ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ብኸመይ ፍርሃት ኣምላኽ ነሕድር" Sermon Pope Shenouda 3rd in Tigriyna "How to have fear of God"

2023 ж. 4 Мау.
508 419 Рет қаралды

#tewahdo #orthodox #Eritrean
#Eritrean #orthodox #tewahdo #ቤት #ፍቕሪ #እግዚኣብሄር
ርሑስ ብዓል ዳግማይ ትንሳኤ
~ኣቕራቢ ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር

Пікірлер
  • ተመስገን ነዚ ካብ መዓርን ጸባን ዝጥዕም ትምህርቲ ትምጉብና ዘለኹም ጸግኡ የብዝሓልኩም ንዓና ከኣ ኣብልብና የሕድረልና ፈጣሪ ነቦና ከኣ ኣብ ገነቱ የስፍሮም ኣሜን ተመስገን

    @nikedmosmsgna1333@nikedmosmsgna13336 ай бұрын
  • ህያው ቃል ንዘለኣለም ዝነብር ብህውት ከለው ምስ ሓለፉን ይምህረና ብስላም ዕረፉ ኣሜን

    @sahletesfay921@sahletesfay9217 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ደጊመ ደጋጊመ ምምናው ዝሳኣንክዋ ስብከት ❤❤❤😢😢😢🙏🙏ካብ ብዘይ እግዚኣብሄር ብሂወት ምንባር ምስ እግዚኣብሂር ኮንካ ሙማት ይሓይሽ🙏🙏🙏

    @fthawitnuwaye1293@fthawitnuwaye12937 ай бұрын
  • ቃለ ሂወት የስመዐና በረከት ክቡር ኣቦና የካፍለና።ካበይ ብፆሎት ዝበርታዖኩም ሓጥያተኛ ተስፋሚኪኤል ሓጥያተኛ ንግስተማርያም ኢሉኩም ኣብ ፆሎትኩም ሕሰቡና ኣሕዋተይ

    @vshjd9898@vshjd989811 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣብ ልብና የስፍረልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ካብ ማይን ጻባን ዝሕረ ዘረባ ዩ

    @amanweldit5549@amanweldit55498 ай бұрын
  • Kal hiwet yesmalna nay behaki netom nezi kudus kal hiwet be tegriya tergimkun abi berket zekflkumna fre xamkum Egzabiher Amelk yehbkun 🙏🙏🙏

    @sabatikabo2310@sabatikabo231010 ай бұрын
  • ኣንቱም ብሩዃት ማሕበር፡ኣዚና ኢና ነኽብረኩም፡ ምኽንያት መኽበሪና ድማ እዚ ቅዱስን ክቡርን ቃል ስለ ተዳልዉልና፡ ብስም ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስጋና ይብጻሕኩም። ብዙሕ ተባረኹ ዞም ኣሕዋተይ፡

    @debresahlsintmichael9779@debresahlsintmichael977911 ай бұрын
  • ቤት ፍቅሪ እግዝአብሄር አምላክ ጸግኡ ይብዝሃልኩም 🙏🙏🙏ኣብዝትሓልፍ መንግስቱ ይዘክርኩም 🙏🙏🙏

    @lucheagirmatsion6350@lucheagirmatsion63506 ай бұрын
  • ትረኻ ትርጉም ብጣዕሚ ሰሓብን መሳጢ እዩ❤❤❤❤

    @PrinceTk@PrinceTk6 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ልቦና ይዓድለና 🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️

    @chahinecell1028@chahinecell102811 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣምላክ ከይተነሳህና ብዘለናዮ ከይንጠፍእ ብዓይኒ ምሕረቱ ሪኡ መገድና የቕንዓልና!

    @user-yg3fg9ep6s@user-yg3fg9ep6s7 ай бұрын
  • ቃል ኣምላክ የስመዐና ክብር ኣቦና❤❤

    @user-ob4tn4vz5r@user-ob4tn4vz5r6 ай бұрын
  • ገሪምኒ ኩሉ ገሊጽዎ ኣብ ነብስና ዘሎ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

    @sebyumekseb4939@sebyumekseb493910 ай бұрын
    • ❤❤❤

      @michaelissack9271@michaelissack92719 ай бұрын
  • ተርጊምኩም ንክንካፈል ዝገበርኩምና እግዚኣቢሄር ፍረ ጻማኩም ይኽፈልኩም ናይ ባሓቒ ማሃራይ ምስትዉዓል ዘድልዮ እዩ ቃለ ሂወት የስማዓልና 🤲🏽

    @titigirmay1102@titigirmay110211 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣቦና ደስ ዝብል ቃል ኣምላኽ ምሕርኩምና ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘድተወዕል ዓይነ ልቦና የሕድረልና ፈጣሪ 🙏

    @Fekarkun@Fekarkun11 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስዐልና ደስ ዝብል ትብህርቲ ኣብ ልቦናና የስፍሮ ኣምላኽ 🙏🙏🙏🙏

    @gugq6569@gugq65696 ай бұрын
  • Amen amen amen qalehiwet yesmalna ቤት ፍቅሪ እግዛብሄር ።ኣምላክ እዛ ቻነልና ትዕበየልና ዓቢ ትምህርቲ ንረክብ ኣለና።ቶርጋማይ እሞ ብሓቂ ኣምላክ ባሪኪካ እዩ ብጣዕሚ ጥዑም ድምጺ ዘለካ ልክዕ ነቦና ባባ ሺኖዳ ኢካ ትጥዕም ጸጋ ኣምላክ ኣብ ልዕሊኻ ይውረድ።

    @fqadkaamlakey9489@fqadkaamlakey948911 ай бұрын
  • ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣባ ።ንዚ መደብ ብተገዳስነትን ብንቃሓትን ተጊህኩም ሀዝቢ ከይጠፈአ ብትግሃት ክትዓዩ ክተገልግሉን ካብ ቲ ልዑል ኣምልኽ ሓይልን ብርትዐን ረኪብኩም ኢኩሞ ኣልፋን ኦሜጋን ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን። ኣምልኽ ዓስብኩም የዕቢ ።

    @dontblameme596@dontblameme59611 ай бұрын
    • Amen

      @user-jz8nt8tc9g@user-jz8nt8tc9g7 ай бұрын
  • ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና

    @lemlemyoutube@lemlemyoutube9 ай бұрын
  • ደስ ናበለኒ እየ ሰሚዐያ ካብ ምድቃሰይ ተላዒለ ኣብ ኣእምሮና የስፍረልና ቃል ህይወት የሴመዐልና ነዚ ዘቅረብኩምልና እውን እግዚአብሔር ይባርክኩም❤❤❤

    @user-gc9se2bf9t@user-gc9se2bf9t5 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ንኹሉ ፍርሃት ኣምላኽ ክህልወና ድማ እቲ ኩሉ ዝኽእል ጸግኡ የብዝሓልና።

    @user-tk7fs1gk6j@user-tk7fs1gk6j11 ай бұрын
  • Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum

    @user-xf8lw7ik4w@user-xf8lw7ik4w6 ай бұрын
  • ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤❤❤

    @tesfittesfit2699@tesfittesfit26997 ай бұрын
    • 🎉

      @gheberzegabehernuguse5562@gheberzegabehernuguse55626 ай бұрын
  • አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እዚ ሕጂ ዘለ ድፍረት እንተድርኡስ እንታይ ምበሉ ምኽንያቱ እዚ ስብከት ቅድሚ 31 ዓመት ዝተሰብከዩ

    @biemnethidru5663@biemnethidru566310 ай бұрын
    • Egzio mharene krstos tray yu zebil 😢😢😢🙏🙏🙏

      @fthawitnuwaye1293@fthawitnuwaye12937 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ጎይታይን መድሓኒየይን እየሱስ ክሩስቶስ ይቅረ በለልና

    @ManaAbraham-fh1cs@ManaAbraham-fh1cs10 ай бұрын
  • ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኹም ዝሰማዕናዮ ኣብ ልቦናና የሕድረልና ኣሜን

    @user-ds4pv9by5r@user-ds4pv9by5r11 ай бұрын
  • Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

    @robelmtrd@robelmtrd7 ай бұрын
  • ቃል ህይወት የሥመዐልና ኣምላክ አብ ልበና የሕድሮ ክንደይ ከ ይጥዕም እዩ ቃሉ❤☺🙏

    @selamgaltewahdo5510@selamgaltewahdo551011 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና🙏♥️

    @user-bm5tb1ti3d@user-bm5tb1ti3d11 ай бұрын
  • አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና! እግዚኣብሄር ስሚዑ ዘተግብር ጽሩይ ልቢ ይሀበና አሜንንን

    @mihretefremand0m773@mihretefremand0m77311 ай бұрын
  • AmEN amen amen kale hiwet kale berkete yesmalna senya ♥️ 🙏

    @tsegaygebremedhin2233@tsegaygebremedhin223311 ай бұрын
  • ቃል ህይወት የሰምዐልና ክብር ኣቦና 🙏🙏🙏

    @beentbeent@beentbeent7 ай бұрын
  • አሜን ቃል ሂወት ዘስማካና አሜን ቃል ሂወት ዘስማካና አሜን ቃል ሂወት ዘስማዓና 🕊️❤️🕊️🙏🏽🕊️❤️🕊️

    @eritreaasmerom860@eritreaasmerom8604 ай бұрын
  • ቃል ህወት የስማዓልና ቁዱሳን ኣቦታትና ነዚ መደብ ተገድስኩም ነዕና ምእመናን መገዲ ኣምላኽና ንኽንሕዝ ትገብርዎ ጻዕሪ ኣምላክና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ሓይሉን ጥበቡን ይሃብኩም

    @FtsumMebrahtomBestGentleman@FtsumMebrahtomBestGentleman11 ай бұрын
  • Amen amen amen qali hewit yesmalna

    @user-em8mn3gw5n@user-em8mn3gw5n7 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃል ህይዉት. የሰመዕለና. እግዝአብሀሄር አምላክ. አዑንት. ለባና የሂቦና❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    @sbegge7121@sbegge71216 ай бұрын
  • ቃለ ሕይወት ያሰመዐልና አቦና ህንደይ ደሰ ክብል ብሓቂ

    @user-sq5ni5fv3v@user-sq5ni5fv3vАй бұрын
  • ኣሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ህያው ቀል ንዘልዓለም ዝነብር ቃል አዩ።

    @TigrayTigray-xb3gk@TigrayTigray-xb3gk26 күн бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና በረከቶም ጦሎቶም ኣይፈለየና

    @user-df5br5og2s@user-df5br5og2s10 ай бұрын
  • Aemn Aemn Aemn ❤️🙏❤️

    @titititi2598@titititi259810 ай бұрын
  • ቃል ኣምላኽ የስመዓልና ኣብ ልብና ይቁም 🙏☦❤❤❤

    @user-lt9sf2vt7i@user-lt9sf2vt7i7 ай бұрын
  • AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN QAL HIWET YESMALNA AMLAK AB LBNA YEHDRO

    @simonweldit@simonweldit9 ай бұрын
  • ሰላም ላቺ ይሁን እካን በሰላም መጣሽ እግዚአብሔክ ይመስገን ስለሁሉም ነገር አሪፍ ነገር ነዉ ያሰማሽን ከልብ እናመሰግናለን ፈጣሪ ይባርክሽ በዉነት አሪፍ ቆይታ ነበር ቅድስት ሀገራቺንን ሰላም ያድርግልን አሜን አሜን አሜን

    @kana6806wertyu@kana6806wertyu10 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓና

    @rozinatsegay@rozinatsegay7 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስመዓልና፥ ኣሜን/3/❤🥰😇🙏🏾

    @IbelongtoJesus123@IbelongtoJesus12311 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አባና

    @user-zz7jy2el3s@user-zz7jy2el3s9 ай бұрын
  • እግዚአብሔር ይሃበልና ❤ አቦየ አቦ ፍቅሪ

    @user-wm9jf3tu3i@user-wm9jf3tu3i11 ай бұрын
  • ቃል ህይወት የሰምዐልና ክቡር ኣቦና🙏

    @onesecond4186@onesecond41868 ай бұрын
  • ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦዋይ❤

    @user-hy6px3bw9s@user-hy6px3bw9s9 ай бұрын
  • ካብ ብዘይ እግዚኣብሔር ብህይወት ምንባር ምስ እግዚኣብሔር ኮንካ ምማት ይሓይሽ❤።

    @user-xb7lq4rc5v@user-xb7lq4rc5v11 ай бұрын
  • Amen amen amen 🙏 qale amlak yeamalen ❤❤❤

    @danielawet3607@danielawet36077 ай бұрын
  • ❤❤❤❤❤ቃለ ህይወት የስመዐና

    @shewitkidane8306@shewitkidane83067 ай бұрын
  • ❤❤አሜን አሜን አሜን ቃል ሕይወት ያስመዕልና ክብሩ አቦታ ልብና ይክፈተልና አምላክ😢😢😢😢😢

    @samiaha6007@samiaha60076 ай бұрын
  • Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna kubr Abona ♥️♥️♥️🙏🙏🙏

    @wediandaywedianday6575@wediandaywedianday65758 ай бұрын
  • Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna ab lbna yehdro

    @yordanoskidane197@yordanoskidane19711 ай бұрын
  • እግዚአብሔር ከፍራት ይጠብቀን እያወቅን ሳናቅ ከምንሰራዉ ሐጢአት ይቅር ይበለን እማምላክ ወላዲተ አምላክ ከልጃ ከወዳጃ ታስታረቀን ታማልደን አሜን አሜን አሜን አቤቱ እደምህረትህ እደቼርነትህ ማረን ይቅር በለን

    @kana6806wertyu@kana6806wertyu11 ай бұрын
  • Amen Amen Amen Qal Hiwet yesmealna 🙏🙏🙏

    @yordanostesfay3100@yordanostesfay310010 ай бұрын
  • አሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ኣቦና በረከቶም ይሕደረና ሰሚዕና ኣብ ተግባር ክንነብረሉ ቅዱስ እግዚኣብሔር ይሓግዘና ❤

    @astu4771@astu477111 ай бұрын
  • Amen amen amen qel Hewit yesmalna abuna

    @hagosmahari6992@hagosmahari699210 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስማዓና❤❤

    @redaebeyn5322@redaebeyn53227 ай бұрын
  • ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕድሮ❤

    @galmdreyoutube2584@galmdreyoutube258410 ай бұрын
  • Amen amen amen Qal hiwet yesmalena

    @zebibbrahnu6800@zebibbrahnu680011 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና 🥰😊

    @user-fe2pn4oi9n@user-fe2pn4oi9n7 ай бұрын
  • Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna❤❤❤

    @nebyatkeshiberaki9175@nebyatkeshiberaki91758 ай бұрын
  • አሜን ፫ ቃል ህይዉት ያሰመዐልና ክብር አቦና ዘሰመዐናዮ አበ ፅላት ልብና ያሕድሪለና እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤

    @Haea-kk2zi@Haea-kk2zi8 ай бұрын
  • Amen (3) kale hwet yesimeaelina 🙏🙏🙏

    @selamawitwe3213@selamawitwe321310 ай бұрын
  • አሜን ቃል ህይወት የሥምዐና ኣቦና በረከቶም ይሕደረና

    @Taemo767@Taemo76711 ай бұрын
  • Amen Amen Amen behaki kali hiwet yesmealina Abona breketkum abana yehdero amlak 🙏🙏🙏

    @shewittesfastion3276@shewittesfastion32767 ай бұрын
  • Amen amen amen 🙏 kal hewatti ysmanani 🙏💕🙏💕🙏💕

    @meheretgilamicheal9520@meheretgilamicheal952010 ай бұрын
  • አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ❤❤❤

    @aggggv7035@aggggv70358 ай бұрын
  • ብርግጽ ኣቦና ቃል ህይወት የስማልና ኣቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @user-di9mn8rt6e@user-di9mn8rt6e23 күн бұрын
  • ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያሰማልን❤❤🌻🌻

    @amnaslama4484@amnaslama44849 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የሰማዕልና ኣቦና ኣሜን❤ኣሜን♥️ኣሜን ❤️

    @HermonSahle-pt6xo@HermonSahle-pt6xo8 ай бұрын
  • ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ጸጋ የብዝሓልኩም በሓቂ ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድረልና❤🎉😊።

    @user-xb7lq4rc5v@user-xb7lq4rc5v11 ай бұрын
  • ናይ በሓቂ ቃል ሒወት የስመኣልና❤

    @zmamberaki5030@zmamberaki50304 ай бұрын
  • Amen amen amen qal hiwet yesmalna

    @user-xf8lw7ik4w@user-xf8lw7ik4w7 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና

    @Hana-ji4qg@Hana-ji4qg11 ай бұрын
  • ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና በረኽቶም ይሕደረና

    @sahletesfay921@sahletesfay9217 ай бұрын
  • ቃል ህወቱ ይሰመዐልና ❤❤❤❤😢😢😢😢

    @user-eu5vq8vt9k@user-eu5vq8vt9k6 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና 🙏🙏🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪💒💒💒💒

    @cjrchgg830@cjrchgg8305 ай бұрын
  • ቃልል ሂወት የስምዓልና ኣቦና 🙏🙏🙏 ❤❤❤❤

    @WwfFwef@WwfFwef5 ай бұрын
  • God Bless You Amen Amen Amen.

    @robelmtrd@robelmtrd7 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ኣብ ልብና የሕድሮ🙏🙏🙏

    @rakigabrmdehn6660@rakigabrmdehn666010 ай бұрын
  • Amen amen amen qalehiwet yemeana ❤

    @tigraweytieyegalzomjeganuz676@tigraweytieyegalzomjeganuz67611 ай бұрын
  • ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና አባና ❤❤❤✝️🤲

    @norhor2661@norhor26616 ай бұрын
  • ቃልል ሂወት የስምዓልና ኣቦና

    @TesfuMuhur-sk5oo@TesfuMuhur-sk5oo6 ай бұрын
  • ብሓቂ ደስ ዝብል ቃል ሂወት ይስመዐና ኣብ ልብና ይሕድሮ

    @Haile-pp3bz@Haile-pp3bz11 ай бұрын
  • Amen kal hiwet yesmalna kbur hawna. Edmen tienan yhabka Amlak.

    @AD-pi4dk@AD-pi4dk11 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ኣብ ልብና ይሕድሮ

    @goytomhabtom1208@goytomhabtom12089 ай бұрын
  • ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ኣብ ፅላት ልብና የሕድረልና

    @halefomgobru6779@halefomgobru677922 күн бұрын
  • ቃል ህይወት የስማአልና አሜን

    @teberehabraha4172@teberehabraha41725 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ያስመዕና ኣቦና ምኽሩኹም ሰምዕና ክንትግብሮ ኣምላኬ ይሓግዘና ብብርሃን መንገዱ ይምርሐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲😢

    @user-ep1nc4eo2e@user-ep1nc4eo2e7 ай бұрын
  • ቃል ህወቱ ይሰመዐልና❤❤❤

    @salmasalma-en2ef@salmasalma-en2ef7 ай бұрын
  • ኣሜን ፫ ቃለ ህወት የስምዐልና ኩቡር ኣቦና 🙏✝️🕯️🕊️💧💖❤❤❤

    @medilove9633@medilove96336 ай бұрын
  • Amen kal hiwet yesmalna.

    @aranshifessehaye4811@aranshifessehaye481110 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤❤

    @mebrhitmezgebe4780@mebrhitmezgebe478010 ай бұрын
  • ኣሜን ቃለ ህወት ይሃበልና ኣቦና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @SnitGhere-uz2in@SnitGhere-uz2in7 ай бұрын
  • Amen kal hiwet yesmalna🙏

    @diana06081@diana0608111 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመአልና ክቡር ኣቦና ❤❤❤

    @raeeeer-xx5sy@raeeeer-xx5sy3 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና 🙏🙏🙏

    @tesfaldetmahari5661@tesfaldetmahari56619 ай бұрын
KZhead