ስብከት ብቋንቋ ትግርኛ "ጸሎት" ፖፕ ሽኖዳ 3ይ sermon pope shinouda in tigrinya pray

2020 ж. 19 Нау.
490 435 Рет қаралды

#ቤት #tewahdo #orthodox
#ቤት #tewahdo #orthodox
#tewahdo #orthodox #eritrean #ቤት #እግዚኣብሄር #ፍቕሪ #eritrean
ኣብ ቤት-ፍቕሪ #Betfiqri መንፈሳዊ ትምህርቲ ክትሕገዝ ምስ ትደልይ
ስብከት ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ሽኖዳ 3ይ ብትግርኛ
rb.gy/1phw2
---------------------------
ናይ ድምጺ ድራማ
rb.gy/o51lf
---------------------------
ናይ ድምጺ ድራማ ደቂ ኣንስትዮ
tinyurl.com/ej744j92
-----------------------------
ቀሺ ዶ/ር ተኽልኣብ
tinyurl.com/4ps6nssw
----------------------------
ብጹእ ኣቡነ ሩፋኤል
tinyurl.com/2p835zy9
----------------------------
ካርቱን ምሥጢራት ቤት-ክርስቲያን
rb.gy/09npr
---------------------------
ተንሥኡ ለጸሎት
rb.gy/r6w27
--------------------------
ትርጓሜ መጽሓፍ ቅዱስ ብዲ/ን ሳሚኤል ኤፌሶን
tinyurl.com/4k8554pc
---------------------------
ትርጓሜ መጽሓፍ ቅዱስ ብዲ/ን ሳሚኤል ዕብራውያን
tinyurl.com/ycksdsw5
----------------------------
ትምህርቲ ብዛዕባ ሓዳር
tinyurl.com/3a3s54r9
---------------------------
ምኽሪ ንሰማዒ
tinyurl.com/55vft4n2
---------------------------
ሓጺር ቪድዮታት
tinyurl.com/24up5ebb
----------------------------
ዘተ ምስ ቀሺ ኢሳይያስን ቀሺ ገብረእግዚኣብሄርን
tinyurl.com/ywbkmrzd
------------------------------
ናይ ሓሳብ ውግእ
tinyurl.com/uhu42r2t
-----------------------------
ሕቶታት ምስ ህዝቢ ፖፕ ሽኖዳ 3ይ
tinyurl.com/3rse3f5s
-----------------------------
ጸሎት ሾብዓተ ሰዓታት
tinyurl.com/27avfwdr
----------------------------
ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዘለኹም መጽሓፍቲ ትደልዩ ኣኅዋት
በዚ ዝስዕብ ተሌፎን ርኸቡና
+46 72 844 76 91 ሽወደን
+1 (202) 436-5097 ኣሜርካ
+49 163 1586566 ጀርመን
+44 7494 278278 እንግላንድ
+1 (226) 507-7366 ካናዳ
+20 155 281 2444 ግብጺ
+41 76 521 83 39 ስዊዝ
+251900569594 ኢትዮጵያ
+31 6 87164303 ሆላንድ
ኣድራሻና መራኸቢ ብዙሓን
----------------------------
Facebook
Name : ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Link: tinyurl.com/ytcum4xv
--------------------------------
Instagram
Name: betfqriegziabhier
Link: tinyurl.com/8fafwf2k
-------------------------
Tiktok
Name: betfkri
Link: / betfkqri

Пікірлер
  • ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና

    @user-rw3ij5in6e@user-rw3ij5in6e8 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና ኣቦና

    @rgrgi7464@rgrgi7464 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና

    @ddff1794@ddff179411 ай бұрын
  • ሂወትና ዝልውጥ ትምርቲ ኩብር ኣቦና ብርከትኩም ኣይፈለይና ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዓና እግዝኣብር ኣምላኽ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓይሊ ፈጣረ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺💘💘💘💘💘💘

    @user-lv6yk9kz2p@user-lv6yk9kz2p2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና በረከትኩም የካፍለና 👏

    @user-jf3ri3nn8s@user-jf3ri3nn8s10 ай бұрын
  • ቃለ ሕይወት ያሰማልን አባታችን እግዚአብሔር ይመስገን ወንድማችንም እግዚአብሔር ያአገልግሎት ዘመንህ ይባርክልን

    @nigusfitiw5326@nigusfitiw5326 Жыл бұрын
  • መዓር ዝኾነ ትምህርቲ። ካብ መዓር ንላዕሊ እኳ ደኣ። በረኸት ኣቦና ኣይፈለየና። ንዓኹም ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ተባረኹ። ✝️❤💒✝️❤💒✝️❤💒

    @Wedifish@Wedifish4 жыл бұрын
    • Amen amen amen kale hewet yesemani amelak idemin segan yehankimi

      @tesgaafi775@tesgaafi7754 жыл бұрын
    • ኣሜን (3)መዓር ተበሉኻኸ ወደይ መሳጢ እዚ ገዲፍካ ዶ ኣብ ዘይምልከተና ጠብሎቕሎቕ እንዳበልና ንውዕል ኣምላኽ ልቦናና ምለሰልና በኣቦታትና ድማ ቃለ ሂወት ያስመዐልና

      @eumgssan1260@eumgssan12603 жыл бұрын
    • Amen Amen Amen

      @noahgamer8511@noahgamer85112 жыл бұрын
    • Amien

      @fnansemereab5791@fnansemereab5791 Жыл бұрын
  • Nay bhaqi abo

    @user-tc6yz6en7s@user-tc6yz6en7s4 жыл бұрын
  • እዋይይይ ንሕና ጉዳማት ኣበይ እሞ ኢልናዮ ይይይ ይቅረ ይበለልና ባዕሉ ኣብየት 💔💔💔😭😭😭 ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና እዋይይይ ልቦናና ይክፈተልና እዋይ ኣነ ድክምቲ ይቅረ በለለይ ጎይታይይይ ምዓረይ ኣነ ሓጥያተኛ ይቅረ በለለይ ንዓካ ብዘይ ዕረፍቲ ስምካ ከመስግን ቁዱስ ፍቃድካ ግበረለይ 💔💔💔😭ክቡር ሓውና ናይ ብሓቂ ጥዑም ትምህርቲ ስብከት ጸጋን ጥበብን የብዝሓልካ ናይ ስብከት ዘመንኩም ይባርከልኩም ✝️💒💖🤲🙏

    @user-wb2qj4vv2o@user-wb2qj4vv2o3 жыл бұрын
    • ብ ሓቂ አዚ ናትኪ ጣዕሳ ዳርጋ ንስሓ ኢዩ።

      @tedrossemere3352@tedrossemere33523 жыл бұрын
    • ❤⛪️❤✝️❤🤲👈

      @kulusebukulusebu7588@kulusebukulusebu75883 жыл бұрын
    • Bhaqi zhaftey baelu yteareqena❤❤❤

      @user-di9mn8rt6e@user-di9mn8rt6e29 күн бұрын
  • ንኣቦና ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ተርጊምካ ዘቕረብካልና ክቡር ሓውና ቃለህይወት የስመዐልና

    @aswaaswal6153@aswaaswal61534 жыл бұрын
  • አሜንንንንን ቃለህወት የስምዐና አባቴ

    @yefkrwuha8286@yefkrwuha828610 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ቶርጋም ሓውናውን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስብኻ ይኽፈልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    @mmmmmm2898@mmmmmm2898 Жыл бұрын
  • መዓር ዝኮነ ቃል ሂወት ዝሞተ መንፈስ ወዲሰብ ዘበራብር

    @okubaygudai77@okubaygudai773 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና... ከም ኣቦና ሽኖዳ ጌሩ ቃል ኣምላኽ ናብ ውሽጠይ ከምዝኣትው ዝገብር መምህር ኣይርጋጠመንን 🙏🙏🙏

    @hagerchannel2203@hagerchannel22032 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ኣቦና 🙏💒⛪💒⛪💒⛪

    @meharikahsu2923@meharikahsu2923 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፅግኡ ይብዝሓልካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤

    @sofyaaesufyflyheky9613@sofyaaesufyflyheky961311 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ቅዱስ ኣቦና እግዛቢሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፈጣሪ ኣብ ፆሎቶም ይዘኩሩና ኣቦና ብሓቂ ሂወት ዝህብ ትምህርቲ ዝተምሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌼🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷

    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452@maryamaadogoytaykyoneyfre24523 жыл бұрын
  • አሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና🙏💒

    @senaitsenaitabadi4258@senaitsenaitabadi4258 Жыл бұрын
  • Amen Amen Amen Kalehiwet ysmealna Nebonan Abune shinodan nitergumi eza sbketn xegiu ybzahalkum

    @nigistihaile8323@nigistihaile83233 жыл бұрын
  • ከቡር አቦና ቃለ ህይወት ያሰመአልና በረከትኩም አይፈለየና ሰለቲ እሙን ቃሉ ብዝርድአና ተርጊምካ ጰ ሰለዛቅረብካልና ሓውና ቃለ ህይወት ያሰምአልና እግዚአብሔር አምላኸ ጸጋ በረከቱ ያብዝሓልኻ።ነዊህ እድመን ጥእናን ይሃብካ

    @amsaletefara7995@amsaletefara79953 жыл бұрын
  • ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ፣ነዚ ንመንፈስ ዘነቓቕሕ ቃል ኣምላኽ ሰሚዕና ሂወት ክንረክብ ኣምላኽ ብጸጋ መንፈስ ቁዱሱ የጸግወና።ሓለዋ እቲ ኩሉ ዝኽእል እግዚኣብሔር ምስ ኩላትና ይኹን ደቂ ክርስቶስ ኣሕዋተይ።በረኸት ኣቦና ምስ ኩሉና ይኹን ።ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም ብዝያዳ ኣብ ዚ ሰናይ ስራሕ ናይ ትርጓመ ተጸሚድኩም ትምህሩናን ዘለኹም ኣሕዋት ።

    @samuelangosom6091@samuelangosom60914 жыл бұрын
  • ቃለ ህይወት የስመዓልና ናይ ብሓቂ 😍

    @freweynimeles2495@freweynimeles2495 Жыл бұрын
  • Nay nefsi xelot asmiekana , kale hiwet yesmalna (3) kem abona zgsxenan zmhrenan abo ybzhulna! Amen(3)

    @hatberry@hatberry4 жыл бұрын
  • የዳዊት አምላክ በፀሎትም ሐይል ስጠኝ በፍቅር እንድፀልይ!አሜን።

    @drzeraygslassie5620@drzeraygslassie56203 жыл бұрын
  • ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረኸት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ እግዚኣብሄር

    @habtomkahsay9949@habtomkahsay99494 жыл бұрын
  • Amen amen amen qale hiwet yesmana

    @kenebereye753@kenebereye7534 жыл бұрын
  • የሕዋተየ ልብና ኣይንትርሮ፡ ኣምላክ ይኩሕኩሓና አዩ ዘሎ አሞ ማዕጾ ልብና ነርህወሉ፡ መታን ኣብ ግዜ ሓጢያትና ከርሕወና ናይ ዘላለም ሂወት ክህበና። ኣምላክ ምሳና አዩ ዘሎ ነስተውዕል አንተሎና፡ ንመንፈስና ነፍቕራ ልክዕ ከም መንፈስ ብጻይና፡ መታን ጽባሕ ንግሆ ከይረፍደና። ኣምላክ ምስትዉዓሉ፡ ጥበቡ ይዓድለና! ኣሜን! ፈጣሪና ኩሉ አዩ ዝከኣሎ። የፍቕረኩም አየ💕. ፍቅሪ ኣምላክ ምስ ኩላትና ህዚቢ ይኩን።✝💟☮

    @meronkibrom2523@meronkibrom25233 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ኩቡር ኣቦና ዝተምሃርናዮ ኣብ ፅላት ልብና የሕድሮ ፆሎቶምን በረከቶምን ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏

    @hffgtt9869@hffgtt9869 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማዕልና ኦ ኣምላኬ ሆይ ንፀሎት ዝነቅሕ ልቦና ና ኣእምሮ ሃበኒ ናይ ኣቦናበርከት እና ተረዳእነት ኣይፈለየና ከብ መከራ ስጋ እና ከብ መከራ ነፍስ ይስውረና ደስ ክብል ኣዕፅምቲ ዘለምልም ትምህረት(ስብከት) እዪ ፍጣርይ ስላሙ እና ፀጉኡ ይብዛሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

    @user-rn4zw6sb2m@user-rn4zw6sb2m3 жыл бұрын
  • እሜን እሜን እሜን ቅል ህይወት ይስማዓልና ናብ ርእስ ዚእት ትምህርት ንኸልሂን ናብ ቤት እግዚአብሔር ኢኒሚለስ ይግበርልና ኣበና

    @selamasafa2893@selamasafa28932 жыл бұрын
  • ኦ ኣምላኸይ ኩሉ ግዜ ናብ ጾሎት ኣንቀሓኒ

    @hywetkemwaza546@hywetkemwaza5464 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜ ቃላ ሕወት ይስመዓልና 🙏🙏🙏😭😭😭😭

    @tyuerte4459@tyuerte4459 Жыл бұрын
  • Amen 🙏❤️❤️❤️✝️💒✝️❤️

    @witqueen5594@witqueen5594 Жыл бұрын
  • ኣሚን ኣሜን ኣሜን ዝጠፈኤት ሂወት ናብ ኣምላክ ተስፋ ጌራ ክትምለስ ዘተባብዕ ካብ መዓር ወለላ ዝጥዕም ቃል ኣቦና ቃለሂወት የስመዓና ነዚ ናብ ትግርኛ ንስምዖ ቃንቃ ቀይርኩም ናይ ነፍሲ ምግቢ መኣዲ ዝቀረብኩም ይሕዋት ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሓልኩም

    @saraasefaw3459@saraasefaw345910 ай бұрын
  • ህይወት ዝህብ ዝልውጥ ትምህርቲ ናይ ባሓቂ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና ጸሎትኩም ይርድኣና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤

    @semharghide9101@semharghide910111 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ናይ አቦታትና ፆሎት በረከቶም ምስኩላትና ይኩን እግዚአብሔር ፀግው የብዛሓልኩም ብሩካት አሕዋተይ ባሓቂ ሰሚካዮ ዘይፅገብ ካብ ማዓር ንላዕሊ ዝጥዕም ቅዱስ ቃል ተመስገን ነዚ ቅዱስ ቃልካ ክሰምዕ ዝፈቀድካለይ አምላከይ ተመስገን

    @user-yl1bz5xt8c@user-yl1bz5xt8c4 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ፀግኡ የብዛሕልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ንኩልኩም ኣቦታትና ኣሕዋትና ኣብ ፀሎትኩም ዘክርነ ግን ኣበይ ሃገር እዩ ኣሕዋተይ ✝️✝️✝️

    @user-nr6gb5vs4l@user-nr6gb5vs4l3 жыл бұрын
  • ኣሰይ ኽጥዕም ቓል ዝፈስስ ዘሎ ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኣቦና ኩሉ ግዚየ ኣብልብና !!!

    @mizankeshi4276@mizankeshi42763 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስመዐልና ❤❤❤❤

    @beentbeent@beentbeent6 ай бұрын
  • Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona

    @natsenetberhe3927@natsenetberhe39274 жыл бұрын
  • Amen Kal hiwet jesmlna❤️😇🙏

    @firewoiniseyum6284@firewoiniseyum62844 жыл бұрын
  • ኣሜን"" በረኸት ቅዱሳት ኣቦታትና ምስ ኩሉና ይኩን "ፍቁራተይ

    @mulyemalet9777@mulyemalet97774 жыл бұрын
    • Amennn

      @aziebabraham5586@aziebabraham55864 жыл бұрын
    • Amenn

      @handd4215@handd42154 жыл бұрын
    • ኣሜን በረኸት ቅዱሳት ኣቦታትና ምስ ኩሉና ይኩን✝️🙏

      @user-gc4qb4et3r@user-gc4qb4et3r4 жыл бұрын
    • ኣሜን ኣምላክ ከምዚ ገርካ ብቃንቃና ዘቅረብካልና ጸግኡ ይብዚሓልካ ዕድመን ጥዕናን ኪኣ ይሃብካ ነቦና ኪኣ ኣምላክ ብጸጊኦም ሪኡ ኣብ ሕቕፍኡ የንብሮም!!!

      @tsegaykiflom9360@tsegaykiflom93604 жыл бұрын
    • አሜን አሜን አሜን

      @maryamaadogoytaykyoneyfre2452@maryamaadogoytaykyoneyfre24523 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣቦና ሽኖዳ ብቃል ኪዳንኩም ኣይትፈለዪና

    @user-cl1le5gq6e@user-cl1le5gq6e4 жыл бұрын
    • AaaAqq

      @ezgabiherymesgen214@ezgabiherymesgen2143 жыл бұрын
    • ❤❤❤❤❤❤

      @kulusebukulusebu7588@kulusebukulusebu75883 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏

    @user-cc1sq6ov5d@user-cc1sq6ov5d3 ай бұрын
  • ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም ጻማኩም ካብ ብእግዛኣብሄር ክትረክብዎ ኢኩም።ጸሎት ኣቦና ኣብ ልቢ ኩልና ኦርቶዶክሳውያን ይሕደር።

    @yemanebereke6852@yemanebereke68524 жыл бұрын
  • ❤️ ❤️ AMEN kalehiwet yesmalna🙏

    @selamteweldebrhan3260@selamteweldebrhan32603 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰምዐልና ልቢ ልድያ ዝከፈተ እግዚአብሔር ኣምላክና ልብና ይክፈተልና ኣሜን(3)

    @alemmusa6384@alemmusa63843 жыл бұрын
  • Egziabher Amlak tsegiu abzihu ybarkum Amen Amen Amen.

    @robelmtrd@robelmtrd Жыл бұрын
  • እግዚአብሔር ይባርኽኩም ዞምሓተይ!ናይ አቦና በረከት ክዓ ምስ ኩላትና ይኩን!

    @mekonnenhaileslassie9222@mekonnenhaileslassie92224 жыл бұрын
    • በስምኣም ብወልደመን ፈስቁዱስ ነዚ ቃለ እግዚኣብሄር ቶርጊምካ ናብ ትግርኛ ዘቅረብካ እግዚኣቢሄር ጸጋበረኸት የሃብካ ንፖሲኖዳ መቃብሮም ትለምልም።

      @guetomguetom1998@guetomguetom19989 ай бұрын
    • L😊😊

      @HidatRoden@HidatRoden4 ай бұрын
  • ኣሜን,💖🤲🙏 ኣሜን,💖🤲🙏 ኣሜን 💖🤲🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን,💖🤲🙏 ኣሜን,💖🤲🙏 ኣሜን 💖🤲🙏ቡሩክ ሓውናን ኣቦናን መምህርናን ልዑል እግዛብሄር ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ዕድመን ጥዕናን እውን ይሃብካ ንኩቡር ኣቦና እውን ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓሎም ዘመን ቁዱስ ስብከትኩም ይባርከልኩም💖 🤲🙏

    @user-wb2qj4vv2o@user-wb2qj4vv2o3 жыл бұрын
  • ህይወት ዝህብ፡ዝልውጥ ትምህርቲ ናይ ብሓቂ።ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ኣቦና በረከትኩም ይሕደረና፡ጸሎትኩም ይርድኣና!!!

    @hagosbariyamichael5060@hagosbariyamichael50604 жыл бұрын
    • ❤viii i😄o😂 Kept y T Ytttujummmm Uuyoilioiiiiuiuu7👌yuu😍ui😍u❤uui❤u❤uu❤iuuuuuuu👌uiui😂

      @hiwetghebrenigus6388@hiwetghebrenigus63883 жыл бұрын
    • Kiwifruit ll3ee

      @hiwetghebrenigus6388@hiwetghebrenigus63883 жыл бұрын
    • አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲🙏🙏🙏

      @maryamaadogoytaykyoneyfre2452@maryamaadogoytaykyoneyfre24523 жыл бұрын
    • @@hiwetghebrenigus6388 v

      @shewitbaraka6325@shewitbaraka63253 жыл бұрын
    • @@hiwetghebrenigus6388 Vg v

      @shewitbaraka6325@shewitbaraka63253 жыл бұрын
  • ብሓቂ ክንደይ ጥዑም ዝኾነ ትምህርቲ እዩ ክቡር አቦና አቡነ ሽኖዳ ሳልሳይ በረከትኹም ይሕደረና 🙌🙏💠

    @user-sy8hs2zj9y@user-sy8hs2zj9y2 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን በረከታችሁ ይደርብን ቃል ህይወት ያስማልን። በዕድሜ በፀጋው ይጠብቃችሁ። አሜን አሜን ይቆየን

    @flamedino15@flamedino153 жыл бұрын
  • እግዚአብሄር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሀበልና መንግስቱ የውርሰልና

    @henokhagos1283@henokhagos1283 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በረኸትኩም ይሕደረና ኣቦና ዝተመሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና

    @Eritreaforeritreans_4131.@Eritreaforeritreans_4131.3 жыл бұрын
  • ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓውና ንሕና ዱኩማት ክንመሃረሉ ሙቱርጋምካን ፈጣሪ ይባርክካ። ኣቦና ልቢ ዝትንክፍ ትምህርቲ፡ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና እንበር ልብና ተሪሩ ግብርና ከፊኡ ኣዝዩ የተሓሳስበካ።

    @selamhabte664@selamhabte664 Жыл бұрын
  • Amen lbka zkeft sbket Egzabher tsgaeu yebzhalķum

    @annetkidane6232@annetkidane62324 жыл бұрын
  • ኣሜን ቅዱስ ኣቦና ቃለሂወት የስማዓልና! ንቶርጊምካ ዘቕረብካ ክቡር ሓውናውን ናይ ግልጋሎት ዘመንካ ይባርኸልና ኣምላኽ ብሓቂ!

    @saranegashtesfa8076@saranegashtesfa80762 жыл бұрын
    • 🎉

      @teklehaimanot3136@teklehaimanot313611 ай бұрын
    • 😂😂😂😂😂😂😂× 😂

      @GenetSolomon-ti4ne@GenetSolomon-ti4ne11 ай бұрын
  • Amen abona kal Hiwet yesmalna

    @selambrhane3417@selambrhane34174 жыл бұрын
  • አሜን ቃለ ህይወት ይስመዐልና አቦይ

    @user-df9rz4oo2o@user-df9rz4oo2o3 жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃል ህይወትየሰመዐልና ክቡር አቦና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚብሔር አምላክ በረከትኩም ይሕደረላና ፀሎትኩም አይፈለየና 🤲🙏🙏♥️

    @user-mh5iv2rj2g@user-mh5iv2rj2g2 жыл бұрын
  • ኣበና ቃለ ሂወት የስመዐልና ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ዘይንፈልጦ ፈሊጥና ተመስገን ጌታ ንክሰምዕ ዝገበርካኒ

    @user-ts8vn3ub4g@user-ts8vn3ub4g3 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና !!!!!!!!!!

    @zemen6535@zemen65353 жыл бұрын
  • ናሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባረክ ጾሎት ናይ ብጽኣን ኣቦታትና ኣይፈለየና

    @yohans3237@yohans32374 жыл бұрын
    • Amen bereketom kab mengstesemayat nabana ymxaana.

      @teaghes7654@teaghes76544 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @twentiestesfay6806@twentiestesfay68064 жыл бұрын
    • 💠💠💠ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኩብር ኣቦና 🙏🙏🙏

      @user-dh8qs9lw7o@user-dh8qs9lw7o3 жыл бұрын
  • ክንደይ ይጥዕም ትምህርቲ ቃለህወት የስመዐልና ክቡር አቦና በርከትኩም ይሕደረና🙏🙏

    @user-rd7bs9wj1j@user-rd7bs9wj1j3 жыл бұрын
  • ናይ ብሓቂ ሂወት ዘህብ ትምህርቲ እዩ ሰማዓቲ ዘይ ኮነ ተግበርቲ ክንከውን እግዚኣብሔር ምስ ትውዓሊ ልቢ ይሃበና ኣሜን ናዓኹም ከኣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ

    @habtomfseahaye755@habtomfseahaye7553 жыл бұрын
    • ዋውውውው በሓቂ

      @user-ul5pu8uj6m@user-ul5pu8uj6m8 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንንንንንንንንንንንንን ቃል ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ተባረኹ ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብጣዕሚ ብዙሕ እልፊ ንመሃር ኣለና ንእንመሃሮ ኣብ ልብና የሕድረልና።

    @tesfaeiusnqey3283@tesfaeiusnqey32834 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna 💒💒💒🙏🙏🙏❤❤❤

    @meazabokretsion7583@meazabokretsion75833 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen

    @hamidasenay1660@hamidasenay16604 жыл бұрын
  • Amen amen Amen Brukqale hiwet yesmala

    @trhasgerye9257@trhasgerye92574 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ናይ ሂወት ቃል የስምአልና

    @user-yt8yq7ci5n@user-yt8yq7ci5n4 жыл бұрын
  • Nay behaki lbka zeresrs bereket nay abune shinoda mss kuluna ykun.nezom tergimkum nabana zebxahkmo dma egziabher bereketu yebzehalkum

    @andomestifanos8556@andomestifanos85564 жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ

    @geni2251@geni22512 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen abona zemenkum ybarek ab lbna yehdro mistiwal yhabena 🙏🙏🙏

    @RobiHaile@RobiHaile4 жыл бұрын
  • ቃል ሂወት የስመልና ኣቢና ናይ ኣገልጉሎት ዘበንክይም ይባርክ ኣምላክ

    @brehanegebreselase4291@brehanegebreselase42914 жыл бұрын
  • WOW!!! እታ ሓቂ መንፈሳዊ ህይወት ናይ ክርስትና እዚኣ እያ ብዘይ ንጎይታ የሱስ ክርስቶስን ንመንፈሱን ካልእ ከይሓዋወሱ ዝመሃሩ ኣቦ ሓቂ ዝተረድኦም ካህን ብትብዓት ምምሃሮም ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ይኹን ኩሉኹም ሓዋዊስኩም እትጽልዩ ኸኣ ዓቢ ለውጥን ምርዳእን ኣብ ሂወትኩም ይገለጽ ካልእ ዝፈላልየና ከምዘየለ ናብ ምርዳእ መንፈስ ቅዱስ የኹነልኩም ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽካ ዝተርጎምካዮ ብሩኽ ሓው

    @hannaabraha3144@hannaabraha31443 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃልሂወት የስማሀና

    @ZewenjelTinsea-wg3qf@ZewenjelTinsea-wg3qf9 ай бұрын
  • Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Abona xelotkum ayfeleyena

    @seare448@seare4484 жыл бұрын
  • ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኣሕዋት

    @nigstihenos4451@nigstihenos44513 жыл бұрын
  • ብሓቂ ግሩም ቃል ኣምላክ ክንደይ ይጥዕም ቃለ ሂወት የስመዓልና

    @tumzghi@tumzghi4 жыл бұрын
    • Alles Alles ich bin komme komme ääpä

      @semereahferom6535@semereahferom65352 жыл бұрын
    • Abona kale hiwet yesmialna🙏🙏

      @misganagoitom6584@misganagoitom6584 Жыл бұрын
  • Amen Amen Amen yehwat kal hiwet yesmalna ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛

    @sabrina4654@sabrina46543 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቅዱስ ኣቦና ሽኖዳ በረኸት ምስ ኩላትና ይኩን

    @user-ns9cg9uk4x@user-ns9cg9uk4x4 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐዓልና

    @user-yh7ks5qx6t@user-yh7ks5qx6t3 жыл бұрын
  • ናይ ብሓቂ ቃል አምላኽ ክንደይ ይጥዕም እዩ

    @musiezeriay2202@musiezeriay22022 жыл бұрын
  • Murray. Lbi akbrot yhalwena.

    @edenmehari481@edenmehari4813 жыл бұрын
  • Amen amen amen qale hiwet yesmalna Abona. Kemuwen tergimka tekrbelna zelka hawuna egzabher edmen tenann yhabeka segu yebzhalka

    @saraghirmai799@saraghirmai7994 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen 😍🙏🙏🙏

    @semerabbahbolom531@semerabbahbolom5314 жыл бұрын
  • ጸጉኡ የብዝሕ ተባረኹ።

    @gebremariam7918@gebremariam79184 жыл бұрын
  • ብሓቂ ጥዕም ቃል ሂወት ዝህብ ቃል

    @furtunamehansho8559@furtunamehansho8559 Жыл бұрын
  • Amen amen amen qal hiwet yesmaelna Egziabhier amlak xegu yebzhalkum

    @alemtikabo1730@alemtikabo17304 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen ❤

    @merhawithayle8010@merhawithayle8010Ай бұрын
  • Amen Amen Amen qal hewit yesmaelna kebren magosen Nizelamem Ni Ezighere

    @geriekesete1891@geriekesete18913 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለህወት የስመዐና

    @bihaftamaki6059@bihaftamaki6059 Жыл бұрын
  • ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ጸጋ በረከትኩም ኣይፈለየና

    @user-im9tt9pm4m@user-im9tt9pm4m2 жыл бұрын
  • Amen 🙏🏾 ❤️

    @xigewini7426@xigewini74262 жыл бұрын
  • Amen amen amen kela hiwet yesmaln

    @melatliya7005@melatliya70054 жыл бұрын
  • አሜን (3)⛪️🙏 በረከትኩም ኣይጋደፍና አቦና 🤲🤲🤲

    @Raki1204@Raki12043 жыл бұрын
  • Amen nay bhaki kale senay yesmalna

    @berekets4776@berekets47764 жыл бұрын
  • Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

    @robelmtrd@robelmtrd Жыл бұрын
  • ቃለ ሂወት የስማዓልና አቦና ናይ ብሐቂ ካብ መዓር ዝጣዓመ እንዲሕር ሀልዩ ቃል አምላክን ናይዞም አቦ እዚኦምን ትምህርቲን እዩ ናይብሐቂ ነዞም ተርጊምኩም ትሰዱልና ደኩም እግዚአቢሀር አምላክ ይባርኩምን ይቀድስኩምን አብ ትገብርዎ ጾምን ጾሎትን እግዚአቢሀር አምላክ ይስማዓኩም ኩሉ ግዜ ኢና ብሀንቆውታ ንጽበዮም ናይ ዞም አቦና ትምህርቲ

    @pboyjados1884@pboyjados18843 жыл бұрын
KZhead