ህድሞና ኣዋርድ - Part 1 - ኣዋርድ ካብ ተከታታሊ ፊልም ክንፈትሖምዶ | HDMONA Awards - New Eritrean Show 2024
ህድሞና ኣዋርድ - Part 1 - ኣዋርድ ካብ ተከታታሊ ፊልም ክንፈትሖምዶ | HDMONA Awards - New Eritrean Show 2024
ህድሞና - ገለ ኣይከውንን'የ ብ ዳናይት ዮውሃንስ Gele Aykewnn-Ye by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZhead - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaKnfethomDo #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050
"ኣነ ኣቦ ሉና ምዃነይ ሕጉስ ኢየ" ክላ ኣቦይሲ መዓስ ከምዚኣ የብሎ ይኸውን😢😢😢
😢😢😢
ኣጆኻ ጎነይ እንተ ደዊልካሉ እንተ ረኪብካዮ እኩል ኢዩ እበር ኩላትና ዉሽጥና ሑሩር ኢዩ ከየሕጎስናዮም ተፈሊናዮም ስድራና 😢
ብሂወት ምህላውካ/ኪ ንባዕሉ ሕጉስ እንድዩ ኣጆኻ/ኺ ወገነይ
Kulu gize eu kemu zbleka aboka/ki ab kalate aytiemen aytiemeni hawey wey habtey
ዝክረ ሰማአታት ምግባርኩም ኣዝየ ኮሪዐ❤❤
ኣቀዳድሓ ስእልን ድምጽን ድማ ይበል። ኣከዳድና ዕዱማትን ተዋሳእትን ሙዚቀኛታትን ድማ ብልክዕ ንባህልና ዘንጸባርቕ መሃሪ ዘኹርዕ ኣለባብሳ።
ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ ብፍላይ ኣብ ባሃላዊ ጸቂጥኩም ትገብርዎ መደብ ኣብ ኣካዳድና ኣሰከፊ እዳኾነ ይመጽእ ኣሎ ኣብ ደገ ዘለና ካባኹም ኢና ክንማሃር ብፍላይ ደቅና እሞ ናይ ባሃላዊ ልብሲ ክትቅጽሉ ንላቦ ደቅና እዚ እዩ ባህልና ክንብሎም እንተኾንና እዚ ናይ ደገ ሓጽር ክዳን እንተርእየሞ ከነእምኖም የጸግመና እዩ እሞ በጃኹም ብዝተኻኣለኩም እቲ ኣልባሳት እውን መስቀል ዘለዎ ክኸውን ይምነ ምኽንያቱ ሓደ ኣካል ናይ ባህልና ሰለ ዝኾነ ደቅና ካብ እምነት ይርሕቁ ኣለዉ የቀንየለይ❤❤❤❤❤❤
ኣሰከፊ ? Entay qonqa eyu? Eritreawi keykonka si ezi kulu hatftef entay amxo
ዘላለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና 🙏🏾❤🇪🇷
ንሉና ሓብትና ክኣ ምስዞም ርአካ ዘይትመንዎ ተዋሳውቲ ኮምዞም ባጀት ሓጽርና አሎም ዘቃርጽዎ ከይትኮኒ ይምሕጸነኪ ክነታባብዓኪ ይምሕጽነኪ ህድሞና ነባሪ ክኣ ስለትብባዕካ የመስግነካ ላይክ ሽር ክኣ ኣጆካ ካባና🎉🎉🎉❤❤❤❤😊😊😊😊😊
ኣሮን ሓወይ - ንህድሞና ነባሪት ወኪልካ ዘንበብካዮ ጽሑፍ ኣዝየ ፈትየዮ፥ ብሕልፊ ድማ 'ክውገዱ ዘለዎም' ዝበልካዮም ንህዝብናን ባህልና ዘይውክልን ኣጸያፊ ዝመስል ኣከዳድና ኣሕዋትናን ኣሓትናን ምውጋድ።
ያ ከመይ ድየ ዝኮርዕ ካባኹም ምኻነይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Shewit Sereke Star of this film 100%, please give her credit ❤🎉
ዋዉ የዕቢኺ ምቅርቲ ሕጻን ጓል ራሔል ሽኮሪና የዕቢየልና😘 ♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ኣምላኽ ይባርኽኩም ደቂ ኤረ ንፍዓት 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕👏👏👏❤️❤️🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ደስ ተብል ፊልም ኩሎም ንፉዓት ደስ ዝበል ተዋዳደርቲ ካብን ናብን ክትብል ስለደልካ እንተዘይኮይኑ ብሉጻት ኣክተራት ኢዮም ሸዊት ሰረቀ ምስ ሞዶሻ ዝያዳ ክብል የፈቱ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋውውውውው ህድሞና ተኸታተሊኹም ኢየ ን10 ዓመታት ከምዛ ሾው እዚኣ ግን ብጣዕሚ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን ኡፍፍፍፍ ብጣሚ ጽቡቕ መደብ
እንቃ ናብ በዓል ኦሳዕና ኣብጸሓና ሰላም ናይ ሕምማት ግዝየ ይግበረልና ደቂ ኤረይ
🙏 🙏 🙏
ስነጥበባዊ ድምጻዊ ሚኪኤለ ሸጡ ብጣዕሚ ንፉዕ ምትብባዕ ዝግብኦ ድምጻዊ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ
Hdmona si 1 Million subscribe aygbomn deki erey eske guys 1m nbtsehaya 🇪🇷❤❤🙏🏾👍🏾
May Allah bless Eritrea 🇪🇷 ✨ 🙏 💖 ♥
Luna wow amazing work.Aaron i really admire you honestly every show u give grace always i can say the best host of the year.Aaron keep shining brother love you all🙏🏾💕💕💕
Modesha krub respect khlweka nierwo of course bealtibetka Ala gn nkbri eti medeb ms mesarhtka kof ktbl nierk
Ya xbuk aleka wela eko sebeytu korayt tkun kef yeblun nbeynu kfle msea
❤❤❤ ናይ በሓቂ ደስ በሃሊ ቀጽልዋ ኣንሕና ከኣ ሞራል ኣይንሓምቅን ኢና
ኩሉኹም ተዋሳእትን ደረስትን ሰኣልትን ሃገርና ብጣዕሚ ኣብዚሕና ኢና ነፍቅረኩም። ❤
እዞም ስነ-ጥበባውያን ንፉዓት እምዲኩም፡ ግን ብፍላይ ብደቀንስትዮ ኣዝዩ ብሉጽን ጽፉፉን ክዳውንቲ ንመንነትና ዝገልጽ ኣለና ስለዚ ኣብነት ኢክን ብከዳድናክን ኣብነት፡ኩና። እዚ ጌርክኖኦ ዘለክም ልብሲ፡ናይ ምዕራባውያን እዩ ስለዚ ስዒሮምና ንዕኦም፡ክንመስል፡ንጽዕር ኣለና። ዓገብ ባህልካ ዩ ክብረትካ ከምቲ፡ንሶም ብልብሲ ዝሳሕቡና ሰለዉ ንሕና ውን ብናትና ናባና ነምጻዮም ሂወት ውድድር ዩ ሰብ ካኣ ንነብሱን ባህሉን መሲሉ ክወዳደር ኣለዉ። ኣውዳት ካኣ ን ኣሮን ንምስል😂
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ቀይሕ ባሕሪ አብ ስደት ኼና አይነሕልፋን ኢና እሞ ናይ ብሓቂ ሳላኹም ኮሪዕና 🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐❤🙋
Thank for everything 🙏
ዋውውው እንካኣ ብድሓን መጻኩም ደቂ ኤረይ ናይብሓቂ ከምዚኣ ዓይነት ፊሊም ኣይርኣኩን ብጥኣሚ እያ ደስ ተብል ብወገነይ ንኩሉም እየ ዝመርጾም ዝያዳ ግና ብልየነይ ሽኮር ንክልኩም ከኣ እንካኣ ሓጎሰኩም እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሪመይ 😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
film knfethom'do subtitle entzhlewa am sure international award mrkabet nera...
ንስራሕኩም ወትሩ የ ዘድንቖ! ድምጻዊት ዳናይት የውሃንስ ካብ ኣከዳድና መድረኽ ምቁጽጻር ደርፊ ናይ ኣቦኣ ዝደገመታ ንሳን ድማጻን ይበል ንበርልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you the entire crew one of the best series sitcom proud of you.
Waww btaemi des zebil Rhus awdeamet yigberelna kea. Kolom kinfethomdo tewasaeti bluxat eyom❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Akedadna nay tewasaeti gele aynet elegant & wurzuyat nay pro beka awald maleteye……and luni btami bltsti srah…ane bhankewta eye zxbeya kulu gize bflay ab sdet chnkkk elu zkeneye hangolna fresh eya tgebrena!!!! Bhafesha hdmona btami eye zemesgnekum love u beka 🥰🥰🥰
Thank you so much ❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጹቡቕ ስራሕ፡ ደራሲትን አላይትን ሉና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ፡ ተዋሳእቲ ኩልኹም አድናቂኹም እየ። ሕንቲ ሪኢቶ ትሐይሽ ብዝኾነ አጋጣሚ እንተትምለስ ድስምበለና። ጹቡቕ ስራሕ።
Great job keep it up Luna Amanuel and all Eritrean actors ❤🇪🇷👍🏾Hidmona Nebarit and Aron the best👍🏾
ቃላት የብለይን ንደራሲትን ተወጻእትን ከምኡ ዉን ንህድሞና ❤❤❤❤❤❤❤❤ የቀነልና ስለቲ ንህዝቢ ንምምሃር እትገብርዊልዎ ጸዓሪ❤
wow beautiful medeb Hdmona kulu gize znead medeb qexlwo ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Congratulations deki erey🇪🇷shekornatt. God bless you all❤️keep up the good work🇪🇷🤍❤️🤍😘😘
Congratulations, deki Eri shekornatt. God bless you all ❤️ 💖 ❤❤ keep up the good work ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
መርሐባ ደቂ ሐለል መሬት እወ ኤርትራወረነትና ሐበና መዕርጋት እልል ሐጎስ ኩልና ቀጵልዎ ❤❤መንከም ኤሬ ንኪ ጥራሕ ❤❤❤🇪🇷🐆🇪🇷🐆
ኣሬ መጸበቂ ውራይ፡ መጸበቂ መደብ ❤❤❤❤
Good Job Luna Amanuel!!! Amazing presentation, Miki Good job Hidmona Nebarit.
Eway deki ereyyyy ata kndey des yblu kabakum do fle from senafe eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤❤
Outstanding work, we miss you deqi erey. From california.
ኣዝዩ ደስ ዝብል መደብ ሪሃም ክኣ ኩሉ ዘጸብቐላ ኣዚኺ በላሕ መንእሰይ ኢኺ❤❤
Luna amauel is so humble ❤❤❤❤❤
Btaemiy ena nfetwekum ❤❤❤❤❤❤❤
ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና !
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ይበል ምድላዉ አዚዩ ጽፉፍን ጽቡቅን መደብ ሉና ዓባይ ስነ ጥበብ ሐገርና ዕንኳዕ ሐጎሰኪ ዋዕሮ ጓል ኤረይ። ዕድመን ጥዕናን ይሐብኪ ምቅርቲ አብ ፊልሚ ክንፈትሖምዶ ዝሰራሕኩም ኩሉሑም አዚኹም ንፉዓት ኢኹም ነናትኩም ጽባቀ ዘርዓኹም ዓበይቲ ተዋሳዕቲ በርትዑ ።ደቂ ኤረይ እዛ ፊልም ክትቅጽል ነዊሕ ክትከይድ ተስፈ ንገብር ። መሐሪትን አዘናጋዒትን ብልጽቲ ፊልም እያ ❤🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏
Amazing program Well organized deki Erey
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ❤❤❤❤
Thank you for everybody who participated in series movie kenftehom deo great job🇪🇷❤️.
Wow Beautiful ❤❤❤🎉🎉
Good job🎉🇪🇷❤ love you my people
Congregation🎉❤
Congratulations Deki Eritreawi Neftahyome do. ❤️🌹❤️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥂💫🍾🎊✨🎊🍾💫🥂🥂🎉✨🎊🥂
Keep it up I am proud of you guys 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Btaemi des zbl medeb❤❤❤❤❤❤
ውውውውውውው እዛ ናይ ዳናይት ዝድግመታ ብጣዕሚ ጽቡቅ ገራ ድጊማታ
Good job 🇪🇷 ❤❤❤❤❤
Congratulations all 🙏🏾❤️🙏🏾❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍾🥂
Great job deqi Erey❤
Beautful ❤️❤️❤️❤️
Much love deki Erey💕🇪🇷!!
Hdmona bteami xbuk eyu..gn eti aderash kurub nieshu ..ab gexali kabzi zeabi aderash kitgbru tesfa ngbr ❤
Meda entay kuynu ms blin kuf zeybel sebeytu nabey keytkedo eyu aytsbukn❤❤❤
እዋይ ትዓዊትልኩም ደቂ ኤርትራ ናተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
CONGRATULATIONS ❤❤❤
ደስ ዘብል መደብ ምስ ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ናተይ❤❤❤
Great job Luni haftey. Proud of you❤❤
All actors are wonderful we love them ❤️❤️❤️🌹🌹🌹😍
Am proud of you my eritrean people 🎉I❤❤❤
ህድሞና። ቢጣዕሚ ጽቡቅ መደበ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ አለይቲ መደብ ቡጣዕሚ ጽቡቃት።ርሑስ ባዓል ፋሲካ ይግበሮ።🙏🙏🙏💕💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nice film ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤
Welcome deki erey xaeda ❤❤❤❤
The beast Shaw I love it very much God bless you both you're beautiful
Xbuq srah himona nebrit ❤❤❤
Good job
Good job ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Gala nsegen kofidens des kbleka gn zeyrakwa zfetwa like
Good job deqi erey meqsenat
Congregation kulkum.deqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 meda gedifka
ጽቡቅ መደብ ብር ክትብሉ ተሓጓሱ ደቂ ኢረይ ሽኮራት ።
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷enkui abzi abqakum abalat kenfethom do ,men alo kemzi kemay neza nay kenfethom do soundtrack be demxa shewit sereqe tmeslo zneberet 😂❤❤
Wella ane shewit sereke eya mesilatini
Me too
ሞደሻ ሽንቲ ብድሕሪት ተሓቢእካ ምስ ሰበይትኻ ኩሎም መሳርሕትኻ እኮ ምስ ስድርኦም እዮም መጽዮም ግን ዘሐጉስኻ ተኣኪቦም ኮሪዖም ኣብ ቅድሚት ኮፍ ኢሎም ኣለዉ ንስኻ ግን ዕዱም መሲልካ 😢😢
ኣዝዩ ብጣዕሚ ዘሖጉስ እዩ ፣ ህድሞና ነባሪት ጀሚርክሞ ዘለኹም ተበግሶ ብጣዕሚ ዝበረታታዕ እዩ ። ሉና ኣዚኺ ሓፋር ኢኺ ፣ ግን ሓሳብኪ ፣ ራእይኺ ብጽሑፍ ፣ ብፊልም ክትገልጺ ግን መትሓዚ ዘይብልኪ ዋዕሮ ኢለኪ ኣለኹ ፣በርትዒ ቀጽልሉ ይብለኪ ፣ ኣነ ኣብ ካሊፎርኒያ ዝቅመጥ ኤርትራዊ ሓውኺ እየ ፣ ዝኾነ ንሙያኺ ስራሕኪ ዘዕቢ ብወገነይ ዝተሓባበረኪ ነገር እንተሎ ብወገነይ ድሉው እየ ፣ብዝተረፍ ኣብ ኤርትራ ኣብ ቀረባ ግዜ ስለ ዝመጽእ ብኣካል ኣድናቆተይ ክገልጸልኪ እየ ፣፣ ተውዋሳእቲ ኹሉኹም ብቅዓትኩም ፣ፍቅርኹም ፣ስኒትኩም ዝገርም እዩ ፣ ኣነ ስነ ጥበባ ኤርትራ ሲዕሩ ፣ሶጊሙ እየ ዝብል ፣ ብዘይ ቀልዓለም ኩሉኹም ኣብዛ ፈልም ዝተሳተፍኩም ፣ ደረስቲ ፣ኣለይቲ ፣ ሰኣልቲ ፣ ኢዲተራት ፣ ተውሳእቲ ፣ ብድሕሪት ኮይንኩም ፊልም ትኽሽኑ ግን ከ'ኣ ዘይትረኣዩ እቲ ሃልኪ ድኻም ስለ ንፈልጦ ነመስግነኩም ፣ በርቱዕልና ፣ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ፣፣ መራሕቲ መድብ ኣሮንን ብጸይቱን ኸምእውን ምዑዝ ሙዚቃ ከስምዑና ዘምሰዩ ባህላዊ ኦርኬስትራን ፣ ብሉጻት ደረፍቲ ሃገርና ነመስግነኩም ዕዉት ምሸት ፣ ዕዉት መደብ ኢኹም ወዲብኩም፣፣ ቁሩብ ቅር ዝበለና ነገር እንተሎ ኣማኑኤል ሰለሞን (ሞደሻ) ኣብ ኸምዚ ዝኣምሰለ መደብ ኸመይ ጌይሩ ኣብ ሞንጎ ይኸይድ ኣይተረድኣንን ? ከም ተውሳኣይ ንዕኡ ካብዚ ዝዓቢ ነገር እንተይ እዩ ተረኺብ እዩ ስጋብ ሽልማት ካልእ ሰብ ዝቅበለሉ ? I can't imagine any invited academy award actor walk away , let alone a winner in the middle of academy award ceremony ! ኣነ እዛ ነገር ኣብሪሁ ይቅረታ ስጋብ ዘይሓተተላ ፣ ከም ንዕቀት ወይ ድማ ክብሪ ዘይምሃብ (disrespect) ኮይና እያ ተሰሚዓትኒ ፣ ንዕኡ ዝነበረኒ ኣድናቆት እውን ኣዝዩ ቀኒሱ ኣሎ ፣፣
Great job all deki Eriy ❤we 💕 you may Lord Jesus bless you more all ❤️
ብ ጥዕሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ቀጽልዊ ደ ኤሬይ 🎉🎉🎉🎉
ንህድሞና ነባናሪ ክኣ ብስም ክንፍትሖም ዶ ስለ ምትብባዕካ ኣዚና ነምስግነካ ክትዓቢ ክኣ ናይ ውትሩ ትምንትና አዩ አሞ ክብርን ምስጋና ንዓካ ይኩን❤🎉
Please parti 2🎉❤
Well come xbukat deqi ereyyy bhaki des debl medeb ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Merahi medeb bitami nifiu 🎉🎉🎉🎉🎉
Awesome show ❤
ክትአከቡ ኣመና ትጽብቁ ብፍቅርኩም ልቢ ሰብ ትመልኡ ሰስኑ ድመቁ ኣሕዋተይ ልቢ ህዝብኩም ብፍሳሃ ምልኡ።2ተ ሸዊተይ ሲልቫና ምቅርቲ ሓፍተይ ሞዶሻ ተክሊኖ ሚኪ ኩሉኩም ቡሉጽ ስራሕ ኣብ ምስራሕ ትርከቡ ክብርን ምስጋናን ይግባኣኩም።ሲልቫና ሓፍተይ አታ ክትጽላኣካ ከይትገድፍያ ።
Btaemi des tblu amlak bereketkum yebzhayo ❤Rieto nLuna ktenbb kola denina wediato nab hzbi enda teketstsere kkewun kolo azyu sehabi kemzi feriha tenbb zela mesila
Congratulations everyone my Beautiful people 👍🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉💖💖💖💖💖💖💖🍇
Zixare yiwet zbil abehahilla alo, luna haftina kea xira awet ariatna ala, MORAL NIHABA ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Congratulations 🎉👏🎉 Luna 🥳👏 and all times ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 congratulations luna
Betami dehigesi kixlwo❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
Congrats to you all for all your accomplishments, deki Erey Tsaeda!!💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
ዝጽዓረ ክዕወት ግዲን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኩልኹም ደቂ ኤረይ We lov u❤❤❤❤❤
ሸዊት ሰረቀ ምስ ወልሓደ ሰብ ኣይታዋድርዋ🤗🤗🤗🤗
no aytgage kab shewit sereke nlali meda hizwo zelo gexebahri ybrte meknyatu newih gexe bahri zelewo nay meda eu bedahi kemey geyru yshmddo elka hseb shewit gosas koyna hawsi comidy eu nata eti nay dmxi mkyar eu fluy zgebro
ህድሞና ብጣሚ ጽቡቅ መደብ ኣብ ቀጻሊ ብ ዝ በለጸ ❤❤❤❤❤