"ጌና ኣብ ዓለም ከለኻ ኣብ ገነት ምንባር" ሰነዳዊ ፊልም ገዳማት ኤርትራ 2ይ ክፋል Eritrean monastry documentary part2

2024 ж. 23 Нау.
83 032 Рет қаралды

ሂሩት ቲቪ ሰነዳዊ ፊልምታትን ዝተፈላለዩ ንመንፈሳዊ ህይወትና ዘነቓቕሑ መደባትn ዝፍነወሉ'ዩ። ስድራቤትና ብምዃንኩም ነመስግን
ኣብ ጸሎትኩም ደግፉና ሰላም ዝሰፈኖ ዘመን ይግበረልና፡ ናይ ካልኦት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም ውን ኣብዚ ኣለኩም፦
ገዳም ደብረ ጽጌ ግንባ ልዑል ኣቡነ ዮናስ • "ዘይዛረቡ ግና ዝበሃል ዘለዎም" ሰ...
• ክሳብ ሎሚ ዘይፈለጥናዮ ዝዓብየ ኢየ...
• ወናኒ ክልተ ገዳማት ኣቡነ ብጹእ ኣ...
ገዳም ኣቡነ ዮሃንስ ቴድረር • "እቲ ቅኑዕ ሓጎስ' ገዳም ቅዱስ ዮ...
ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ • ገዳም ጻዕዳ እምባ ስላሴ ተኣምራታዊ...
blessed land; • ብርኽቲ መሬት blessed land ...
gedam abune mnasie/aba smon • ሕቡእ በረኸት! ገዳም ኣቡነ ምናሴ...
ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን • ተገሪመ ፡ ተሓጒሰ ሓዚነ ኣለኹ። ሰ...
ገዳም ማርያም ዓይላ • ደስ ዘብልን መሃርን ግዜ ኣብ ገዳም...
ካልኦት ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል ኣብዛ ቻነል ተመዝገቡ።
እኩብ ሰነዳዊ ፊልም ናይ ዝተፈላለዩ ገዳማት • ሰነዳዊ ፊልም ገዳማት ኤርትራ 1ይ ...
ገዳም ደብረ ጽጌ ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ • ብሃንቀውታ ትጽበይዎ ዝነበርኩም ገዳ...
ገዳም ኣቡነ ገብረመንፈስ ቅዱስ ደርዓንቶ • abune gebremenfes qdus...
ገዳም ኣቡነ ዘሚካኤል ዓዲ ዃላ • ሓጺር ሰነዳዊ ፊልም፡ ገዳም ኣቡነ ...
ገዳም ኣቡነ ኣብሳዲ ደብረ ክሳሄ • "መን'ዩ ድኻም ኢልኩም" ዘገርም ...
ማየ ጸሎት ኣባ ሰላማ ከባቢ ዓዲ ቐይሕ • "abune selama document...
ገዳም ኣባ ዮናስ ደብረድሁሃን ማይምነ • ካብ መቓብር ዝፍልፍል ዘይቲ ዘለዎ ...
© Copyright: All Rights reserved. @datlove
subscribe our you tube channel for more videos

Пікірлер
  • ናይ ብዙሓት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም'ዩ። ብዙሕ'ኳ ዝጎድለና እንተኾነ ዝያዳ ክንብርትዕ ደግፉና። ስድራ ናይ እግዚኣብሄር ብዘይቀልዓለም ብዙሕ ጻዕሪ ዝፈሰሶ ስራሕ'ዩ። share like comment subscribe እናበልኩም ኣበራትዑና። ከም ዝተባረኽክምሉ ኸኣ ንገሩና እግዚኣብሄር ዘመንና ይባርኽ።

    @datlove@datloveАй бұрын
    • እግዚኣቢሄር ጸጋ ይብዝሓልካ ሓውና ድያቆን ይርድኣና ኢዩ ጻዕሩን ድካሙን ።ከምቲ ንስካ ኩሉ ግዜ ትብሎ መንግስቲ ኣምላክ ብክንደይ ድካምን ጻዕርን ኢያ እሚ ኣምላክ ዓስቢ ድካምን ጽዕርካን ይርአ።

      @semeretesfaghabir186@semeretesfaghabir186Ай бұрын
    • ተባረክ 🙏❤️

      @almazsemere6802@almazsemere6802Ай бұрын
    • አበየናይ ከባቢ ናይ ኤርትራ ይርከብ???ክንከይድ ተደለና

      @adeytube6750@adeytube6750Ай бұрын
    • ጽቡቕ መደብዩ ኣይተቋርጽዎ

      @adeytube6750@adeytube6750Ай бұрын
    • Xegau yebzahlkum yehwat

      @merontekleab8257@merontekleab8257Ай бұрын
  • መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ሓደራ ነዚ ቁዱስ ስፍራ እዚ ምስ ስድራይ መጽየ በረኸቱ ክካፈል ኣብቀዓኒ 🙏🙏🙏🙏

    @tsegino5553@tsegino5553Ай бұрын
    • Assssyyyyyyy

      @tesfubeyene2111@tesfubeyene211111 күн бұрын
  • በዓል ገዳም ኣቡነ ኣብራንዮስ እንዳቦና፡ ኣቡነ ሊባኖስ ሃም፡ ገዳም ኣቡነ እንቆብርሃን ደቂ ሸሓይ፡ ኣቡነ ኣብየ እግዚእ ከባቢ ደቀምሓረ ማይ ዕዳጋ ----ወዘተ ካልኦት ገዳማት ሃገርናን ማየ ጸሎታትናን ኣድባራትናን ክተምጽኡልና ብትሕትና ንሓትት

    @user-pk8lu9tf2q@user-pk8lu9tf2qАй бұрын
  • ተባረክ ዳት ሓዉይ ምስ መሳርሕታካ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣቲና ነባረተዖዮም ፍቅራት ስድራ እግዚአብሔር

    @medhini7477@medhini7477Ай бұрын
  • መንፈስካ ዘሕድስ ቅዱስ ስፍራ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ዘህድእ መንፈሱ የብዛሓልና

    @simonkifleyesus3929@simonkifleyesus3929Ай бұрын
  • ናይ ኣቡነ ዮናስ በረከቶምን ረዲኤቶምን ይሕደረና ኣሜን💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏

    @ephriemmichael@ephriemmichaelАй бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ናይ ኣቦና የናስ በረከትም ምስ ኩላትና ህዝብ ክርስቲያን ይኩን❤❤❤❤❤❤

    @genetzereabruk7001@genetzereabruk7001Ай бұрын
  • እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም። ደብረ ምዕዋን ኣቡነ ብጹኣምክ ከኣ ብጽሕዎ ሓደ ካብቲ ቅዱስ ስፍራ ቅዱሳን ሃገና ኢዩ።

    @HagosBrhane-jd1rx@HagosBrhane-jd1rxАй бұрын
  • ብጣዕሚ መሳጥን መሃርን እዩሞ ቡዙሕ ዘይተበርበረ ገዳማት ኣለና ብዓቅሙኩም ከተፍሉጥና ንምሕጸን . እግዝኣቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም. ድያቆን ኣንጎሶም ተክለወይኒ ቀጽሎ ካብቶም ቡሉጻት ነድንቆም ኢካ ። ❤❤❤❤

    @BereketAtaklti@BereketAtaklti13 күн бұрын
  • ኦኣምላክ ስደትና ኣሕፅረልና ከመይ ናብ ገዳም ክከይድ ሰናይ ፍቃካ ይኩን ኣሜን(3)

    @user-yl7cz9kj3i@user-yl7cz9kj3i24 күн бұрын
  • እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልኩም በርትዑ!!!

    @davoaman5402@davoaman5402Ай бұрын
  • ኣብየቱ እግዚአብሔር ዝሓለፈ ይኣኽለኩም በለና ንመላእ ህዝቢ ክርስቲያን ሰላምን ፍቕሪ ሀበና። ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ካብ ኤርትራ ድማ ናብ ኢትዮጵያ ቅዱሳን መኻናት እንበፅሓሉ በረከት እንካፈለሉ ዘመን ኣመፀኣልና ኣሜን።

    @tsegaynetsereab8167@tsegaynetsereab816725 күн бұрын
    • አሜን🤲🥺

      @user-pm2ul5pg1r@user-pm2ul5pg1r13 күн бұрын
  • ❤❤❤nafqot gedamatna bertiuna nay bahaqi edlegnatat ikum ahwatna amlak msakum ykun ❤❤❤

    @user-fy6kv3iw1i@user-fy6kv3iw1i17 күн бұрын
  • ናይ ኣቦና ኣቡነ ዮናስ ረድኤቶምን በረከቶምን ምስ ኩላትና ይኩን

    @fithawitnegash2952@fithawitnegash2952Ай бұрын
  • ኣዳላዉቲ ናይዚ መደብ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ዕድመ ጸጋ ይሃብኩም።

    @HagosBrhane-jd1rx@HagosBrhane-jd1rxАй бұрын
  • ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ🥰🥰👏👏👏👏

    @user-ei7em1fd6h@user-ei7em1fd6h26 күн бұрын
  • ኣሰይ ኣምላከ ቅዱሳን ጸግኡ የብዝሓልኩም ክቡራት የሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ናይ ኣቦታትና ስፍራ ከተላልዩና ነዚ ቪድዮ ብምስራሕኩ ብታዕሚ ነመስግን ።❤❤❤

    @BinyamOkbazgi-gj3yt@BinyamOkbazgi-gj3ytАй бұрын
  • ድያቆን ሓወይ ጸጉኡ የብዛሓልኩም፡ፈጣሪ ቀጽሉዎ ይሕዋተይይይ❤❤❤❤❤

    @dawittesfamariam9710@dawittesfamariam9710Ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ስደትና የሕጽረልና ከምቲ ናይ ቀደም ዓመት ዓመት ክንነግድ ኣብቲጎቦ እዳዮናስ መይዶሎዎ ሜስ እዳበልና ክንኣቱ ከለና ኮቦሮና ሒዝና ክንምለስ ከለና ካኣ ጮሞርና ሒዝና ጸበልና ሒዝና ዳሓንያ ዋዓሉ ኣቦየናስየ ስጋዕ ናዓመታ ንምለስየ እደበልና ንፋኖ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️

    @hss2423@hss242325 күн бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏❤️✝️❤️✝️❤️✝️🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    @g776yy3@g776yy3Ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ።ብሓቂ ን በዚ እተቕርቦ ዘለኻ ንዕዘብ ( ንከታተል) ፍርቂ ናይ ብኣካል ተኻፈልቲ በረኸት ኮይኑ ዩ ዝስምዓና ሰላም ውን ይዓስለና እግዚኣብሄር ስደትና የሕጺሩ ተኻፈልቲ በረኸት ናይ ኩሎም ቁዱሳን ስፍራ ገዳማትና ክንከውን የብቅዓናን ቅዱስ ፍቓዱ ይኹንን።ኣዚና ኢና ነመስግነካ ሓውና ድያቆን ዳት ምስ ኩሎም ስዓብትኻ(መጋዕዝትኻ)እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣስቢ ቁዱሳን ይኽፈልኩምን ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልኩምን ❤❤❤

    @wdasenguse8552@wdasenguse8552Ай бұрын
  • Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina yahewat xega ybzhalum❤❤❤ bereketomin redatomin qudusin Abotatina ayfeleyena ❤

    @abrhetteklemaryam9781@abrhetteklemaryam9781Ай бұрын
  • Amen 🙏🏽 Amen 🙏🏽 Amen 🙏🏽 Qal hiwet yesmalna kuburat Abotatna 🤲🏽🤲🏽🤲🏽♥️♥️♥️♥️💐🌹🌷💐🌹🌷💐🌹🌷🌾🌾🌾

    @abbyha7518@abbyha7518Ай бұрын
  • Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna 🙏 🙏 mexina nrio ygberena bnay abona xadik aba Yonas xelotomn redietom yebzhalna Amen Amen Amen 💕 💕 💕 💕 ❤❤❤❤

    @maazahaile5641@maazahaile5641Ай бұрын
  • AMEN AMEN AMEN qalehiwet yesmaoana mdri gedam Abotatna knregx yebqaoana egzabiher ❤❤❤❤

    @mihretkidane8294@mihretkidane8294Ай бұрын
  • Hirut Tv ,,,kemey wedey Egzisbiher adiluka eway fetrulka entay zbel mrqa eyu zeleka ,,,,,Fetari xegu yebzehalka . Amlak n hagernan🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hzbnan ybark. Ab xelotkum kea aytresuna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏!!!!

    @fishwish2719@fishwish2719Ай бұрын
  • ኣሜን ኣብቲ ጸሎትኩም ኣምላኽ ይጸብረና🙏🙏🙏🙏

    @alemyohannes2084@alemyohannes2084Ай бұрын
  • ቃል ህወት የስማዓና 🙏🙏🙏

    @user-ns9pw1zg4q@user-ns9pw1zg4q10 күн бұрын
  • እግዚአቢሔር ንሃገርና ሰላምን በረኸት የብዛሓላ።ናይ ኣቦና ዮናስ በርኸትን ጸሎትን ምስ ኩሉና ይኹን። ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።እልልልልልል የቀንየልና ብሩኻት የሕዋተይ እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልኩም።ኣሜን❤❤❤

    @elk5824@elk5824Ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና በረከቶምን ጸሎቶምን ናይቶም ቁድሳን አቦታትና አይፈለየና ናይ ብሃቂ ደስ ዝብል አግዚአብሄር አምላክ ነቶም አዚ ገዳማትና አናዘርኩም ተላሉና በረከት ተካፈልቲ ክንከውን ትገብሩ ዘለኩም አግዚአብሄር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባሪከልኩም ቀጽልዎ ገዳማትና ዘይንፈልጦ ብዙሃት ገዳማት ፈልጥና

    @ghenetghile3642@ghenetghile3642Ай бұрын
  • Bhaqi des zebl medeb burukat yhwat 🙏🙏🙏fetari xega bereketu yebzhalkum 🙏🙏kab zelenayo sdet temelisna nnegdelu ygberena🙏🙏🙏

    @lidyabereket7293@lidyabereket729320 күн бұрын
  • ዲያቆን ጋዜጠኛ ዳት እግዛብሔር ምስካ ይኩን 💒⛪️✝️🇪🇷

    @user-cz1zz2gk2g@user-cz1zz2gk2gАй бұрын
  • ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

    @user-gd4ym6jt3j@user-gd4ym6jt3jАй бұрын
  • አሜን አሜን አሜንንን ቃል ህወት የስማአልና ጸሎትን ናይ አቡነ ዮናስ አይፈለየና❤❤❤❤❤❤❤

    @user-ox1lk3om3y@user-ox1lk3om3yАй бұрын
  • ኣሜን(3)🙏🙏🙏

    @user-ns9pw1zg4q@user-ns9pw1zg4q10 күн бұрын
  • ናይ ብሓቂ ንፉዓት ስድራ ቤት ኢኹም እግዚኣብሔር ጸጊኡ የብዛሓልኩም፡ኣብ እትገብርዎ ጾሎት ደግፉና ኢኹም ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም።

    @simret.bereket6400@simret.bereket6400Ай бұрын
  • Amen amen amen qale hiwet yesmealna tselot nay kudusan abotatna ayfeleyena❤❤❤

    @fetaritium5552@fetaritium5552Ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና ሓወይ ቡሩኽ

    @fshationkidane8007@fshationkidane8007Ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና ገዳማት ዓድና ተመሊስና ንሳለመሉ ይግበረና ኣሜን❤❤❤

    @merhawiberaki9610@merhawiberaki9610Ай бұрын
  • Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna ❤❤⛪️⛪️⛪️

    @yonasyoni6474@yonasyoni6474Ай бұрын
  • Amen qale-hiwet yesmealna bteami deszbel tekafelti breketom ygberena ❤❤❤

    @emebrhadey-xv7hm@emebrhadey-xv7hmАй бұрын
  • Nay abona yenase berekete Rediato yehderelna Amen 🙏❤️❤️❤️❤️

    @user-jt2wb1ls6k@user-jt2wb1ls6k9 күн бұрын
  • አሜን (3)ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡረይ ብዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 👏♥️🌿

    @salamassalama1671@salamassalama1671Ай бұрын
  • ኣብዚሑ ፀግኡን በረኸቱን የብዝሐልኩም ❤❤

    @user-oj2zs7if8k@user-oj2zs7if8kАй бұрын
  • አሜንንን ቃለ ሂይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኢ የብዝሓልኩም ናይዚ ተሳተፍት በረከት ይግበረና እግዚአብሔር 👐⛪👐

    @user-mo7if2fw9x@user-mo7if2fw9xАй бұрын
  • ብጣዕሚ ከምዚ ጌርኩም ገዳማትና ከተላልዩና ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡራት ይሕዋት።ኣነስ ናይ ቅዱስ ዮውሃንስ መጥመቅ ገዳምስ ኣብ ሃገርና ይህሉ ዶ ይኸውን ይብል ኔረ።እግዚአቢሔር ይመስገን።ኣሪእኹምና ብሩኻት ኣቦታትናን የሕዋትናን እግዚአቢሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ከም ፍቓድ እግዚአቢሔር ንበጽሓኩም ይግበረና ።ቅዱስ ዮውሃንስ መጥመቐ መሎከት፡ሓዋርያን ነብን ካህንን ሰማእትን ዓቢ በረኸት ዩ። ጸሎቱን በረኸቱን ምስ ኩሉና ይኹን ኣሜን❤❤❤። ሰብሓት ለእግዚአቢሔር ሉዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

    @elk5824@elk5824Ай бұрын
  • Amen amen amen nay abune yonas bereketu redietun ayfeleyena❤❤❤

    @yonastesfaslase-pn9ci@yonastesfaslase-pn9ciАй бұрын
  • Bitaimi des kitbil qalehwet yesmalna qexiliwo lueul egziabiher misakum yikun aytitehalelu

    @hanaberhe6747@hanaberhe6747Ай бұрын
  • ከነደይ ደስ ክብል ተመስገን በረኸት ቅዱሳን ገዳማትን የሕድረልና. ክብር ሓውና ቀጽለሉ ፀጉኡ የብዝሕልካ

    @user-je4kj7sk6k@user-je4kj7sk6kАй бұрын
  • Egziabher amlak fqadu koynu adna temelisna bsga nbexho ygberena, dyaqon kea egziabher amlak xegu yebzhalka .🙏🙏🙏

    @yohanasemere3017@yohanasemere3017Ай бұрын
  • እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ቅዱሳት ገዳማትና ክንዕቅብ ክንሃንጽ ድማ ይደግፈና ❤❤❤

    @danielhabtom4569@danielhabtom4569Ай бұрын
  • Amen amen amen kale hiwet yesmaln egziabher fkadu koynu abeu yebxhalna

    @mihrettesfay@mihrettesfayАй бұрын
  • DAT hawey Ms mesarhtka btamiye zemesgneka Egzabiher Amlakna xegan tbebn yebzhalka ❤❤❤❤❤ am proud of you ma bro ab CBSS with Diacon Mili bzuh indikum mhirkmuni and hjika komu blbie zemesgneka ❤❤❤❤

    @Wiwi802@Wiwi802Ай бұрын
  • ናብዚ ቅዱስ ስፍራ ንኽንበጽሕ እግዝኣብሄር ብጸግኡ ይደግፈና ❤❤❤❤❤

    @merimeri3210@merimeri3210Ай бұрын
  • Amen🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    @godgivegodtakes1149@godgivegodtakes1149Ай бұрын
  • Goytana eyesus krstoss xegu yebzehalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤

    @HawAwetye@HawAwetye13 күн бұрын
  • ኣሜን(3)

    @kidanenwatu598@kidanenwatu598Ай бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤ደስ ዝብል እግዚኣብሔር❤ፍቅሩን ሰላሙን ይልኣኸልና❤ቤተ-ክርስትያናን ሃገርናን❤❤❤ሓይልን ጽንዓትን ይሃበና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @NegassiNebai-wm5me@NegassiNebai-wm5meАй бұрын
  • Amen Kal hiwet yesmealna amlak xagu yebzhalkum bereikt nay abotatna yhalwana

    @user-ne7dr7bw9e@user-ne7dr7bw9e23 күн бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

    @fhtyrgdh8630@fhtyrgdh863026 күн бұрын
  • እግዝኣቢሄር ኣምላኽና እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸጉኡን በረኸቱን ይብዘሓልኩም

    @tsehayetekeste6753@tsehayetekeste6753Ай бұрын
  • ኣምላክ ጸግኡ የዓድልኩም 🙏🙏🙏

    @user-wediimama5@user-wediimama5Ай бұрын
  • Amen amen amen abotatey xeletukum mskulna ykun

    @rshantesfancial1392@rshantesfancial1392Ай бұрын
  • Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen ❤

    @militegebrenegus6390@militegebrenegus6390Ай бұрын
  • Amen Amen Amen kale yesemelna

    @abebabeyen6245@abebabeyen624527 күн бұрын
  • Amen amen amen ❤❤❤🎉🎉🎉

    @abrhiwadebru2401@abrhiwadebru2401Ай бұрын
  • Amen amen amen ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

    @abrshhaile7578@abrshhaile7578Ай бұрын
  • Amen Amen Amen❤️ 🙏👏

    @senaittesfamariam183@senaittesfamariam183Ай бұрын
  • ❤❤❤❤ ኣሜን በረከት ቅዱሳን በረከት ኣብነ ዮናስ ኣይፈለየና

    @berihubahlbi2723@berihubahlbi2723Ай бұрын
  • Amen amen amen ❤

    @haregumeghistab1847@haregumeghistab1847Ай бұрын
  • እግዚኣብሔር ጸጊኡ የብዝሓልኩም ብሩዃት የሕዋተይ ደቂ እዛ-ቅድስቲ ሓላል መርየት🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤ ከምቲ ናትኩም ጸጋ ናይዚ ቁዱስ ስፍራ ንካፈለሉ ግዚየ ይዓድለና ፈጣሪ🙏🙏 🙏✅✅✅

    @nugusegebremkael1331@nugusegebremkael1331Ай бұрын
  • Edime Teina yihabkum kale hywot yasemalin Amen

    @aynalemsbhatu2542@aynalemsbhatu2542Ай бұрын
  • Amen ((3))Kalehiwet yesmealna

    @Alganeshhabesha@AlganeshhabeshaАй бұрын
  • አሜን አሜን አሜን

    @user-ct4yk7ze6f@user-ct4yk7ze6f28 күн бұрын
  • Amen Amen Amen

    @DagfaKafta@DagfaKafta23 күн бұрын
  • Amen Amen Amen 🙏

    @senaitreda9177@senaitreda917722 күн бұрын
  • Kale hiwet yesmealna Egziabher Amlak tsegiu yebzehalkum

    @danielnema7154@danielnema7154Ай бұрын
  • Egziabher segu yebzhalkum nezi kudau bota zerakumna bereketom selotom ms kulna hzbe krstian ykun❤❤❤❤❤

    @edentekabo1088@edentekabo1088Ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላኽ ገዳማትና ይባርኸልና ::❤❤❤❤❤❤❤

    @Hermontesheme-xk1ce@Hermontesheme-xk1ceАй бұрын
  • AMEN AMEN AMEN 🙏🙏🙏

    @selinahailetecle5564@selinahailetecle5564Ай бұрын
  • ❤ኣሜን ❤ቃል ❤ሂውት ❤የሰማዓልና❤ ❤የሕዊትና ❤ካኣ ❤ኣምላኽ ❤ናይ❤ ❤ዘበነ ❤ኣገሊግሎት ❤ይባርኪም❤ ❤❤በረክተም ❤ጸሎት ❤ናይ ❤ነበየ ❤❤ዮናስ❤ ኣየፈላና❤ ❤ ❤ ❤ ❤

    @user-pe5jb1cc9c@user-pe5jb1cc9cАй бұрын
  • ክብሪ ኒግዛቢሀር ይኩን ንሃገርናን ህዝብናን ንዓኩምን ይባርከልን ፍጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤

    @mehrethabteselassie5307@mehrethabteselassie5307Ай бұрын
  • Amlake kidusan xegu ybzhalkum .Berket abotatna ayfeleyna

    @metshietbrhanu7865@metshietbrhanu7865Ай бұрын
  • Amien Amien Amien buruk abotatey xolotkum ayfeleyena edmen teanan yhabkum fetari kulu alem medhaniealem Aboy. Btami des zbl ❤❤❤🙏🙏🙏

    @mogoshabteslase7921@mogoshabteslase7921Ай бұрын
  • Amen amen amen kale hiwet yesmalna

    @user-tl4ll2bo6y@user-tl4ll2bo6yАй бұрын
  • Amlak msakum ykun

    @SaymonAngosom-jg1hi@SaymonAngosom-jg1hi13 күн бұрын
  • 🙏🙏🙏💒❤❤❤

    @gebreyesusberakishewit5334@gebreyesusberakishewit5334Ай бұрын
  • Egziabher yibarka Mohammed...senai aemro

    @abramazionwolde-selassie8110@abramazionwolde-selassie8110Ай бұрын
  • ❤❤❤aziyu des zebl qale hiwet yesmealna xegueu yebzhalkum😊😊😊❤❤

    @MikiTeame@MikiTeameАй бұрын
  • አሜን አሜን አሜነ ቃለ ሂወት የሰመዓና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤💍

    @user-or8qt2fc6d@user-or8qt2fc6dАй бұрын
  • Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Egzabiher ymesgen Brukat Abotat ,Yehiwatna Qale hiwet yesmealna.

    @sofiateklezgi1832@sofiateklezgi1832Ай бұрын
  • Amen xelot bereket nay abona Yenas ayfeleyena ab xeltkum zekruna abotat yhwat

    @teamehaile7097@teamehaile7097Ай бұрын
  • Amen ❤❤❤❤❤❤

    @mizangebreamlak2554@mizangebreamlak2554Ай бұрын
  • AmenAmen❤❤❤❤

    @user-kp8dr5ys1k@user-kp8dr5ys1k17 күн бұрын
  • Amen 🙏 amen 🙏 Amen 🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤❤❤🎉🎉❤❤❤

    @berektywaldmariam2541@berektywaldmariam2541Ай бұрын
  • ❤❤❤

    @user-qq4fd9wn5q@user-qq4fd9wn5qАй бұрын
  • Amen amen amen berketom mes kuluna yekun ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤edemen tenan yhabka fetari Naka ka fqur hawey

    @merhawithayle8010@merhawithayle8010Ай бұрын
  • Aseyyyy hawey natey edmen tienan

    @user-td4ju6ge8z@user-td4ju6ge8z26 күн бұрын
  • ተመስገን ኣምላኽ

    @kidanenwatu598@kidanenwatu598Ай бұрын
  • Amlak nezi bereket knkafel xegu yebzhalna

    @LidyaMussie-ww3jk@LidyaMussie-ww3jkАй бұрын
KZhead