ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Abet Lewhatu - ኣቤት ለውሃቱ - Full Album By Dn Abrham Mehari
2024 ж. 13 Мам.
5 315 686 Рет қаралды
ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO MEZMUR - Abet Lewhatu - ኣቤት ለውሃቱ - ምሉእ ኣልቡም ብዲያቆን ኣብርሃም መሓሪ
00:00-ኣምሳያ ጸጋኻ
06:17-ከመስግን'የ ኣነስ
13:27-ኣቤት ለውሃቱ
19:20-ኣይገደፍካንን
25:40-መልኣከ ራማ
30:48-ልሳን ዓድልኒ
37:59-ኩሉ ጾር ዝኽበዶ
44:19-ከብርሃል ዩ
52:09-ጣዕሚ ተስፋ ህይወተይ
58:15-ተወልድ ኣብ ልብይ
1:04:30-ብከ ንወግኦሙ
1:11:05-ጸግዒ ህይወት
© EriOrthodox is the only Channel that has exclusive rights for all songs produced by Zemari Diakon Abrham Mehari.
ዘማሪ መለኣክቲ ይስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጋኡ የብዘሐልኻ✝️✝️✝️✝️
This is not only mozmure but also food of my dialy life
Amen amen amen❤❤
♥️🇪🇷♥️🇪🇹♥️💊♥️ሰላም ንኸባቢና ኮምኡ ውን ንዓለም ሙሉእ✝️
j8😅ko(ቅ k999iínj99 k kí😅 9 k8😅n99 í9
እ 9 kn9
እልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልል ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን
kkklllllllll
ክንደይ ተዓዲልካ ዲያቆን ሓወይ ቆጽሎ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናንን ሂቡ ናይ ኣገልጉሎት ዕድሜካ የንዉሓዮን የብዝሓዮን ❤❤❤❤❤
ዳቆን ኣብርሃም ሓደ ካብቶም ንምክሓሎም መዛምራን ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያና ኢዩ:: ብውልቀይ ድማ ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘድንቆን መዛምራን ኢዩ : ኣብ ቀረባ ግዜ ምስ ሓዲሽ መዝሙራት ክመጸና ድማ ተስፋ ይገብር::እግዝኣቤሄር ምስ ኩላትና ይኩን :ኣሜን❤
ዘይኣምን ሰብ እኳ ዝስሕብ ዘማሪ
ሰሚዕካ ዘይጽገብ መዝሙር ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልካ መመሊሱ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይወስካ ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና
መዝሙር ክሰምዕ ከለኩ ኩሉ ግዜ ሓዱሽ ሓይልን ተስፋን ይረክብ እግዝኣቢሄር ኣምላከይ ከም ግብረይ ኣይትፍረደኒ ኣሜን 🙏🙏🙏
እልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክብራት አሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ አሜን አሜን አሜን
ኣሜንን ኣሜንን ኣሜንን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና❤❤❤😊😊😊❤❤❤😊😊❤❤❤😊😊😊❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን🙏🙏🙏
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የሰማዐልና
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያኮን ኣብርሃም ሓውና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ዲያኮን ኣብርሃም ሓውና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዕልልልልልልልልዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ድያቆን ሓወይ አብ ቤት እግዚአብሔር የንብርካ
ዕረፍቲ ልበይ ኦ! ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይቅረ በለልና🙏
ዕረፍት ልበየ ኣሎጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይቅረ በለልና🙏🙏🙏🙏🙏🌹🙏🙏🌹🌹🌹🙏🌹💘🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሂወት ባህራም ዝቀየረ ጎይታ ናትና ሂወትና ይቀይረልና 🙏🙏🙏ኣሜን ዜማሪ መላኽቲ ኣይማልና ሚካኤል በሉ ስሙ ከጽልለና
Oo
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ዝሓወይ ፀጉእንበረክትንኣይፈለካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ
በስምአበ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላዒቲ ያስምዐና ንህዝብና ውን ሰላም ያውርደልና ናይ ስቓይ መጨረሻ ይግበረልና 💔💔💔💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጥዕም መዝሙር ኣምላክ ፀለትኻ ይስማዕኻ እና ምሕረት ይዉርደልና ንትግራይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻ዓድና 🇳
Komu ayi konen zebel zehaftey nekulu alem beli
ኣንታ ንስኩም'ሲ ፍሉያት ኢኹም....በቃ ንትግራይ ኢልኪ ኮፍ ኣቢልኪያ ፍርሓት ኣምላክ ዶ የብልኩም ዱ?? ዶስ ፍጥረትኩም እዩ?
ምእንቲ ዓለም ዩ ዝበሃል ክብርቲ ሓፍቲ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣካት ይስምዐልና
@@filifili7853 ማለት
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድያቆን ሓውና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኣብራሃም ሓወይ ጸጉኡ የብዛሓልካ
ዝማሪ መላእክት የስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🥰🥰🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️💞💞💞💜💜💜💚💚💚💙💙
አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመኣልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ👏👏👏🌻🌻🌻 መላእክት 👏👏👏👏🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹የስምዐልና👏👏👏👏🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹
ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዕልና 👏👏🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽን ይቐድስን ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽና።
Bkmbpob
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaalna 🙏🙏🙏❤️❤️❤️ orthodox nzelealem tnber.
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላኽቲ የስምዓልና ድያቆን ሓወይ እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ሂወት ዘውህብ መዝሙር ኢዩ
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ድያቆን ሓውና።
ዕልልልል ዕልልልልል ዕልልልል ዕልልልልል ኣነስ ሓጎሰይ ብዙሑ እዩ በዚ መዝሙር ኣምላክ ዘምንኩም ይባርክ መዝምራን
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen 🙏🏻
🌹🇪🇷👑❤🦋🥤🍷🛺🚔🚚🚑
@@burktekilt5235 o9
ብጣዕሚ ዝንአድ ስራሕ ዝማሬ መልአክ ቲ የስማዓልና
Zmare melaekit yesmana Dakon hawey Amen amen amen 🙏 🙏🙏🙏
Amen Amen Amen zmare melak yesmalna 🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መለአክት የስማልና ድያቆን ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላአኽቲ የስምዓልና የሕዋተይ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ የብዛሓልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen🙏🙏🙏zmarie melaikti Yesmalna
❤️ኣሜን ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ኣምላከ ቅዱሳን እግዚኣብሔር ጸጋ የብዛሓልኩም ❤️ ድያቆን ኣብርሃም መሓሪ ሰሚዕካ ዘይምኖ ❤️ኣብ ድካምና ዘጻንነዓና መዝሙር ኢዩ እሞ❤️ ብሓዱሽ መዝሙር ክትሞጽና ብሃንቆውቶ ንጽበ❤️ መድሓኒ ኣለም ክርስቶስ ምስኩም ይኩን ኣሜን።🤲🤲 🤲 ወሃቢ ኢኻ'ሞ ለጋስ ምሉእ ኢዱ ሃብታም ሓላይ ድኻ ሽጉር ዝዘመዱ ፍቕርኻ'ዩ በል ስእነት ውሽጢ ቤተይ ሰማያዊ ንጉሥ ተወለድ ኣብ ልበይ🌹
1apo
ዝማረ መላእክት የስመዓልና 🙏🙏🙏🇪🇷
እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና🤲🤲🤲
8lk OP kid you up i
@@orthodoxmezmur5761 🙏🙏🙏
@@orthodoxmezmur5761 jjllu
@@orthodoxmezmur5761 ghkklli
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ጸጋ ኣብ ሊዕል ጸጋ ይዓድልካ ዲያቆን ሓወይ
እልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማሬ አምላክ የስመዐልና 🤲🤲🤲🤲🤲💘
Elililililililililllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll Mlue zemenkum tehagosun tebarekun ahwatey maarey!!! qalat yebleyni nakum zbeqie mo Zmare Melaekti yesmuekum!!!! May God almighty give his strength , courage, guide and love for ever!!! Bhagos ysemon yestemakron kulu mezmurkum
ሰሚዕካ ዘይምኖን ዘይጽገብን ቅዱስ መዝሙር። ዝማሬ መላአኽቲ ዝሰምዐ አግዚኣቢሄር ዝማሬኩም ዪስማዕ ቡሩኻት የሕዋተይ። ድያቆን መሓሪ ሓውና ናይ ብሓቂ ቡሉጽ ስራሕ። ብሕጂ ውን ብዙሕ ንጽበ ኣለናሞ ኣምላኽ ንዓና ክብል ምሉአ ትዕና ሂቡ ኣብ አምነትኩም የጽንዕኩም። ን ኣለምና ካብዚ ወሪድዋ ዘሎ ብ ተኣምር የናግፋ፡ ን ሃገርና ን ጎረባብትናን ሰላምን ምሕረትን፡ ነዓና ከኣ ኣብ ሓጺር ግዜ ገጽ ስድራናን ሃገርናን የርአየና። ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና። ስብሓት ን አግዚኣቢሄር ንወዳላዲቱ ድንግል ንመስቀሉ ክቡር። ኣሜን ኣሜን እሜን።
ስለ እቲ ደገፍኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን። ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ኣይፈለየና። ከም እግዚኣብሄር ፍቃድ ኣብ ቀረባ ግዜ ብሓድሽ መዝሙር ክንመጸኩም ኢና። እግዚኣብሄር ሰላሙ ይሃበና።
@@eriorthodox ብሰላም ሙፁና እሰይይይይይይይይይ አታ ክንደይ ክጥዕምምምም መዝሙር ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ በረከትኩም ይሕደረና 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❣️❣️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏👏👏እልልልልልልልልልልልልል
Amennnnnnnnn 🙏🙏🙏
@@eriorthodox nkll
@@eriorthodox ግጥሚ ምፅሓፍ አይትረስዑ ምእናታን ንላመዶ ❤💒🌿🤲
ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና
Ellllllllllllllllll zemari melakti ysmana Amen 🙏🙏🙏
@@yorsaliemtsfay2163 ፥ቐቐ፨ቐ
@@ma3azakh284 1
@@yorsaliemtsfay2163 dwqqwqwqa21q22wwwee3ww233e34ffgg🥰8y😄t5dcm
Zfetwen mezmur mis zeftwo zemari. Kalat nusu zteqemo amlak xega abzihu hibwo eu.
Abet mezmratka dyakon Abraham kidmi 6 Amet Athize Athize mezmuratka degagime semiyom n libi ztinkif Axmti zetilil Eyu. Bhaki mezamuratka tibeb Egzyabher zelewo , bereket Dngil Mariam , kidusanin Eyu. Egzyabher tibeb Abrisi tibe yebzhalka hawna .kemu n kulatkum yehwatna mesarhtu.
ኣሜን ጸሎት ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና!!
T
@@eriorthodox HIV ccc7gj junk 4AM and other drugs rdgvjj 3rd 26 mg daily in the United nations in
@@eriorthodox yffvvbbh has 5th edition 3AM of the same year that is available on iOS devices in torgelow 5AM in the us on Tuesday 65
Ihhhhhh8g7yy said the government 8PM had been a part 4in of a new sere and the government 7PM and other government departments to ensure the 7
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቃለ ሂወት የስምዓልና ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ይወስከልኩም ኣምላኽ ዲያቆን ሓውና❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሕይወት ያሰማልን። የልዑል እግዚአብሔር ጸጋ ካንተጋ ይሁን።
Amen amen amen Kal hwet yesmealna
Amen amen amen bhaki libi zsbir mezmur yu Egzabiher xegu Yebzhalku ahwatey
Amen amen amen amlakey bayni mhretka reayena sdetna yehxrelna akakbo fterelna ms tom mkurat sdranan yehwatnan ayni lbonana kfetelna fetari kulu alem amen 🥰🥰🥰🙏🇪🇷🙏
ዝማሬ ማላኣክቲ ይስመዐልና ኣሕወተይ
ድንግል ፍሉይ ክብርኪ መነኮንዩ ዝገልጾ ምሉዕ ቃል የለን ስምኪ ዝወድሶ የናይ ብቅአትዩ ፊትኪ ዘቁመኒ 😢😢😢አፈይ ክከፈትልኪ ልሳን አድልኒ
Elllllllllllllllllllllllllll zmare melaekt yesmalna
Mkklop
P
P
Pokuuuuu Lp
nay zemari abraham mezmur keseme koloku rufta yesemani zimare melaekt yesmalna🙏🙏🙏
ዝሜሬ መልእክት የስመዕልና ድያቆን ሓወይ
አሜን አሜን አሜንዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ናይ አገልግሎት ዘመን ይባርክ አብ ቤቱ የንብርካ መዓረይ
እልልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልል ዝማረ መላአክት የስመኣልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሃልኩም ፈታሪ ኣሕዋተይ 🕊🕊🕊🕊🕊💒💒💒💒💒💒👏👏👏👏👏👏👏
899
Y
@@fyorieven7690 !jjbji6u6io08
Ykreta zehaftey kola u ko xhifwo
kemzi natey seleste werhi mlue bzey mkurax zsmea s alo do btaemi eya hiwetey astekekilatley👏👏👏💒💒💒🕊🕊🕊
አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና ከመ አውን ንዘማሪያን ንዕድመኩም የንውሕ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ አሜን
1Qp
amlak aboy ezi kulu mekera neana ktbl eka emo kbrn msganan nzelalem neaka ykun amennn❤⛪️❤🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና። ብርሃንካ በረኽቲ ኣለዋ።
Amen amen amen zemare melakti yesmalna yhwatet🙏
Amen🙏❤ amen🙏❤ amen🙏❤ zmare malekti yesmana
Amen 🙏, 💖 amen 🙏💖 amen 🙏💖
Ok
58:00 ፍቅርኻ ኢዮ'ሞ ስዕነት ውሽጢ ቤተይ ሰማያዊ ንጉስ ተወለድ ኣብ ልበይ 😭😭😭😭😭 መንኣለኒዩ'ሞ ገጹ ዝመልሰለይ ብግዜ ጸበባ 😥😥😥
ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ዳያቆን ሓወይ ጥፊኢኹምና ክኣ በጃኹም ብሓድሽ ስራሕ ምጹና።
@@user-cr8zi3rp1t kj
@@user-cr8zi3rp1t reedsss
@@user-cr8zi3rp1t aqQQQQQ{®፲
@@netsanetokbay7052 😘$$
Amen Amen Amen ♥️❤️❤️⛪✝️ qale hiwet yesmalmana
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐና👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤💖💝
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት ይስመዐልና
እእእእእልልልልልልልልልል ዘ ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና
Amen. Diyakon Abraham hawna bejaka bhadish mezmur mxuna. btami mzmur natkum ksemu keleku kulu gezye yzkrekmn ynafqekmn ab qereba gezye ktmexna nxebe
ስለ እቲ ደገፍኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን። ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ኣይፈለየና። ከም እግዚኣብሄር ፍቃድ ኣብ ቀረባ ግዜ ብሓድሽ መዝሙር ክንመጸኩም ኢና። እግዚኣብሄር ሰላሙ ይሃበና።
Fcfcf
Amennn zimare melakt yesmalna Egzbhar xegiu yebzhalka 🙏🏾🎤🎤🎤🎤💒💒💒💒💒
ዝማሬ መላእክት የሰምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክት የስማዓልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና 🙏🏻❤️🙏🏻❤️🙏🏻❤️❤️💝
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወቱ ይሰምዕልና እገዛብሔር ፀጉኡ ይብዘሕልካ
ዝማረ መላእኽቲ ዝተቀበለ እግዚኣብሔር መዝሙርኩም ይቀበለልኩም
አሜን አሜን አሜን ዘማሬ መለእክት የሰመዐልን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Aamen amen amen. ኩሉ ጾር ዝከበዶ ተሎ. ኩሉጾር ዝከቦዶተሎ ናብኡ ይቅረብ ፍቅሩ ይመርምሮ ሓልዮት ልቡኩም ኣዕልልዎ ቀረባ አንከሎ ንዑ ድለይዎ ግድን ኮይኑ ሂወት ግድን ክሰማማዕ ኣአሙረይ ግን ኣይፋል ይብል ልበይ ንከይርታዕ አንከይ ሓሰብክዎ ሃንደበት ንአለቱ ኩሉ ለዎጦ ንሱ ኣቤት ትውዕለቱ #ጸግዐይ ዩ ኣምላከይ ኣብሊጹ ዝሓሊ ጋሂ ኣብ ሂወተይ ፈጺሙ ዘይደሊ ንዕኡ ዝበቅዕ ዘይብለይ ንጋዶ ሚሒር የቅርበኒ ሕቅፉ ክአበዶ ኣዝ ዕምቆቱ ዘይምርመር ብስጋ ዘይጽወር ሕንቅል ሕንቅሊተይ ኮይኑ ኣመና ክሽገር ቤቱ አንክኣቱ ምስ ክቡር ኣአሙረይ ኩሉ ነጊረዮ ይምለስ ምስ ፈገግታ ገጸይ #ምኻን ኣብ ቅድሚኡ መፍትሒ ዘይብሉ ታይለዎ ግድል ኣብ ኢዱድ'ዩ ኩሉ መንፈሱ ሰላም ዩ መንፈስይ ዘዕረፈ ኡፎይታ ሰኹዕ ጾረይ ዘራገፈ ኣዝ ኣቤት ክዝክሮ ምስ ጎዶሎ ጎነይ ኣለኩልካ ዝብል ኣካል ንማሕላ ዘይብለይ ሓስብ አንክሕጭጭ ኣብ ዝርያይ ክዝንቢ ሕዙን መቅባሕባሒ ዝብል ዘይብልካ ኣባዲ #ትዝ ይብለኒ ኩሉ ዘሕለፍክዎ ዘመን በይነይ ከስተንትኖ ክትነግሮ ዘይአመን ግን ንሱ ኔርኒ ልበይ ዝኮርዓሉ ኣላዪ ደጋፊ ፈቃር ጋሳ ኩሉ ኣዝ አንታይ ኮን ምኮንኩ በይነይ ተከቢበ ከመይስ ንታሪኽ ሂወት ስለይ ምተነበ ትጽኑዕ ሰንሰለት ፍጹም ንክስበር ኣአሙረይ ለዎጦ በቃ ብመንፈስ ክነብር #ኩሉ ዝርድኦ ድካም ናይ ወዲ ስብ ሕያወይቱ ኢዱ ብፍቅሪ ትስሕብ በቅባቅ ዩ ትልቡ ምሕረት ዝመለዖ ሓዳግ ንኣበሳ ንሽጉር ዘህድኦ፣ #ኣዝ፨ ኣብርሸይ አንካዕ ናትና ኮንካ በዚ ኻብ መዓርን ወይን ዝምቅር ጣዕሚ ዜማካ ስለዝመግብካና ገሊኡ ናይ ተስፋ ገሊኡ ናይ ንስሓ ገሊኡ ናይ ሓጎስ መዝሙርካ ሙርኩሰይ ጌር ይነብር ኣለኩ አግዚአኣብሔ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ንኩሉና ክሳብ መፈጸምታ ኣብ አምነትና ይጽንዓና ኤልሻዳይ ኣምላኽና
ኣሜን እግዚአብሔር ንኩላትና ጸግኡ የብዝሓልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏❤️❤️
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ድያቆን ኣብርሃም ሓውና ከማካትኩም የብዛሓልና እግዝኣብሔር 🙏✝️💒✝️🙏❤❤❤🙏✝️💒✝️🙏❤❤❤🙏✝️💒✝️🙏❤❤❤🙏✝️💒✝️✝️❤❤❤✝️💒❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና ሓውና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Dyaqon hawey zmare melaekt yesmealna zemenka ybarek bkale srah ktmexena dma harer nbleka alena mknyatu mezamuratka nbereket koynomuna eyom
Plc B
ድያቆን ሓወይ ተፊእካና ብሓድሽ ስራሕ ምጻና ኣምላክ ኣብ ዘለካዮ ሰላሙ ይሃብካ ኣሜንንን
Zubuk mezmur Amen amen
👍
ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓና ሓወይ🎉🎉
ዕልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጋኡ የብዛሓልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ድያቆን ሓውና ክንደይከ ይጥዕም
ዝማረ መላእክት የስመዐልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላአክት አየስምኣልና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዓልና። ዲያቆን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግ ኡ ይብዝሓልካ።
ሰሚዕካ ዘይምኖ ልቢ ዝትንክፍ መዝሙር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ድያቆን ሓውና
egziabihier amlak xegau yebzhalka
Ellllllllllllllll asey asey menfeska yhdes 🙏🙏Amen Amen Amen
ኣሰይ ዲያቆ ሓውና እግዚኣብሄር ናይ ዘመን ኣጎልግሎትኩም ይባርከልኩም ብእነት ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር ድያቆን ሓወይ በጃኩም ዝፍቀድ ተኮይኑ ቴለፈንኩም ጸሓፍልና
Ba
Źq0
I'm an orthodox this song inspired me. My Dear bro may God bless you 🙏
.
አሜን አሜን አሜን ዝምሪይ መልእክት ይሲማዓና ሰላም ሚሒርት ይውረድሊና ንሃግርና የህዝብና
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣሜን (3)
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና አሜን ዲ/ን ኣብራሃም ሓውና ከም ቀደምካ ክትመጸና ንጽበ ኣለና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድል እግዚአብሔር ኣምላኽ ድያቆን ሓውና 💒💒💒🙏🙏🙏❤️💙💚🤲
Amen amen amen zmare melakt yesmalna