ቃለ መሕትት/ Interview with Zemari Bereket Tikue Orthodox Tewahdo 2023

2023 ж. 20 Қаң.
87 023 Рет қаралды

#debeseymezmur #EritreaorthodoxTewahdo #EthiopiaOrthodoxMezmur
Subscribe • ዕፀሳቤቕ TV: KEMEYLEMO: O...
Zemari Bereket Tikue
Zemarit Mari Alem
Zemarit Hermela Yehisho
Zemari Filmon Yebyo
© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ’ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ወንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ።
#Eritrea orthodox, #Ethiopian orthodox,#Tigrinya mezmur, #Amharic Mezmur, #Addis Ababa,Teahdo mezmur, #Debesey Mezmur, #orthodox tewahido,ethiopian news,seifu on ebs,ethiopian orthodox church,ethiopian orthodox tewahedo,orthodox sibket,daniel kibret,begena mezmur,ethiopian orthodox sibket,ethiopian orthodox mezmur new,eritrean music,Eritrea orthodox tewahdo,amharic mezmur,eritrea orthodox tewahdo,bereket tikue,keyari tarikey,bereket tikue mezmur
#tewahido church #tigray #zemari bereket tikue #eritrean mezmur 2021 #new tigrinya mezmur
Eritrea orthodox tewahdo
eritrean music
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur new
ethiopian orthodox mezmur
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
ethiopian orthodox tewahido
ethiopian orthodox tewahedo
tewahido church
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
orthodox tewahido
Debesey Mezmur
Teahdo mezmur
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
Ethiopian orthodox
Eritrea orthodox
eritrean music
Eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox sibket
begena mezmur
daniel kibret
orthodox sibket
#ethiopian orthodox tewahedo
ethiopian orthodox church
seifu on ebs
ethiopian news
#orthodox tewahido
Addis Ababa
Amharic Mezmur
Tigrinya mezmur
#Ethiopian orthodox
#Eritrea orthodox
Hidmona
new eritrean movie 2020
#Debesey Mezmur
ethiopian orthodox mezmur mariam
ethiopian orthodox mezmur
Teahdo mezmur
nihemia
music eritrea
eritrea music
comedy of eritrea
eritrea comedy
hidmona comedy
warwarta
eritrean film
eritrean movie 2020
eritrean music 2020
eritrean comedy
eritrean movie
eritrean film 2020
best eritrean film 2020
New eritrean comedy 2020
hdmona tv
habesha comedy
habesha music
HDMONA NEBARIT
Mahlet
Eritrean
ethiopian orthodox mezmur new
Bereket
eritrea orthodox tewahdo
ethiopian orthodox tewahido
#tewahido church
amharic mezmur
Shegye Shegitu
best music
New Eritrean Music 2020
Ethiopia music
Rora
New ethiopian tigrigna
admas
Amharic
Tigray
ATA
Eritrea orthodox tewahdo/eritrean music/ethiopian orthodox mezmur mariam/ethiopian orthodox mezmur new/ethiopian orthodox mezmur/ethiopian orthodox sibket/begena mezmur/daniel kibret/orthodox sibket/ethiopian orthodox tewahido

Пікірлер
  • ሰራቒ ኢየ ነይረ ዘማዊ ንእግዚኣብሄር ዘየኽብር ሰብ ኢየ ነይረ ኣብ ግዜ ሽግረይ ጥራይ ንስሙ ይድሀ ንሱ ውን ይምልሰለይ ነይሩ ኣይሓደገንን ሽግር መኻልፍ መጺኒ ኔይሩ ርድኣኒ ኢለዮ ንሱ ውን ረዲኡኒ ኣነ ግን ከም ዘይ ረድኣኒ ውዕልኡ ረሲዐ ንድሕረይ ጠሚተ (ኣቦይ) እትብል መዝሙር ምስ ተዘርግሐት ግን ልበይ ሰይራ ከም ጥፉእ ወዲ ናብ ቤት እግዚኣብሄር ከም ዝምለስ ጌራትኒ ድሮ ካ ኣብ ንስሓን ቅዱስ ቁርባንን በጺሐ ካብ ዝምለስ ዓመተይ ኮይኑ ኣሎ ሕጂ ድማ ሽግር እንተ መጽኣኒ (ሽግረይ ዝነግሮ መን ኣሎ መን ንልበይ ዝፈልጣ ስቓያን ጭንቀታን ድንግለይ ንስኺ ውሻጠይ እትርኢ ኣብ ልበይ ዝርእለይ ቲ ናይ ልውጢ ዘርኢ)እና በልኩ ንቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማሪያም ኣዴና ይድሀ እሞ ትረድኣኒ ከኣ) 1፡ሕጂ ከኣ ንብሩክ ሃወይ እንታይ ክብሎ ይደሊ ካብ ዝመጻካ ዘሎ ፈተነ ፍረ ትፈሪ ስለ ዘለኻ ትባዕን ቅጽሎን ወላዲት ኣምላክ ትሓግዝካ ይብሎ። 2፡ከምኡ ውን ከቶ ኣብ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ዝውከል ኣይሓፍርን ኢዩ እሞ ወትሩ ኣን ተወከል እቲ ምንታይ ኣቡ እንድህር ተወኪልካ ኣብ ድንግል ማሪያም ኣዴና ውን ተወኪልካ ኢካ ካብ ስግኣ ስጋ ካብ ነፍሳ ነብሲ ስለ ዝወሰደ። ወስብሃት ለ እግዚኣብሄር ወለ ወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር ኣሜን! ኣምላኽ ቅዱሳን ኣቦታትና ይባረኽን ይመስገንን።

    @kesmreka@kesmreka Жыл бұрын
    • ኡፍፍፍ ተመስገን ኣምላኽ!🥺✝️💒😇🙏 ነቶም ዝተረፍና ከምዚ ናትካ ጌሩ ኣብታ ቅድስቲ ቤቱ ክኣኻኽበና ሰናይ ፍቓዱ ይኹን። ብሓቂ ቀኒኤ🥺✝️💒😇🙏 ተመስገን! ተመስገን! ተመስገን!🥺✝️💒😇🙏

      @eyerusendriass8191@eyerusendriass8191 Жыл бұрын
    • Eweyyyy zfetwo zemaray amxikalena fishey bereketu xegun yebzahalak fish hawey entekulka nbereket hawena maranata treguma hteteley edmen tenan yhabkum

      @HaniHani-yz1mf@HaniHani-yz1mf Жыл бұрын
    • Temesgen fetari sle kulu negerrr ane kea kemaki yemasleni ayne lubonay ykfetelna fetari

      @ilovemymam8875@ilovemymam8875 Жыл бұрын
    • Aseyy netom ziterefina ka Nikka yemaslena fetari

      @banahagos9313@banahagos9313 Жыл бұрын
    • Maranata malet amlak msana malet u mearey

      @minetokbamichael2174@minetokbamichael2174 Жыл бұрын
  • ኣዚየ ዝፈትዎ ዘማሪ ❤🙏

    @user-dx8hb9uj2d@user-dx8hb9uj2d Жыл бұрын
    • ኣይከማይን

      @salimeda9175@salimeda9175 Жыл бұрын
    • Aykmayen enbre ❤✝️✝️

      @lulawit.habeshawit1021@lulawit.habeshawit1021 Жыл бұрын
    • ❤❤❤

      @haileabtekle2268@haileabtekle2268 Жыл бұрын
  • ደንጊኹምና ምስ ሰናይ ይቅሬታ ዳኣ እንበር ❤️

    @Habu98@Habu98 Жыл бұрын
  • ዝብሎ ጠፊኢኒ ። መዝሙርካ ከይ ሰማዕክዋ ዊዒለ ኣይፈልጥን ። ኣብ 🇪🇷 ኣነን 9 መሓዙተይን ብ መዝሙርካ ህወትና ተቀይሩ , ገሊአን መዛሙራን , መኒነን , ቁዱስ ቁሩባን , ኣገልገልቲ ኣምላኽ THANK ኣምላኽ ይመስገን ❤️❤️❤️❤️💕💕💕💕💖💖💖💖💖

    @haileruta8777@haileruta8777 Жыл бұрын
  • ሰላምኩም ይብዛሕ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ኣሰይ በረከት ትኩኡ ብመዝሙሩ ዝቀየረ ሂወተይ ካብ ዝፈትዎ መዘምራን እዩ ላይክ ኣይትውሕዱ ፍሽ ሓውና ካዓ ብጣዕሚ ኢና ነመስገን የቀንየልና በሰላም ምፁ 🥰🤴✝️

    @user-up3rc4ke5v@user-up3rc4ke5v Жыл бұрын
    • Wedi abeyti pls Subscribe eba hagzeni

      @Danitesentertainment@Danitesentertainment Жыл бұрын
  • ዘማራይ በርከት ሓወይ ከሙኡ ውን ፍሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፡ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወኩም ዘክብረኩም ። ሕቶ እንተ ኣብዛሕና ትርጉም የቡሉን ዋና ነገር ነንንብስና ምፍታሽ እቲ ዝሓሸ ኢዩ። ጌጋ ደቂ ሰባት ክንጻባጸብ ነብስና ካይንርስዕ ኢየ ዝፈርሕ ተዋሂብዎ ዘሎ ብዝግባእ ክምልሶ እግዚአብሔር ይሓግዞ ኣጆካ በርከት ሓውይ ።

    @user-vo5bl9nb2s@user-vo5bl9nb2s Жыл бұрын
  • ኣብ ሂወተይ ዓቢይ ለውጢ ዘምጽኣለይ ዘማሪ ኣምጺእኻለይ ፍሽ ሓወይ እግዚኣብሄር ይባርካ ዕድሜኻ ዕድመ ቅዱሳን ገይሩ ይሃብካ ፈጣሪ ።

    @kahsaytesfay3115@kahsaytesfay3115 Жыл бұрын
  • በረከተይ 🥺ምዓልታዊ መዝሙር ናትካ ተይሰማዕኩ ኣይውዕልን መጽናዕንዒ ዩ ኩሉ መዝሙርካ 🙏❤️🥰ንፈትወካ ኢና ኩቡረይ 🙏❤️ንዝተሓተተ ሕቶ ክትምልስ እግዝኣብሄር ይደግፍካ 🙏

    @user-lk3jo3uv6k@user-lk3jo3uv6k Жыл бұрын
  • ብናይ ዘማሪ ሓውና በረኸት መዛሙራት እየ መዓልተይ ዝጅምር❤ ስለ ኹሉ ኽኣ እግዚኣብሄር ይመስገን: ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ🙏🏽

    @Temie_Gunners@Temie_Gunners Жыл бұрын
  • እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ብሩኸይ!!! እዚ ተሓቲቱ ዘሎ ሕቶታት ክትምልስ ልዑል እግዚኣብሄር ጥበቡን ምስትውዓሉን ይሃብካ ✝️💒😇🙏 መንፈስቅዱስ ልሳን ኮይኑ ይደግፍካ✝️💒😇🙏

    @eyerusendriass8191@eyerusendriass8191 Жыл бұрын
    • ኣሜን በሓቂ

      @user-xb7lq4rc5v@user-xb7lq4rc5v Жыл бұрын
  • ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ እቲ ልኡል ህያው ኣምላኽ 🙌🏾 "ንዓኻ ዘይንሓፈት ዓለም ከመይ ጌራ ንዓይ ክትገድፈኒ" ናይ ብሓቂ ብሩኬ ሓወይ ኣጆኻ ❤️ ናይ ክርስቶስ ዘይኮነት ነብሲ; ፈተና ኣይገጥማን'ዪ ሞ ትባዕ ኣጆኻ!! ክሓተካ ዝደሊ ሕቶ:- ኩሎም ግጥምታት ናይ መዛሙርካ ናይ ብሓቂ ኣብ ልቢ ኣትዪ ናብ ብዙሕ መንገዲ ተስፋታት ዝመርሕ'ዪ, ስለዚ ግጥምታትካ ክትጽሕፎም ከለኻ ኣብ ከመይ ኩነታት ወይ ድማ ኣበይናይ ህሞት ምስትህሉ'ዪ ክትጽሕፎም ትጅምር! ካብ ብልቢ ዝፈትወካ ሓውኻ 🫂🥰

    @wedi_kristos1@wedi_kristos1 Жыл бұрын
  • ድሃይ ሓወይ ስኢነ ተስፋ ኣብ ዝቆረጽክሉ ግዜ ብናይ ዘማሪ በረከት ሓውና ተስፋ ረኪበ ብተስፋ ይጉዓዝ ኣለኩ ሞ እግዚኣብሄር ቅድስቲ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ምሳካ ይኩኑ ፍሽ ሓወይ ውን ተቅርቦ ዘለካ መደብ ሰናይ እዩሞ እግዚኣብሄር ሰናይዩ የብዝሓልካ ብድሓን ምጹ

    @fkriuemnetey9115@fkriuemnetey9115 Жыл бұрын
    • ኣሜን!!!✝️💒😇🙏 እቲ ኹሉ ዝኽእል እሙን ኣምላኽና መድሃኔኣለም ንሓውና ናብ ቤቱ ብሰላም የምጻዮ✝️💒😇🙏 እመብርሃን ጽላል፡መዕቆቢት ትኹኖ✝️💒😇🙏

      @eyerusendriass8191@eyerusendriass8191 Жыл бұрын
    • ኣምላኽ ኣሎ ደሃይ ሓዉካ የስምዕካ ዘሓወይ ኣጆኻ ኪዳና ምህረት ተጽልሎ ኣብቲ ዘለዎ 🙏🙏!!!

      @shewitokbay4502@shewitokbay4502 Жыл бұрын
    • Temesasali xegem alona hawey nesmlak ne yonay kab kebdi asa ne daniel kab af anabes kem zedhane bemneten tesfan neamlak nexebe 6 amet dehay zetfe aloni bexelot nedegagef

      @tehtenakameharenigoyta2184@tehtenakameharenigoyta2184 Жыл бұрын
    • Ajoke haftey natey kulu kam feqad amelk eu mes haweke ka amelk hade malti terkbu tekonu Tesf yegbr

      @mussiefshaye8203@mussiefshaye8203 Жыл бұрын
    • ኣምላክ ረድኤቱ ይልኣከልካ

      @salimeda9175@salimeda9175 Жыл бұрын
  • እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ሓይሉን ጥበቡን ይግለጸልካ ኣጆኻ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብኩም

    @nebyatwerede5217@nebyatwerede5217 Жыл бұрын
  • ብድሓን ምጻና ብሩኽ ሓውና። ብመዝሙርካ ሂወት ብዙሕ ሰብ ከምዝተቀየረ ርግጸኛ እየ። ክብሪ ኩሉ ድማ ንእግዚኣብሄር ይኹን ጸግኡ ዘብዝሓልካ። ስለ ኩሉ መዝሙራትካ እግዚኣብሄር ይመስገን። ተባረኹ!!

    @ghizienaghirmay3973@ghizienaghirmay3973 Жыл бұрын
    • Ghiziena haftey Subscribe eba hagzni pls

      @Danitesentertainment@Danitesentertainment Жыл бұрын
    • @@Danitesentertainment ሳብስክራይብ ጌረ ኣለኹ ጽቡቅ ናይ ስራሕ ግዜ!!!

      @ghizienaghirmay3973@ghizienaghirmay3973 Жыл бұрын
  • ናይ ልበይ ዘማራይ ወረ ሓደሓደ ማዓልትስ ኣን ዘምረለይ ዝበልኩኻ ይመስለኒ ክሪስቲያን ጥራይ ኩነ እንበር እነታይ ዓይነት አይብልን ጥራ ናይ ንስሓን ናይ ምስጋናን ከም ልበይ ጌርካ ኣስማዓኒ ከምቲ ልበይ ዝብለኒ መዝሙርካ ንዓይ ዘይውዳእ መንገዲ ሂወት እዩ ። ኣምላክ ጾልትካ ይስማዓዮ ብኣኻ ህዝብና ይባረኽ ክብሪ ንኣምላክ ኣሜን

    @yonas686@yonas686 Жыл бұрын
  • ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ስራሕ ዩ ፍሽ ሃውና ነቲ ንፈትወ ዘማራይ በረከት ሓውና ዘምጻአካልና ብድሓን ምጽኡ አግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤💒💒💒🙏🙏🙏

    @fiyoriliben6317@fiyoriliben6317 Жыл бұрын
  • ፍሽ ሓወይ ብጣዓሚ እና ነመስግን ነዚ ንፍዕ ኣዝና ንፈትዎ ብመዝምራቱ ኩሉ ግዜ እና ንጸናናዕን ንባረክን። ብሰላም ምጹ ብሃንቀውታ ክንጽበ እና።❤

    @maranatahabtom@maranatahabtom Жыл бұрын
  • ብጣሚ ዝፈትዎ ዘማሪ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቤቱ የንብረልና ብሰላም ሙፀና

    @alsagebremedhin3020@alsagebremedhin3020 Жыл бұрын
  • በረከተይ ዝፈትዎ ዘማሪ መዝሙርካ ምግበይ እዩ ንዓይ ቡዙሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድልካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ዝሓወይ ❤️🥰

    @gshhdh5051@gshhdh5051 Жыл бұрын
  • ኣጆካ ቃፅለሉ መዝምር ካ በረኸት ሓዉና ብመዝምርካ ብዝሕ እየ ዝማሃረሉን ዝፅናዕነዐሉን በርተዐልና ሰላሙኩም ይብዛሕ የሕዋተይ ብሃንቀዉታ ንፅበ

    @user-zq9xi4pp3m@user-zq9xi4pp3m Жыл бұрын
  • ዋውውውው ፍሽ ሓወይ ተባረክ ከይርኣክዋ ተሓግሰ ይጽሕፋ ኣለኹ ብሰላም ምጹና 🙏🙏🙏

    @user-hu8wn2if4n@user-hu8wn2if4n Жыл бұрын
    • Me too, I feel so happy to see Zemari Bereket Tikue

      @lordmercy4539@lordmercy4539 Жыл бұрын
    • ኣሰይይይ እንቃዕ ብሰላም መጻኩም

      @lebanytsegay9005@lebanytsegay9005 Жыл бұрын
    • @mebrahtikiflemariam1002@mebrahtikiflemariam1002 Жыл бұрын
  • ዋውውው ፊsh ብተቅርቦ መደባት ከይደንኩካ ክሃልፍ Aydeln ዘማሪ በረከት ዝማሬ መልክቲ የስምኣልና እንዳ በልኩ ኩሉ መዝሙርካ ይፈትዎ እየ ሃንቲ ኣብ ስትድዮ ግን ድንግለይ ዝምረለይ እስከ በሬ

    @hab1808@hab1808 Жыл бұрын
  • አረ ስደዱልና እዚ ቃለ መሕተት ኩሉ አነስ ብሃንቀውታ ሞይተ ብእውነት በጃኹም ስደዱልና😥💘

    @gshhdh5051@gshhdh5051 Жыл бұрын
  • ክብረት ይሃበልና ክቡራት ይሕዋተይ ብፍላይ ነጋዜጠኛ ፍሽ ነዚ ኣዝየ ዘድንቆ ዘማሪ ዘቅረብካልና and ብድሓን ምጹና!!!

    @desietsemere6029@desietsemere6029 Жыл бұрын
  • ብሰላም ሙፁና ፍቁራተይ❤️😘ዝፈትዎ ዘማሪ እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዝሓልካ በረከተይ❤️

    @user-vs9ox1rw3c@user-vs9ox1rw3c Жыл бұрын
  • ዋውውውው ፍሸይ ኣይ ላይክ ኣምላክ የሓግዝካ በጃካ ነዚ ኩቡር ሃይማኖትና ከምዚ ገርኩም ኣተባቡዑልና

    @filitekle6565@filitekle6565 Жыл бұрын
  • ኣሰይይይ ናይ ብሓቂ ደሰ ዘብል መዘሞር በረከት ሓወይ ጸጋ ኣምላኽ ይብዘሕለካ

    @lulagebrhiwet6433@lulagebrhiwet6433 Жыл бұрын
  • Can't wait until you post this full interview

    @saymonermias@saymonermias Жыл бұрын
  • እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይባሕ ፍሸይ ለባም ❤️ዘማሪ በረከት እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሓልካ 🙏❤️

    @user-ds1bt1of4g@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
  • ብሰላም ምፀና ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዘድንቆ ዘማራይ እዩ በረኸት ትኩእ🙏😘

    @user-gr9lp5ep7x@user-gr9lp5ep7x Жыл бұрын
  • ኣምላክ ኣብትገብሮ ኩሉ ይሓልካን የጽንዕካን መዝምራን በረከት ሓውና❤❤keep ya head up 🥰🥰🥰

    @IbelongtoJesus123@IbelongtoJesus123 Жыл бұрын
  • ብጣዓሚ ዝፎትዎ ዘማራይ በረከት ብስላም ምፀና💖

    @tsgemulu7156@tsgemulu7156 Жыл бұрын
  • ፍሽ ኣብ መንጎ ሕቶታትካ ክልተ ሰለስተ መዝሙር ከይ የሕጸረ ተዝዝምረልና ደስ ምበለና ብዝተረፈ ብደሓን ምጹ

    @F.M2332@F.M2332 Жыл бұрын
  • ብጣዓሚ ዝፈትዎ ዘማሪ በረኸት ብሰላም ምጹና wegenatey ❤ ክቅበሎ እየ ብሓጎስ ንፈተናይ 😓🤲❤

    @filimonkidane2996@filimonkidane2996 Жыл бұрын
  • ብጣዕሚ ኣዝየ ዝፈትዎ መዝሙር ናትካ እዩ ሞ ኣጆኻ በርትዕ ዘማሪ በረኸት ሓውና ።

    @user-tu4tw2pd5k@user-tu4tw2pd5k Жыл бұрын
  • እግዚአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመን ይባርከልካ በረከት ሓወይ

    @frezgikidan6865@frezgikidan6865 Жыл бұрын
  • ዝፈትዎ ዘማሪ በረከት ትኩእ ብሰላም ምፁና ፍትዋተይ❤

    @user-br1qr2hw7f@user-br1qr2hw7f Жыл бұрын
  • ብጣዓሚ ዝፈትዎ ዘማሪ በረኸት ብሰላም ምጹና❤ ክቅበሎ እየ ብሓጎስ ንፈተናይ 😓🤲❤

    @dnglmaryameyarfutalbey1494@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
    • Kbrti hafti subscribe eba hagzni pls

      @Danitesentertainment@Danitesentertainment Жыл бұрын
    • Subscribe gerelka alku nskum ka gbereley

      @dngeleyamen8800@dngeleyamen8800 Жыл бұрын
    • @@dngeleyamen8800 gerelki aleku gberley aygeberkin

      @Danitesentertainment@Danitesentertainment Жыл бұрын
    • @@Danitesentertainment hji gerelki kkk

      @dngeleyamen8800@dngeleyamen8800 Жыл бұрын
  • ዋውው ፍሸይ hawey thanks❤ zemaray berekt tukui zemsakalna bmezmur nbarek ንጻናናዕ ኣለና ኣምላኽ ዘመን ኣገልጉለቱ ይባረኽ 🙏🙏🙏 ንዓኻ ክኣ ጸግኡ የብዛሓልካ 🙏🙏🙏

    @selamasrat4945@selamasrat4945 Жыл бұрын
  • ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ በረኸቱ የብዝሓልካ ብናቲካ መዝሙር ናብ ንስሓ ዝበጻሑ ብዚሓትኣሕዋትና ኣለዎ ኣጆካ ብርትዕ ናይ ግንድል ማርያም ምሳኻ ትኽን

    @kokiweldat6283@kokiweldat6283 Жыл бұрын
  • በሬ ሓወይ ኣነ ካብ ዘለዉ መዘምራት ፍትውውው ዘብሎ ሓደ ዩ።ረኣይዎ ሞ ኣብ ገጹ ዘሎ ሓጎስ እና ዘመረስ በቃ ገለ ሓጎስ ከም ዘለዎ ትርዳእ።ልዕል በለልና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ በሬ ሓወይ ብጣዕሚ የ ዝፈትወካ

    @aboyhalaley5258@aboyhalaley5258 Жыл бұрын
  • _ዝፈትዎ ዘማራይ ብሰላም ምጸና ክቡር ሓውና❤_

    @user-qn4rm3ue7x@user-qn4rm3ue7x Жыл бұрын
  • በሬ ሓወይ ኣዝዩ ደስ ዘብል ነገር ኢዩ።ጽቡቅ ስራሕ ኣርኣያ ካብ ዝገብሮም ዘመርቲ ኣሕዋተይ

    @merebettbeb@merebettbeb Жыл бұрын
  • በረኸት ሓወይ ጽቡቅ ኣለኻ ቀጽል፣፣ ክብለካ ይፈቱ! ሕቶ የብለይን ኩሉ ምሉስ እዩ፣፣ ኢየሱስ..ንዝብል ሰብ መናፍቅ'ዶ፣ ተሃድሶ'ዶ ወዘተ..እንዳበልካ ምስጓግ ግን ገበንዩ፣፣ ዘመድ ሰይጣን ጥራሕ እዩ ከምኡ ዝገብር!!

    @Wegahta3098@Wegahta3098 Жыл бұрын
    • ሕቶ ዘለዎ እዮም ኢሎም ዝሐፍተይ።

      @Yorubeal@Yorubeal Жыл бұрын
    • @@Yorubeal ፈሊጠስ፣ ሕቶ የብለይ እኮ ኢለ!...

      @Wegahta3098@Wegahta3098 Жыл бұрын
    • Yess

      @Nay_Christ@Nay_Christ Жыл бұрын
  • ኣዝየ ዝፈትዎ ዘማሪ ብሓቅ ኣብ ቤቱ የፅንዕኻ ክቡር ሓዉና 💖❤ ንሓታትውን ቃል ሕይወት የስመዐልና ዝፈትወካ ለባመይ🌻💖

    @user-st7us4jf5g@user-st7us4jf5g Жыл бұрын
  • ኣሰይይይ ብሰላም ምጹና አዘይ ዝፈትወን ዘክብሮን ዘማራይ በረከት ትኩእ❤❤❤🥰🥰

    @titigaltigray7118@titigaltigray7118 Жыл бұрын
  • እንኳዕ ብደሓን መፃኻ. ብጣዕሚ ዝፈትወካን. ዘድንቐካን. ክቡር ዘማሪ በረከት ኩሉ መዝሙርካ ሰሚዐ. ዘይፀግቦ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ. ብስላም ምፁና. ብሃንቀውታ ንፅበ

    @user-vt4bb1ib7r@user-vt4bb1ib7r Жыл бұрын
  • ፍሽ ሓወይ ብጣዓሚ ኢየ ዝፈትወካ። በረኸት ሓወይ ነዓይ ዝፈትዎ መዛምር ኢኻ ብሰላም ሙጹና

    @user-ii1tw8cd8i@user-ii1tw8cd8i Жыл бұрын
  • ናይ በሓቂ እቲ ኣብ ሂወትና ኣቢ ለዉጢ ምስ ኣምላክና እንዛራረበሎም መዛሙር ኢዮም ዘለዉዎ እምላክ ጸግኡ ይብዝሕ ምስናይ ይቅሬትኡ ኣንቲ እቶ ኣለትኒ ኣብ ቤተክርስቲያና ኣወዳት ጸጉሮም ከንዉሑ ኣይፍቅድን ዩ ናትካ ግን ጎተናካ ነዊሕ ዩ ስለምንታይ

    @Ngziu4079@Ngziu4079 Жыл бұрын
  • Woow azye zednqo zemaray, Bereket hawna nezi b derfin gaylan tewahitu zelo menesey, zqyirn nab fqri Amlak zetemit mezamur eyu zeleka, Hyab kab Amlak neana nezom neashtu ahwatka koynka eka tsmeani, memeliska tebarekelnan ebeyelnan❤💯

    @senay-tium-eka@senay-tium-eka Жыл бұрын
  • ዋውውው ብልቢ ኢና ነመስግን ደበሰይ ከምዚ ጌርኩም ምቅራብኩም ቆጽልዎ ዘማራይ በረኸት ሓውና ሓደ ካብቶም ጂግና ዘማራይ ገጣማይን ዜያማይ ደኪመ ከይበለ ንህዝቢ ብመዝምር ጌሩ ናብ ኣምላኽ ዘቅርብ ዘለና እዩ ብልቢ ኢና ነመስግነካ ኢና ከምኡውን ሓውና ፊሽ የቐንየልና ብሃንቀውታ ክንጽበየኩም ኢና ስድራ ክርስቶስ ሰላም ለይቲ ይግበረልና

    @user-ss4kk1yh5e@user-ss4kk1yh5e Жыл бұрын
    • Kbrti hafti subscribe eba hagzni haftey

      @Danitesentertainment@Danitesentertainment Жыл бұрын
  • ሰላም ሰላም እንኳዕ በሰላም መጻኹም እግዘኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሕልኩም ናተይ ሕቶ ዲያቆን ጠዓመ ሰጊድ እንታይ ኣበርክቶ ጌርልካ ተገዲስካ ክትምልሰለይ በትሕትና ይሕብር

    @natnealnatu7338@natnealnatu7338 Жыл бұрын
  • አዝየ ዝፎትዎ ዘማሬ ብሰላም ሙፁና🌹😍

    @brhangaiembrhan8516@brhangaiembrhan8516 Жыл бұрын
  • ኣሰይይይይ ዘማራይ በረከት ሓውት እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልካ

    @lulagebrhiwet6433@lulagebrhiwet6433 Жыл бұрын
  • በረከት ትኩኡ ዝፈትዎ ዘማሪ💓💓ብሰላም ምፀና🙏🙏💓

    @user-io4bw1wp8l@user-io4bw1wp8l Жыл бұрын
  • መዝሙራቱ ብጣዕሚ እዩ ዘፀናናዐኒ በተለይ ክጭነቕ ከለኹ ፀግኡ የብዘሐልኻ ብሰላም መፁና ብሃንቀውታ ንፅበ

    @ngsti8856@ngsti8856 Жыл бұрын
  • Amen amen amen..may GOD will be with you guys in everything you do🙏

    @Eyoba552@Eyoba552 Жыл бұрын
    • Eyoba hawey subscribe eba hagzeni bro

      @Danitesentertainment@Danitesentertainment Жыл бұрын
  • Bereket hawey, Egziabhier Amlak memelisu xegiu yebzihalka!!kulu mezmuratikaa aziyee zednkoo, it really connects me with God!! It really gives me meaning in my life. im orthodox Christian and so proud!! Kndi ashihat kunelna!!! Im waiting for your full interview. Egziabhier Amlak ms kuluna yikun!!!

    @s.h3245@s.h3245 Жыл бұрын
  • Bselam mxana bruk hawey kab bnesnetka xega amlak zeleka...libe ztnkfe mzamurka.....amlake teklye ybarkeka zhawey 🙏🙏

    @genettekleya4234@genettekleya4234 Жыл бұрын
  • ዕዙዝ ሰላምታይ ከቐድም፡፡ ኣብ ኩሉ ስራሕኩም ከኣ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም፡፡ በረኸት ሓውና ጎይታ ብዝዓደሎ መኽሊቱ ብዝግባእ ይዓየሉ ኣሎሞ ምስጋና ይግበኦ፡፡ ቅድሚ ናብ ሕቶይ ምእታወይ ሓንቲ ሕሳብ ክህብ ኣፍቅዱለይ፡፡ ንድንግል ማራያም ኣይዘመርካላን ወይ ውሑድ እዩ ንዝብሉ ኣሕዋትን ኣሓትን፡፡ ንጎይታ ወዲስና ኣመስጊንና ወዲእና ዲና? ጎይታን ድንግል ማርያምንከ መወዳድርቲ ድዮም? ምኽንያቱ ንጎይታ ብዙሕ ንድንግል ማርያም ግን ኣዝዩ ውሑድ እዩ ዘሚርላ ክበሃል ስለዝሰምዕ፡፡ ኩሉ መዝሙሩ ብዛዕባ ጎይታ ጥራሕ እንተኾነኸ፡ ንዓና ንኦርቶዶክሳውያን ከሐጉሰናዶ ኣይግበኦን??? ንሕና ክንሕሉ ዝግበኣና፡ ብዛዕባ ጎይታ እንታይ ኢሉ ይዝምር ኣሎ፡ ምስ ሃይማኖትና ዝጋጮ ድዩ ዝሰማማዕ ጥራይ ኢና ክንምርምር ዘለና፡፡ እዚ ክብል ከለኹ ግን፡ በቲ ሙኡዝ ድምጹን መሳጢ ዜሙኡን ንድንግል ክውድሳን ክምሕጸናን እንተዝሰምዕ ውን ደስታይ ኣይምኸኣልክዎን፡፡ ናብ ሕቶይ ክመጽእ፡ ንሳ ከኣ ኣነ ናይ ሕብረት መዝሙር ኣዝዩ እዩ ደስ ዝብለኒ፡፡ ካህናት ኣቦታትና ብዜማ ከመስግኑ ከለአዉ፡ ስጋይን ነፍሰይን ዝስመዐን ሰላምን ፍሰሃን ክነግረኩም ኣይክእልን፡ ብርግጽ ከኣ እቲ ዜማ እቲ መዝሙር ካብ ካልእ ዓለም፡ ካብ ዓለመ መላእክቲ ምዃኑ ይርደኣካ፡፡ ካብዚ ተበጊሰ ናይ ሕብረት መዝሙር ኣዝየ እየ ዝፈቱ፡፡ ኣብቲ ቅድምውን ናይ ውልቂ መዝሙር ኣይነበረን፡፡ ናይ ብዙሓት ቃና ድምጺ ንመዝሙር ሓይልን ጽባቀን ይህቦ እዩሞ፡ ብዛዕባ እዚ እንታይ ትብል፡፡ የቀንየለይ። ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን፡፡

    @kobizefishaye5737@kobizefishaye5737 Жыл бұрын
    • መዝሙር ዳዊት ናይ ውልቁ እንድዩ

      @adegoytay7989@adegoytay7989 Жыл бұрын
    • Xbuq meglexi kbur haw

      @Habesha.@Habesha. Жыл бұрын
    • @@adegoytay7989 ከመይ ማለት እዩ መዝሙር ዳዊት ናይ ውልቀ እንድዮ ማለት ከ???

      @user-kv3cz6hi1s@user-kv3cz6hi1s Жыл бұрын
    • Bhaki Egziabhier Ymesgen btaemi xbuq hton hasabn aqribka zhawey ane wn kemzia temesasalit hto aqribelu aleku, nay bhaki Egziabhier ybarkka...

      @henoshenos4503@henoshenos4503 Жыл бұрын
    • Nay behaki eti kblo zhasebku kulu elkayo bereket netbe meqeyro nay bzuhat eyu ktebabae zelewo beal mulue xega amlak eyu ezi zeyele zereba bzey mflat zzreb gn keydekmena emo kab nzarebo ntenqeq kbur haw ka thanks

      @Habesha.@Habesha. Жыл бұрын
  • ኣዝየ ዝፈትዎ ዘማራይ ብሰላም ሙጹና🙏

    @shamemisgna3716@shamemisgna3716 Жыл бұрын
  • ኣምላኽ ጸጋካ የብዝሓዮ ዘማራይ በረከት ሃውና ,

    @frehiwetbrhane9933@frehiwetbrhane9933 Жыл бұрын
  • ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘማሪ በረከት ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዘማሪ ፀግኡ የብዘሐሉ

    @khyty6390@khyty6390 Жыл бұрын
  • ፍሽ ሓወይ ንዘማሪ በረከት ምቅራብካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ

    @aziebadhanom2340@aziebadhanom2340 Жыл бұрын
  • ኣነ ብእምነተይ ካቶሊክየ ናይ ዘማሪ በረኸት ትኩእ መዝሙር ግን ብልቢ'ዩ ዝትንክፈንን ዝባርኸንን ኣጆኻ ሰብ ብዙሕ ክብለካዩ ካብ መዝሙር ግን ኣይትርሓቅ ኣምላኽ ብመንገድኻ ገሩ ብዙሕ ሰብ'ዩ ዝባርኽ።

    @tonimediaproduction3204@tonimediaproduction3204 Жыл бұрын
    • Bhaqi ane wela catholic eya gen kab zebarkni zemaray eu…Amlak memlisu be mezmur ybriko ❤

      @Rut539@Rut539 Жыл бұрын
  • ኣሰስይይይይ ኣዝየ ዝፈትወካን ዘክብረካን ዘማራይ በረከት ትኩእ ሓውይ መዛምራትካ ኣዝዮም ደስ ዝብሉን ሂወት ዝቅይሩን ልዝባትን እዮም ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ኢግዛኣቢሔር ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ጸግእ የብዝሓልካን

    @sidondawit7215@sidondawit7215 Жыл бұрын
  • ብሰላም ምጻና እንፈትወካ ፊሽ ሓወና ምስ እንወትዎ ዘማሪ በረከት ሓውና ።

    @habtommehari8963@habtommehari8963 Жыл бұрын
  • ሰላም ንዓኻ ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ ኢየ ዝከታተሎ መደባትካ ኣብ ዝተፈላለየ ሃይማኖት ከይፈላለኻ ብተወሳኺ ውን ብትሕትና ስለ ተቕርቦ የመስግነካ...ኣብ ካቶሊክ ሃይማኖት ዘለው ሰባት ተተቕርበልና ከኣ ጽቡቕ ኔሩ thanks much respect...

    @saliemmichael5226@saliemmichael5226 Жыл бұрын
  • Willkommen bere hawey Kemzi kemay geru nberet hawey zfetwon zednqon yelen Kbrn msganan negzabher ykun deqi tewahdo ahwatey 🙏💒💒

    @samridani253@samridani253 Жыл бұрын
  • ኣዝየ ዝፈትወካ ዘማሪ በረከት ትኩእ ብሰላም ምፁና ብሩካተይ ብሃንቀውታ ንፅበ🥀🥰

    @ngstiabera1085@ngstiabera1085 Жыл бұрын
  • በረከት ማለት ሸም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ እኻ ዝተባህለ ::ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባርክ አጆኻ በርትዕ ::

    @komando525@komando525 Жыл бұрын
  • ንዓይስ መዝሙሩ ሰላመይ ኢዮም ዝመልሰላም ሰላምካ ይብዛሕ ዝሓወይ

    @generalvideos4119@generalvideos4119 Жыл бұрын
  • ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን በሬ ሓወይ ኣነ ሓደ ካብ መዝሙር ካኣ ብቀጻሊ ዝሰምዕ ኢየ።ኣጀካ ቀጽሎ ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን።

    @eframhabtegergish6068@eframhabtegergish6068 Жыл бұрын
  • Egziabher xega yebzhalka zemari berket hawna 🙏🙏🙏

    @akberetmarkos2024@akberetmarkos2024 Жыл бұрын
  • ብመጀበራ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ በረከት ሓውና መዝሙር ናትካ ብጣዓሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ክብዚ ንላዓሊ ክትቅጽል ተስፋ ኣለና ኣጆኻ በረኸት ሓወይ እዚ ዝባሃል ዘሎ ሓሶት ክኸውን ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ ቀጽለ ካሓተካ ዝደሊ በንጠ ካምታይ እዩ ተላዓሉ ኢልካ ትሓስብ

    @habenemaha5421@habenemaha5421 Жыл бұрын
  • ብመጀመሬያ እንካዕ ብሰላም መፃኹም የሕዋት ህራይ ቀፂለ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወካ ካብ ዝፎትዎም መዘምራን ሓደ ንስኻ ኢኻ እግዚኣብሄር ከዓ መጨረሻካ የፀብቀልካ ብናትካ መዙሙር ብዙሕ እየ ተቀይረ 😇

    @shraabraham8894@shraabraham8894 Жыл бұрын
  • ፍሽ እግዚአብሔር የኽብረልና ዘማሪ በረከት ከኣ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልካ

    @user-uq9th3to6o@user-uq9th3to6o Жыл бұрын
  • ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ዘማሪ በረከት

    @KABATRANOS2@KABATRANOS2 Жыл бұрын
  • አዘየ ዝፍትወ ዝማሬይ ሓወይ💗🙏

    @ffty8019@ffty8019 Жыл бұрын
  • ብሓቂ ኣብ ልቢ መብዛሕትኡ ሰብ ዘሎ ሕቶታት እዩ እዚ ሕቶ እዚ። ኦርቶዶክስ ንክርስቶስ ልዕሊ ኩሉን ርእሲ ኩሉን ስለዝኾነ ካብ ምስባኹ ኣየዕረፈትን። ገለ ሰባት ቤተክርስትያንና እንታይ ትምህር ብዘይምፍላጥና ስም ኢየሱስ ክርስቶስ ክጽዋዕ ምስ እንሰምዕ ከም መናፍቅ ወይ ጰንጠ ንኦርቶዶክስ ዘይውክል ጌርና ንሓስቦ እቲ ሓቂ ግን ብኣንጻሩ እዩ። ክርስቶስ ልዕሊ ኩሉን ርእሲ ኩሉ ፈጣሪ ኩሉ ስለዝኾነ በረኸት ሓውና ንስሙ ካብ ምዝማር ድሕር ከይትብል ሓደራ ኣብ ዜማ ግን ምስ ሊቃውንቲ ኮይንካ በቲ ናይ ቤተክርስትያን ስርዓትን ምስቲ ናይ ምእመናን ናይ ምርዳእ ደረጃን እንተትሰርሕ ምጸበቐ ። እመብርሃን ምሳኻ ትኹን ክቡር ሓወይ።

    @Blessmelord2024@Blessmelord2024 Жыл бұрын
    • ንሱስ ሓቅኻ ነገር ግን ድሕሪ ወዳ ናይ ግድን ክትጽዋዕን ክትምስገንን ስለ ዝግበኣ እዩ፡ኣባ ገብረ ኪዳን ኣብ ስብከቶም ደስስስ ዝበለትኒ ቃል ኣላ ንሳ ኸኣ ንጎይታ ሰቢኹ ንድንግል ማርያም ዘይ ሰብኽ ሰባኺ ኣይኮነንን ንጎይታ ዘሚሩ ንድንግል ማርያም ዘይ ዝምር ሓቀኛ ዘማሪ ኣይኮነን ኢሎም ኔሮም ስለዚ ስሙ ተጸዊዑ ስማ ስለ ዘይተርፍፍ እዩ ማለት ኣይትፈልጥዎን ኢኹም ማለት ኣይኮነንን ነገር ግን ንምዝኽኻ ኢና፡

      @yonasyemane2567@yonasyemane2567 Жыл бұрын
    • @@yonasyemane2567 ክቡር ሓወይ ናይ ድንግል ማርያም ውን ይዝምር እዩ። ግድን ማዕረ ናይ ጎይታ ዘምረላ ኣይንብሎን ኢና ሰብ ዓቅሙ እዩ ዝዝምር ናይ እመብርሃን መዝሙሩ ውን ዉሑድ ኣይኮነን። ሕጂ ዝተርፎ ዘሎ ናይ ስላሴ መዝሙርን ናይ ቅዱሳን ገድሊ ብመዝሙር ምዝማር እዩ።

      @Blessmelord2024@Blessmelord2024 Жыл бұрын
  • Bselam mixuna zemari bereket hawna egziabhier bereketka yebzihayo

    @bananeamen3436@bananeamen3436 Жыл бұрын
  • ዘማሪ በረከት ብሰላም ምጻእ መዝሙርካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ሓወኒ🥰

    @mebitigraweyti@mebitigraweyti Жыл бұрын
  • ናይ ድንግል ማርያም ካብ ዘይዝምር ነዊሕ ጌሩ ኣሎ ምክንያት እንታይ እዩ ተገዲስካ ሕተተለይ

    @evenwasineven3824@evenwasineven3824 Жыл бұрын
  • አብ ማዓሙቅ ልበይ ፍቅርኪ ይንገሰለይ 💜👏

    @user-yb7oh4zl5t@user-yb7oh4zl5t Жыл бұрын
    • ዝፈትዋ መዝሙር

      @haileruta8777@haileruta8777 Жыл бұрын
  • woww welcame thanks fish zfetwo zemari amlak tsegu yebzehalka ❤

    @rozinatsehaye7817@rozinatsehaye7817 Жыл бұрын
  • ብጣዕሚ እየ ዝፈትወም መዝምርካ በረከተይ

    @user-zq9xi4pp3m@user-zq9xi4pp3m Жыл бұрын
  • My brother I love you good job I love Eritrean people 💯💞🌹💕🇪🇷👍🫶🙏💪💯💞🌹💕🇪🇷👍🫶🙏✝️✝️🙏🫶👍🇪🇷💕🌹💞💯💯💯💯💯🇪🇷🇪🇷

    @weinimuzelo9762@weinimuzelo9762 Жыл бұрын
    • Weyni haftey Subscribe eba hagzni pls

      @Danitesentertainment@Danitesentertainment Жыл бұрын
  • እልልልልልልልልል ኩቡራት ሰባት ዘማራይ በረከት ቱኩእ መዝሙርካ ብጣኣሚ እዩ ዘመናዊ ናብ አዝኒ ሰማኢ ብጉቡእ ኢኻ ተብጽሖ ነኣይ ኣኪልካ ኢኻ ትተርፈኒ ብሰላም ሙጹና ።

    @jenosrasta@jenosrasta Жыл бұрын
    • Jenos hawey subscribe eba hagzeni bro

      @Danitesentertainment@Danitesentertainment Жыл бұрын
  • OMG Aseyyyyyyyyy❤❤❤❤ my fav. Z. Bereket hawey bruk blessed one beka. Thank you Fish hawey. Amlak tsegiu yebzhalkum. Aytdenguyna please 🙏🏽🥰🥰❤️

    @wintazerai2290@wintazerai2290 Жыл бұрын
  • God bless you zemari bereket eza interview ka aytdonguyna

    @abelbereket7449@abelbereket7449 Жыл бұрын
  • ሰላም እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ሓውና ዘማሪ በረኸት ከምኡውን ሓውና ፍሽ ኣነ ክሓቶ ዝደሊ ኳ ሓንቲ እያ ክለን መዝሙራትካ ኣዝየን ጥዑማት እየን ግን ቅድሚ ምዝርጋሕካ ብስኖዶስ ተመርምረን ዝወጻ ድየን ወይሲ ባዕልኻ ጥራሕ እኻ ናብ ህዝቢ ትዝርግሐን ምስናይ ይቅሬታ ሕቶይ መልሰለይ

    @SamiWediDawit@SamiWediDawit Жыл бұрын
    • xubuq hto fish hawna ezia htetelna.

      @berekhetgaim7956@berekhetgaim7956 Жыл бұрын
  • ሰላም ነዓኹም ፍሽ & በረኸት ዓርከይ ጥዑም ልሳን ። ኣምላኽ ሰላም ምሳኩም ይኹን ።ብምቕጻል ነቲ ዝሓስቦ ዝነበርኩ ናይ ኣምላኽ ሰብ ናብዚ መራኸቢ ብዙሃን በረኸቱ ክንካፈል ዝፈቐደ ኣምላኽ ይመስገን ዘቕረብካልና ፍሽ ሓወይ ውን ነመስግን ። ፍቓድካ ክሓትት መዝሙር ዝተወድአ ግጥምን ዜማን ኣሎኒ እንተትዝምሮ ብጥዑም ልሳን ሲ ንኹላትና ንበረኸት ምኾነና ካብ ስቕ ቢሉ ኣብ ብራና ዝዕጸፍ'የ ፥ በዚ ከኣ ከይፍትን ትዓቕመይ ዓቕምኻ'ዩ እንታይ ምንጋር ደሊኻሉ ስንካ ። መልሲ ተጸባዩ እየ ኣምላኽ ሰላም ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።

    @abrahammekonen9173@abrahammekonen9173 Жыл бұрын
  • Selam amlak ms kulna ykun deqi emebrhaney azye bhanqewta zxbeya zneberku interview iya kbur hawna egziabiher yekbreley nezi medeb zeqrebkalna,ane eko mejemerta kednq iye mexye zemaray bereket tkum mezmuratka azye iye bastentno zsemom and msaka hanti mezmur kserh azu dliet aleni bsm amlak ymhxeneka fqadka kkewn tnx more xelot emebrhaney ms kulna ykun ❤

    @wintamehari3569@wintamehari3569 Жыл бұрын
  • ፈታሪ ጸግኡ የብዛሓልካ ሓወይ ብሩክ 🙏🙏🙏❤

    @abelbrhane2563@abelbrhane2563 Жыл бұрын
  • ሰላም ፍቕራት ይሕዋተይ ዕደመን ጥዕናይ ይሃብኩም ፈጣሪ። በረክት ሓወይ ኣመነ እና ንፈትወካ ዕደመን ጡዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። ኣነ ሓንቲ ሕቶ ኣላቲንይ፡( ስምካ )ትብል መዝሙርካ ደስ ኣይትብለኒን እያ እቲ ግጥምይ ከሙ ድማ እቲ ናይ መዝሙር መሳሪሕይ ከምዚ ዝሓውስካሉ ኮይኑ ይስማዕኒ፡ እስከ ገለ በለና ኣብዚ? ምሰናይ ይቕረትኡ ደፈረ ሰለ ዝሓቲኩ።

    @halezgigebremedhin4781@halezgigebremedhin4781 Жыл бұрын
    • Selam hawey eti gtmi gin eko kulu kab mexhaf qdus eyu wesidwa, qal Amlak eyu kulu, slezi mqbalu tray eyu zedli, God bless u

      @senay-tium-eka@senay-tium-eka Жыл бұрын
    • @@senay-tium-eka ናይ መን ኣፈኛ እኻ ንስኻ፡ በረኸት ብዓል ዘይምልሰይ።

      @halezgigebremedhin4781@halezgigebremedhin4781 Жыл бұрын
  • መጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋትይ፡ ኣቤት ጣዕሚ መዝሙር ኣምላክ ይባርኽካ ሓውና ዘማሪ በረከት ትኩእ፡ ኣብ መንጎ መዝሙር ከምተስመዓና ግበር ኢኻ ፍሽ ሓውና፡ * ሕቶ☝️ ኣብ ገለ ዉሑዳት ዜማታትካ ስክፍታታት ኣሎኒ ሞ ብናይ ቤተክርስትያን ሊቃውንቲ ሳንሱር ትገብሮ ዶ፥ ዘየሕለፍዎ ከ ኣጋጢምካ'ዶ፡ *ትምህርቲ ናይ ቤተክርስትያን ብግቡእ ከም ዘማራይ ግዜ ሂብካ ተማሂርካ ዶ ፡ እዚኣን ክትምልሰለይ ብትሕትና ይሓትት፡ ኣምላኽ ኣብታ ቅንዕቲ እምነት ወልድ ዋህድ የጽንዕኻ።

    @abrahamabr9729@abrahamabr9729 Жыл бұрын
    • ኣሜን!!!✝️💒😇🙏

      @eyerusendriass8191@eyerusendriass8191 Жыл бұрын
    • Ane wn eza nay Abraham hawna Eya htoy pls tegediskum ktmluslna bsm egziabher nmhxen

      @mideymts3373@mideymts3373 Жыл бұрын
  • ብጣዓሚ ዝፈትዎ ዘማሪ በረኸት ሓወይ ብሰላም ምፀአና

    @tiemtu9263@tiemtu9263 Жыл бұрын
  • ዝማሪ መላእክቲ የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ብሰላም ምጹና

    @almazhabtealmazhabt5003@almazhabtealmazhabt5003 Жыл бұрын
  • ዘማሪ በረኸተይ ዘይመንዎም መዝሙራቱ ልብኻ ዘረስርስ ሰማያዊት ሃገር ዘዛኻኽር መዝሙር❤🤲👏 ብመጀመርያ ንትህቡኒ መልሲ የመስገን ኣኣብ ዘለኽሞ ሰላምኩም ይብዘሐለይ ናብ ሕቶይ 1 መጀመርያ ተወለድካሉ ዓዲ ዘለኻዮ ዓዲ ኣፋልጠና 2 መዝሙርካ ክትዝምር ከለካ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ሰሚዐካ ኣይፈልጥን ምኸንያት ታእዩ ዘይራእኽዎ ተኾይነ ፀገም የብሉን 3 ብኸመይ መዝሙር ክትዝምር ሓሲብካ ወይ ናብዚ ደረጃ ክትበፅሕ ዝሓገዘካ 4 ቡዛሓት ኣለናሲ ዘመርቲ ግን በቲ ካዓ ደርፊ ንሰምዕ ግቡእ ድዩ ኣብረሀልና ምሰናይ ይቅሬታ👏❤🌿

    @axsmawit@axsmawit Жыл бұрын
  • #ሰላም ናዓኹም ይኹን ደቂቀ ተዋህዶ ሰላመ እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን #ብልቢ እንፈትዎ ሓውና ዘማሪ በረኸት ትኹእ #ፍሽ ሓውና ካኣ እግዚኣብሔር የኽብረልና ብልቢ ኢና ነመስግነካ!! #ሕቶ ኣለዋኒ ንበረኸት ሓውና 1,መዛሙራትካ ሳንሱር ይኸውን ዶ ማለተይ ከምቲ ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ቤትምህርቲ ሰንበት ሳንሱር ዝኸውን ኣብ ቤት ጽሕፈት ቅዱስ ሲኖዶሶ ይበጽሕ ዶ? 2,ካልእ እንታይ ክሓተካ ደልየ ሓደ ግዜ እዩ ኣብ ቤተክርስትያን መዛሙራትና ይባላሸው ኣለው ኢሉ ሕቶ ምስ ቀረበ ሳንሱ ክኸውን ኣለዎ ትብሉ መዝሙር ናይ መን መዘምር እዩ ኢሉ ምስ ሓተተ ኩሉ ሰብ ናይ በረኸት ትኹእ መዝሙሩ ሳንሱር ክውን ኣለዎ classical ካኣ ዘይ ናይ ኦርቶዶክስ ይጥቀም እዩ ሰለዚ እዚ ዘማራይ እዚ ክሕተት ኣለዎ ኢሉ ክሉ ሰብ ንሳኻ ከም ዘማሪ ከመይ ትርእዮ? 3,ብዘይ ናይ ቤትክርስትያ መሳርሒ ዜማታት ካብኡ ወጻኢ ክንጥቀመ ንክእል ዲና ዋላ እትን ካልኦት ኦሮንታል ዝባሃላ ይጠቀማ ንሕና ክንጥቀም ንኽእል ዶ?#ክብረት ይሃበለይ ዕደመን ጥዕናን ይምነየልኹም #ክቅቦሎ እየ ንፈተና ትብል መዝሙርካ ካኣ ብበጋና ዳዊት ጌርካ ኣስማዓና @ስብሓት ለቅድስት ሰላሴ ኣሜን❤❤🙏🙏 ቅዱሳን መጻሕፍቲ

    @onecantdietwicealexander6722@onecantdietwicealexander6722 Жыл бұрын
KZhead