ምስሊ : ናይ ሕብረት መዝሙር # Bereket Tikue : Orthodox Tewahdo Mezmur 2023
#Debeseymezmur #EritreaorthodoxTewahdo #EthiopiaOrthodoxMezmur
Subscribe • ዕፀሳቤቕ TV: KEMEYLEMO: O...
Zemari Bereket Tikue
Zemari Dn. Abel Yibabe
Zemarit Kisanet Kibrom
Zemari Sandro Grmay
Zemarit Hermela Yehisho
Zemari Dn. Yohanes Gebretnsae
Zemari Eyuel Eyob
Zemari Simon Aregay
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ።
ናይ ሕብረት መዝሙር : Zemari Bereket Tikue , Dn Taame Segid , Dn Brhane Fesehaye, Dn Filmon Yebyo , Zemari Yohanes Selemon, Zemari Kiflom Meles and Zemari Tedros Grmay : Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
Mariam Non Stop : Orthodox Tewahdo Mezmur 2022: • ዕፀሳቤቕ TV: Dngil Mariam...
1. Kieleki Zemari - Abel Semerab : • ዕፀሳቤቕ TV: Kelileki (ከዕ...
2. Mariamey - Zemerti Bereket Tikue and Meri Alem : • ማርያም - Kab Maamuk Lbey...
3. XION : Zemarit Milka Bitew
4. Temelisuley : Zemarti Bereket Tikue and Milka bitew:
Mdhanka Delye
5. Kidane Mhret: Zemari Bereket Tikue
6. Fluy Yu Xegaki Zemari Dn. Biniam Kiros : • ዕፀሳቤቕ TV: Mariam FLUYU... Mekdem
7. Msgana Kewxie - Dn Filmon Yebyo : • ዕፀሳቤቕ TV: Msgana Kewxi...
8. Selam Lechi - Dn Biniam Kiros : • ዕፀሳቤቕ TV: SELAM LECHI ...
9. Mudaye Fikir - Dn Filmon Yebyo : • ዕፀሳቤቕ TV - MUDAY FKRI ...
10. NIE MARIAM (ንዒ ማርያም) : • ዕፀሳቤቕ TV - NIE MARIAM ...
Bereket Tikuwe Non Stop :
1. MARYAM (ማርያም) : • ማርያም - Kab Maamuk Lbey...
iTunes: itunes.apple.com/album/id14481...
Apple Music : itunes.apple.com/album/id/1448...
2. KEYARI TARIKEY (ቀያሪ ታሪኸይ): • ዕፀሳቤቕ TV: KEYARI TARIK...
iTunes: itunes.apple.com/album/id14481...
Apple Music : itunes.apple.com/album/id/1448...
3. B TIMKETKA (ብጥምቀትካ): • ዕፀሳቤቕ TV - B TIMKETKA ...
4. DEBESEY(ደበሰይ) : • ዕፀሳቤቕ TV: DEBESEY(ደበሰይ...
5. BEALTI XELOT (ባዓልቲ ጸሎት) : • ዕፀሳቤቕ TV: BEALTI XELOT...
6. GUNDI WEYNI (ጉንዲ ወይኒ) : • ዕፀሳቤቕ TV: GUNDI WEYNI ...
7. ADE EYESUS (ኣደ ኢየሱስ) : • ዕፀሳቤቕ TV - ADE EYESUS ...
8. BETI HAILI : (በቲ ሓይሊ ዝህበኒ) : • ዕፀሳቤቕ TV - (በቲ ሓይሊ ዝህበ...
9. TELEMEN (ተለመን): • ዕፀሳቤቕ TV -TELEMEN (ተለመ...
#Debeseymezmur #EritreaorthodoxTewahdo #EthiopiaOrthodoxMezmur
Subscribe • ዕፀሳቤቕ TV: KEMEYLEMO: O...
Zemari Bereket Tikue
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
nihemia
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
hdmona tv
habesha comedy
habesha music
HDMONA NEBARIT
Mahlet
Eritrean
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido
♡ምስሊ ወዱ ንኽንመስል♡ ከምቲ ምስሊ"ቲ ምድራዊ ዝለበስና ከምቲ ምስሊ"ቲ መዋቲ ዝለበስና ከምኡ ውን ምስሊ ወዱ ንኽንመስል ኣብ መዲቡና ቅድሚ ምስራት ዓለም አቦ መዲቡና ቅድሚ ምስራት ዓለም(x2) ረኣዩ ሞ ናይ ኣብ ልወሃት ዘይብሉ መስፈሪ ብድኹማት እንኮለና( ዝጎደለና ክብሪ)x2 ንሓደ ወዱ ሊኢኹ ናብዚ ምድሪ ህያዋን ጌሩና ተኻፈልቲ ናቱ ባህሪ ምሳና ተዛሚዱ ልዕል ከብለና ኣባ አቦ እናበልና ክንጽውዖ ተቢዕና ንክንጽውዖ ተቢዕና ዕርቡን ምድሓን መንፈሱ ሓቲሙና ብደም ፍቑር ወዱ ናብ ዝፋኑ ኣቕሪቡና ብምሕረቱ ኢና ረኺብና ናይ ዘልኣለም ሂወት ብጽድቅና ኣይኮናን ዘምለጥና ካብ ማእሰርቲ ሞት ዘምለጥና ካብቲ ጸልማት ክብሪ ይኹኖ ንኣቦ ብርሃናት ወረስቱ ጌሩና ብጸጋ ብእምነት ዝተጋገክዎ ይትኣረመለይ❤ ዝማሬ መላእልቲ የስምዓልና ብሩካተይ ደስ ዝብል መዝሙር።❤😊
Thank you
thanks pls tell me in amharic detail meaning or main concept
@@ruli3407I will try to translate it but as I am not fluent in Amharic just take the concepts😊
@@ruli3407 የምድራዊ ምስል እንደለበስን የመዋች ምስል እንደለበስን የለጁን ምስልምን እንድንለብስ አለምን ከመመስረት በፊት ኣብ ኣዘጋጀን አለምን ከመመስረት በፊት ኣባት ኣዘጋጀን እዩ እና የአብ የዋህነት ልክ የሌለው ደካሞች እያለን(የጎደለብን ክብር) አንድ ልጁን ላከ ወደዚ ምድር ህያዋን ኣደረገን ተካፋዮች የርሱን ባህር ከኛ ጋር ተዛምዶ ከፍ እንድያደርገን አባ ኣባት ብለን (እንድንጠራው በድፍረት) *************(one sentence missing here) በደም ተወዳጅ ልጁን ዝፋኑ ፊት ኣቀረበን በምህረቱ ነን ዘልአለማዊ ህይወት ያገኔነው በጽድቃችን ኣይደለም ከእስራት ሞት ያመለጥነው(ከጨለማ ያመለጥነው) ክብር ይሁን ለብርሃኖች ኣባት ወራሶች ኣደረገን በጸጋና በእምነት
መዝሙሩ ከእነዚህ ጥቅሶች ተውጣጥቶ የተዘጋጀ ነው፡ ካነበብካ/ሻቸው መልእክቱ በደንብ ይገባሃ/ሻል ሮሜ 8፡29 ቆላስ 2፡13 2ጴጥ 1፡3-4 2ቆሮ 1፡21 ሮሜ 8፡14-15 ቲቶ 3፡5
ብመጀመርታ ሰላምታይ እንዳመሓላለፍኩ ርሑስ ኣውድኣመት ክብለኩም ይፈቱ ክቡራት የሕዋት መዘምራን :- ብምቅጻል ሓደ ሓደ ነገራት ከተዕርይዎ ዘለኩም ነገራት ኣሎ:- ንሱ ከኣ፡ 1 መዝሙር እንታይ ማለት ምኳኑ ልዕለይ ትፈልጥዎ ኢኩም፡ ግን ኣብቲ ኣቀራርባ ጽቡቅ ኣርኣያ ኣይኮነን ትገብርዎ ዘለኩም ማለት ጸጉሪ ርእሲ ንምንታይ ነዊሑ ኣሎ፧ 2 ኣከዳድና ሓጺር ንምንታይ ኣድለየ፧ 3 እዚ ምስጋና ንእግዚኣብሄር እምበር ንሰብ ክርእየለይ ኢልካ ስለ ዘይኮነ ምስ ሰናይ ይቅሬታ ጻዕዳ ምሉእ ክዳን ምልክት ንጽህናናን ዓወትናን ለቢዝኩም ክትዝምሩ ይምሕጸን፡ ከም መተሓሳሰቢ ብሎ ዝደሊ፡ እዚ ዝጽሕፎ ዘለኩ ሓደራ ከም ሃናጺ እምበር ከም ጸርፊ ወይ ከም ጽልኢ ከይትርእይዎ ተስፋ ይገብር:- ብዝተረፈ ተቀባሊ ኣገልግሎት ወሃቢ ዓስቢ ባዕሉ እግዚኣብሄር ኢዩ እሞ፡ ኣገልግሎትኩምን ዝማሬኩምን ይቀበለልኩም። ርሑስ ኣውድኣመት ብድጋሜ።❤
ሀዎ ቐፐወ
ነሉ ❤ 😊😊❤😊😂።😂😊😂😮ነዴ
ኤሰነ ነሴ ነሰ ፓፔፓ
እግዚአብሔር ኢትዮጵያውያንን እና ኤርትራውያን ይባርክ
❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤ አሜን (3) ሩሑስ አውድአመት ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡራት አሕዋትና 🌿🌿🌿🌿🌺🌿🌹🌿🌿❤🌿🌿🌻🌿🌷🙏🙏🙏
ምስሊ ወዱ ንኽንመስል ከም'ቲ ምስሊ 'ቲ ምድራዊ ዝለበስና ከም'ቲ ምስሊ 'ቲ መዋቲ ዝለበስና ከምኡ'ውን ምስሊ ወዱ ንኽንመስል ኣብ መዲቡና ቅድሚ ምስራት ዓለም ኣቦ መዲቡና ቅድሚ ምስራት ዓለም ርኣዩ 'ሞ ናይ ኣብ ልውሃት ዘይብሉ መስፈሪ ድኹማት እንከሎና ዝጎደለና ክብሪ ዝጎደለና ክብሪ ንሓደ ወዱ ልኢኹ ናብ'ዚ ምድሪ ህያዋን ጌሩና ተኻፈልቲ ናቱ ባህሪ ምሳና ተዛሚዱ ልዕል ከብለና ኣባ ኣቦ እናበልና ክንጽውዖ ተቢዕና ንኽንጽውዖ ተቢዕና ዕርቡን ምድሓን መንፈሱ ሓቲሙና ብደም ፍቑር ወዱ ናብ ዝፋኑ ኣቕሪቡና ብምሕረቱ ኢና ረኺብና ናይ ዘልኣለም ሕይወት ብጽድቅና ኣይኮነን ዘምለጥና ካብ ማእሰርቲ ሞት ዘምለጥና ኻብ'ቲ ጸልማት ክብሪ ይኹንኖ ንኣቦ ብርሃናት ወረስቱ ጌሩና ብጸጋ ብእምነት ሮሜ 8 29፤ ነቶም ቀደም ዝፈለጦም፡ ንሱ ንብዙሓት ኣሕዋትሲ በዂሮም ምእንቲ ኪኸውን፡ ንምስሊ ወዱ ኺመስሉ ቐደም መደቦም። ድያቆን ነጋ ሓወይ ከምኡ'ውን ዘመርቲ ኣሕዋተይ/ኣሓተይ ብዙሕ ተባረኹ። ስሌኹም ንኣምላኽ ክብሪ ይኹንኖ።
በጣም ደስ የሚል መዝሙር እግዚአብሔር ፀጋውን ያብዛላችሁ ዘማሬ መላእክት ያሰማልን::
ርሑስ ፋሲካ ይግበረልና ንዓመታ ኣብታ ነፍቅራ ሃገርና ንውዕል ይግበና
ሓጐሰይ መግለጺ ሲኢነሉ ፍቁራት የሕዋተይ😢 ቅድሚ ኹሉ ነቲ ጸጋኡ ኣባኹም ዘምበረ ኣቦ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ስብሓት ይኩኖ 🙏 ብምቅጻል ፍቁራተይ ጸጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምሳኹም ይኩን ዘመንኩም ይባረኽ❤🙏⛪
ኣምላክ ብመዝሙር ከተገልግልዎ ንዓኩም ዘተንስአ ክብሪ ኡኩኖ!!!
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ከምዚ እልኩም ሕብር ኢልኩም ክትዝምሩ ኣካዳድናክይምን ጣዕሚ ዝማረኩምን ማራኪ ዝኮነ ኣቃራርባ ፡ኣጆኩም ደቂ ክርስቶስ ኣሕዋተይ ኣብ ኩሉ ትገብርዎ ኣገልግሎትኩም ዓስቢ ቅድሱን ይግበረልኩም።
እልልል እልልልል እልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐል ፀጊኡ የብዘሐልኩም ክቡራተይ መልካም የጌታ ትንሳኤ❤
Btaami zfetwa mezmur eya kulu natka mezmur yfetwo eye ab kulu akaley eyu desta zasleni Bereket hawey bejaka berta zhawey ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልን
በረከት ዘለዎ በዓል ብሓቂ ደስ ዝብል ስሙር ድምጺ ስሙር ግጥሚ ኩሉ ሙሉእ ስራሕ ቃለ ሂወት የስምዓልና !እቲ ዝበለጸ ስራሕ ኣብ ሕብረት ዩ ሕበረትኩም ይባርኽ እንዳ በልኩ ኣብ ቻነለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ክሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ይሰመዐልና ፍቁራት ኣሕዋት😊❤
Rhus awdamet yegbrlna nkulna nameta bhansab newellu Amen 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zemeri melkati yesmelna
ጥበብኩም ይብዛሕ ❤❤❤ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና።
ኣመን ዝማረ መላአክቲ የስማኣልና ቡርካተይ ብዙህ ይፈትወኩም በረከት ሳንድሮ ሃርመላ ናይኩሉኩም ዘመርቲ ና ጸግ ኡ የብዝሀልክም ብርካተይ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ናይኩልኩም አዩ
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ናይ ሕብረት ተስፋ ይገብር እዞም ተፋላሊና ዘለና ከምዚ ሓቢርክምዎ ዘለኩም ክንሓብር
Kalejeweti yesemealena yehewati
ሓቢርና ከነመስግኖ ኢና ጌና ንሕያዋይ ነቲ ዝፈተረ ንዓና በቲ ዝሃበና ዜማ ጌርና ክንውድሶን ከነመስግኖን ኢና ይባርኽ መንፈሳዊ ሂወትና። ኣሜን ክብሪ ንዕኡ ይኹን ከምኡ ውን ነታ ክብርትን ርስሓት ዘይብላ ንጽህትን፡ ኣደ መድሕን ዓለም፡ ኣደ እቲ ርህሩህ ኣምላኽ። 💒🧎🤲 ሰላምን ሓድነትን ንቤተ ክርስቲያና ኣሃባ።
ኣሰይ ደቂ ተውሃዶ ርሑስ ኣዉዳመት የግብረልና ቡሩካተይ 🙏🙏🙏
aseyyyyyyy brukat. Egziabher tsega yebzhalkum. Bhaki kdmi msrat alem afkiruna.🙏🙏🙏 Kbri n goytana ykunnnn
❤❤❤❤❤rhus awdeamet ygberelna eti luel fetarina❤❤❤❤ fqurat yhwate bmezmurkum barikkumuni ekum emo tebarekuleyyy ❤❤❤❤❤
ኣሰይይይ ብሩኻት ኣሕዋተይ ስለቲ ኣባኩም ዘሎ ጸጋ እግዚኣብሄር ይመስገን ብመዝሙርኩም ብዙሕ ንባረኽ ኣለና❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ክቡራት የሕዋት ዘመን ኣገልጉሎትኩም ይባርክ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ርሑስ በዓል ፋሲካ ከኣ❤ ይግበረልና ንኩልና ኣሜን🙏🙏❤
Kale hiwet yesmaelna 🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ። እግዚኣብሔር ጸጉኡ ይብዝሓልኩም።❤
Ruhas awudamet ygberelna fetari ❤💒🌷🌷
Aseyyyy zmare mealaekti yesmalna fetari kulu alem edmen teinan yehabkum fetari keep it up burukateey ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ብሩኻት። እቲ ነዚ ጸጋ እዚ ኣባኹም ዘሕደረ ኣምላኽ ምስጋና ይኹኖ። ዲያቆን ነጋ ሓወይ ነዚ ሰፊሕ ልቦናኻን ነታ ለጋስ ኢድካን መመሊሱ መመሊሱ ይባርኽ ኣምላኽ። ስሌኻን ስለ ኩሎም መዓይይትኻን ንእግዚኣብሔር ኣቦና ብስም ፍቑር ወዱ ጎይታና ኢየሱስ ሥብሓት ይኹኖ። ጸጋኹም የብዝሕ ብመዛሙርኩም ንሕናን ደቕናን ንባረኽ ንጸናናዕ ንመሃር ከም ዘለና ክምስክር ደስ ይብለኒ። ስለ እዚ ናይ ሕብረትን ልግስን ኣገልግሎት እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን። ናይ ብሓቂ መልክዕና ከምዚ እዩ ደስ ኢሉና ደስታን ሓጎስን ይሃብኩም።
Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum Amen Amen Amen.
Eelllllllllllllllllllllllllllllll sey ❤ zmarye melekti yesmealna yehwat. Enqae nab brhane tnsaeu bselam abxhana ❤🙏🙏🙏💒💒💒
💔👍👍👍💝💋💋🤔💗
Zmarie melakti yesmealna.❤❤❤❤❤
ርሑስ በዓል ትንሣኤ ምእመን ..💕
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ተባረኩለይ ርሑስ በዓል ትንሳኤ ❤❤❤❤❤
amen amen amen zmarie melakt yesmalna rhus beal tnsaie ygberelna
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 ❤❤
Zmarie melakt yesmalna ❤❤❤
Ellllll willkommen ahwatey ❤️🥰 Rhus awdamet ygberelna deqi Tewahedo 🙏❤️❤️❤️
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና የሕዋት፡ መዝሙር ኩሉ ነገር ኢዪ።
እልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሓልኩም። ርሑስ በዓል ትንሳኤ።
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና እግዚኣብሄር ጽጉኡ ይብዝሓልኩም ።እንቋዕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ኣብጸሓና።
❤Amennn Zimare Melaekti yesmealna ❤ des tibl Mezmur nay Agelglot zemenka ybark Egzeabhier Amlak
አንቃዕ ኣብጸሓና ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ ርሑስ በዓል ተንሳኤ።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Amen🙏🙏🙏❤️ zemari melak yesmulna
Amén Amén Amén zmarye melakt yesmalna xegu yebzhalkum kburat ahwatna
ዝማረ መልኣክቲ የስማዓልና 🙏🏾🕊️ ግዑዞኩም ቀጺሉ ኣክላባት ይንቡሑ ስርሐኩም ኣገልግሎትኩም ቀጺሉ ፈዳይ ሕነ ኣምላክና ዋገኦም ክከፊሎም እዩ::🙏🏾⛪️🕊️
Amen Amen Amen zmarye melakti yesmealna 🙏🙏🙏
_አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ፍቁራት ኣሕዋተይ ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ✝️❤⛪️_
በጣም ደስ የሚል መዝሙር እግዚአብሔር ፀጋውን ያብዛላችሁ ዘማሬ መላእክት ያሰማልን ❤
Zmare melakt yesmalna 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ደቂ ተዋህዶ ጸጋ ኣምላክ የብዘሐልኩም
Ruhus awdamet behabera hezbi kerstna zemankum yebarek yehwatey ❤❤❤❤❤❤
ዋውውው ኣዝዩ ዝባርኽ መዝሙር ክብሪ ንኣምላኽና ይኹን! ተባረኹ ብሩኻት!❤❤❤
Zmarie melaekti yesmealna brukat ahwat ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
ዝማሬ መላእክት ያሰማልንእግዚአብሔር አምላክ በቤቱ ያፅናቹሁ
Amen amen zmare Melakti yesmalna kuburat yehwat ❤❤
ኣሜን ዝማሬ መላክቲ የስማልና ቡሉጻተይ ጸጋ ዲበ ጸጋ ያሃብኩም ኣምላክ❤❤❤
Amen Amen Amen zmarey melakti yesmalna yhwatey xegu ybzhalkym 🙏🙏🙏🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Zeben hiwetkum yenwhalkum fetari yehwatey ❤❤❤💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Ruhus awdeamet Amen Amen Amen 🙏 zemari melakti yesmalna ellllllllllllllllll ellllllllllllllllll ellllllllllllllllll 🙏 kuburat yhwate
ኣሜን ብሓቂ ጥዑም መዝሙር ንበረኸት ይግበረኩም❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ እየሱስ ኣፍቀርቲ ንኩልኩም በረከቱ የብዘሐልኩም
ዝማረ መልእክቲ የስምዓልና ደስ ደብለ ናይ ሕብረት መዝሙር ❤❤❤❤❤❤❤❤
ልልልልልልል qali hweti yesmaena buruka yhwetey ❤❤❤
Zimare meleakti yesmealna 🙏 Amlak xegue yebzihalkum yehwatey edmen tienan yihabkum.
እሰይ እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራተይ ዘማሪ በረከት ትኩእ ዝፈትወካ ብሩኸይ
ዝማሬ መልአክት የስመዓልና ኩብራት ሓተይ❤❤❤❤❤❤❤
እልልል እልልል እልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዓና የሕዋተይ እግዚኣብሔር ዘመን ኣጎልግሎትኩም ይባርኸልኩም❤
ኦጉታይ ምሕረትካ ሃበና🙏🏽🙏🏽🙏🏽 እዛዒለምና ቅልውላው በዚሕዋ።
እልልልልልልልሌልል እልልልልልልል እልልልልልልልሌልል ዝማሬየ መላእክት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም በረኽት ሓወይና
Zmarye mlaekti yesmalna❤ hbretkum deszbl qexlwa kbrat yhwatey❤
Zemare melak yesmalena🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️
Elelelelelelel Elelelelelelel Elelelelelelel betami des zebel mezmur yehwatey ab betu nizelealem yenbrkum zemare melaekt yesmealna
amlak memelisu,xegu yebzhalkum burukatey ❤❤❤❤❤
Amen amen amen zemare melekti yesmalna nay agelglot zebenkum ybarek ezgabher amlak
ርሑስ ኣውዳኣመት እንቓዕ ጾም ሉጋም ፈታሓልና
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን❤ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ፍቱዋተይ❤
ቡሩኻተይ እግዚአብሔር ይባርኽኩም ⛪️🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዓልናን ርሑስ ኣውደኣመትን ይግበረልናን ❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ ፡ ንኹሉኹም ደቂ ተዋህዶ ርሑስ በዓል ትንሣኤ ይግበረልኩም ❤❤❤
ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ዘምየሕዋተይ ❤❤❤
Zmare melekit yesmealn xegua yebzhelkum
ምስሊ ወዱ ንኽንመስል♡ ከምቲ ምስሊ"ት ምድራዊ ዝለበስና ከምቲ ምስሊ"ት መዋቲ ዝለበስና ከምኡ ውን ምስሊ ወዱ ንኽንመስል ኣብ መዲቡና ቅድሚ ምስራት ዓለም አቦ መዲቡና ቅድሚ ምስራት ዓለም(x2) ረኣዩ ሞ ናይ ኣብ ለወሃት ዘይብሉ መስፈሪ ድኹማት እንከሎና( ዝጎደለና ክብሪ)x2 ንሓደ ወዱ ሊኢኹ ናብዚ ምድሪ ህያዋን ጌሩና ተኻፈልቲ ናቱ ባህሪ ከምቲ ምስሊ ( ኣዝ) ምሳና ተዛሚዱ ልዕል ከብለና ኣባ አቦ እናበልና ክንጽውዖ ተቢዕና ንክንጽውዖ ተቢዕና ዕርቡን ምድሓን መንፈሱ ሓቲሙና ብደም ፍቑር ወዱ ናብ ዝፋኑ ኣቕሪቡና ከምቲ ምስሊ ( ኣዝ) ብምሕረቱ ኢና ረኺብና ናይ ዘልኣለም ሂወት ብጽድቅና ኣይኮነን ዘምለጥና ካብ ማእሰርቲ ሞት ዘምለጥና ካብቲ ጸልማት ክብሪ ይኹኖ ንኣቦ ብርሃናት ወረስቱ ጌሩና ብጸጋ ብእምነት ከምቲ ምስሊ ( ኣዝ) ግጥምን ዜማን ድያቆን ነጋ ግርማይ
Kemti mesli eti medrawi zlebesna Kemti mesli eti mewati zlebesna Kemieu win mesli wedu kenlebis ..... Zmare yesmealna yehwatey amlak xegieu yebzhalkum 🙏🙏🙏bhaki tieum nebci zetilel❤❤❤ mezmur
እልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኻት ጀመርቲ ዘይኮነስ ፈጸምቲ ክገብረኩም ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን ኣምላኽ
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኻት ኣሕዋተይ!
Thanks God Bless 🙌
❤❤❤ ዝማሬ መላእክት ተስመዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ርሑር ኣዉደኣመት
Ruhus awdamet yegbrlna Amen Amen Amen yehwateyyy zemare melaket yesmalna ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
Aseyyy admen tanan yhabeley fetari ahwatey xeguau yebzhalkum⛪️💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏🤲🙌🤍❤️❤️
Elllllllllllllllll ellllllllllllllll elllllllllllllllll ellllllllllllllll 🙏🙏🙏🙏🙏🙏amen amen zmare melaekt yesmalna edmen tanan yhabum Egeziabher 🙏🙏🙏
Elelèe eleleee elelèe zemare melakte yasemalen le mengste semahet yabekalen❤❤❤
🌻May God protect you from evil 🌻May The Almighty Lord be with you. 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
Zemar melakti yesmalna ehwatey mareye 🙏⛪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሉጻተይ ❤❤❤
ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓና .God bless you all Happy Easter❤🎉❤
Ktzmru nberu❤❤ abzn semayn brukat! Goyta😂ybarkum
nay bhaqi des bhali mezmur ahwatey ❤❤❤❤ qal hiwet