ ጥበብ ኣምላኽና እየሱስ ክርስቶስ ይዓድልክ
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ያሰመዐልና ዝማሬ መላእኽቲ ያሰመዐልና ላዘመርኺ ያንብርኺ ሓፈተይ ናተይ አንሕና ደማ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና እግዚአብሔር አምላኽ ብጸሎትኩም ዘኩርን ድአነ ደካማ ሓፈቲኩም ተዋህዶየ
ኣቤት መዝሙር ኣዕፅምቲ የለምለም ናይ ኢየስሱ ክርስቶስ ወዕለት ለዉሃት የቅሬታኡ ተበጃዉነቱ ዝገለፅ ብሓቂ መዝሙር ጥራሕ ኣይኮነን ት/ቲ ዉንዩ ብርክቲ ሓፈተይ ፀጋ ክርስቶስ የብዘሐልኪ ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ❤❤❤
ዝማሬ መላእክ የስምዓልና ትርሓስ ሓፍተይ ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኪ
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ትርሓስ ሓፍትና 🙏🏻
🎉❤ኣሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስመዕልና እልልልልልልልልል
ዕልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ክቡርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓስ ፀግኡን በረኸቱን ያብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገለግሎትኪ ዘመን ይባርኽ እናወደስኪ እናዘመርኪ ኣብ ቤቱ ያፅንዕኺ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ንሃገርናን ህዝብናን ምሕረቱን ሰላሙን ያውርደልና ያንግሰልና
አሜን አሜን አሜን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና