እንታይ ኢዩ ተሪፉ!!|| ኦርቶዶክሳዊ ስብከት -ምስ ገምጋም 5ይ ሰሙን ጾምና ብ ቆሞስ ኣባ መዝገበሥላሴ |Eritrean Orthodox Video 2020

2020 ж. 27 Нау.
188 217 Рет қаралды

© Mdre Canaan

Пікірлер
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣና ኣቦና

    @danielmichael6326@danielmichael63264 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣባ እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉለት ዘብንኩም ይባርከልኩም ንዓና ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና

    @andemariyamasfahale7074@andemariyamasfahale70744 жыл бұрын
  • ዕድመ ንዓኹም ንአቦና ምስጋና ነቲ ኹሉ ዝኽእል ኣምላክን ይብፃሕ።

    @user-cn3tb3vv7q@user-cn3tb3vv7q3 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡረ አቦና ናይ አግልጋልት ዘመንኩም ይባረክልኩም እግዛአብሔረ አምላክ❤

    @werkyamer6029@werkyamer60298 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃለሂወት የሰመዐና ክብረት የሃበልና

    @wedikeshi2875@wedikeshi28754 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ህወት የስማዓልና

    @user-yu9bf6zm6h@user-yu9bf6zm6h4 жыл бұрын
  • Kal hiwet yesmalna Nay agelgulet edmekum yebrkolkum Amen Amen Amen

    @eyobfessehaye3243@eyobfessehaye32434 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna nayegeglot zebenkum ybark Aba Nberluna Egizabiher amlak edmen tnan yhabkum weladit amlak adey machelota tnxegelna mhret yewurdelna Amen Amen Amen

    @mbrakkumanda3569@mbrakkumanda35694 жыл бұрын
  • ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ይውርደልና

    @user-tc8cl3cz4t@user-tc8cl3cz4t4 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና ኩቡር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዝሕ ኣብ ፀሎቶም ይዘኩሩኒ ኣቦዋይ ህሪተ ስላሴ

    @user-ji5rd2fb2h@user-ji5rd2fb2h3 жыл бұрын
  • ተመስገን ፈጣሪ ኦርቶዶክስ ልዘላኣለም ትንበር ኣሓተይ ሓደራ ኣብ ሃይማኖትኩም ፅንዑ 🙏🙏🙏

    @lloveyou1210@lloveyou12104 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦና ናይ ኣጎልጉለት ዕድመ ይባርከልኩም ኣብ እምነትና የጽናዓና ይሕዎተይ

    @johnberket4058@johnberket40584 жыл бұрын
  • ኣሰይ ጻባ ዝጥዕም ትምህርት ቃል ኣምላክና ካብ ኩሉ ሕማም ኮሮና ኩፉእ ወረን ይሓልወና መድሃኒኣለም ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር

    @user-hm6xs1es6u@user-hm6xs1es6u3 жыл бұрын
  • አሜን፫ቃለህወት የስመዐልና አባታችን ባሓቂ ኩሉ ተፈፅሙ እግዚአብሔር አምላክ ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ምሕረቱ ይቅር ይበለና ለንሳኃ ሞት የብቃዓና😭😭🙏🙏🙏🙏

    @user-rd7bs9wj1j@user-rd7bs9wj1j4 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏 ቃለሂወት የስመዐልና🙏😭❤

    @hadaslema2225@hadaslema22254 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ይስማልና ኣቦና እግዛብሄር ምሕረቱ የውርደልና

    @user-ch5md4uy1l@user-ch5md4uy1l8 ай бұрын
  • ኦ ኣምላክ ሆይ ብመንገዲካ ምርሕና ኣቦና ናይ ኣግልግልቱኩም ዘመን ይበርኾ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጻጋን ይብዘሓና

    @brtukanshumuye9194@brtukanshumuye91944 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት yesmalna ዝተምሓርናዮ አብ ልብና ይሕድሮ

    @selinasolomon8693@selinasolomon86934 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና 👏👏👏

    @user-jx6wm7sh8x@user-jx6wm7sh8x8 ай бұрын
  • Amen aba kalwet yesmelna Amen temesgenka fetari

    @hermelaeyobel4587@hermelaeyobel45874 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት ያስማልና ኣቦና አግዚኣብሄር ተጉአ ይብዝሓልኩም

    @coolmom8537@coolmom85374 жыл бұрын
  • ኣሚን ክቡር ኣቦና ቃል ሂወት የስምኣልና ብዙሕ ኢኩም ትምህሩና ዘለኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ

    @rutamussi8512@rutamussi85124 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣቦና ብምሕርቱ ይጠምተና ኣምላኽ እስራኤል 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢😢😢😢✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰✝️✝️✝️✝️✝️😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🙏

    @user-pf9hi1so4f@user-pf9hi1so4f Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ጸኒዓ ክሓልፍስ ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩኒ

    @yaredhakakin5175@yaredhakakin51753 жыл бұрын
  • ብሓቂ ኣቦና ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክና ብምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን

    @user-hg4ci4wi3x@user-hg4ci4wi3x4 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰምዓሊና ክቡር አግዛብህር ዓይን ሎቡና ዪክፍተሊና 🙏🙏🙏

    @user-ev4gh1li2p@user-ev4gh1li2p4 жыл бұрын
  • ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስመዓና ኣባ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏

    @Nataniya22@Nataniya224 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen qale hiwet yesmana abona🙏🙏🙏💒💒💒

    @lidayyemane2605@lidayyemane26054 жыл бұрын
  • አሜንንንንንንን (3)ካለ ሕወት የስማልና ጸሎትኩም አይግደፈና🙏🙏🙏

    @Raki1204@Raki12044 жыл бұрын
  • ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን እዝጋቢሄር ኣምላክ ምሳና ይኩን ካብዚ ሕማቕ ተላባዒ ሕማም ይምሓረና

    @dahlak7181@dahlak71814 жыл бұрын
    • amen amen amen

      @natiadu5041@natiadu50414 жыл бұрын
    • Amen Amen Amen 🙏🙏

      @huruytekle519@huruytekle5194 жыл бұрын
    • Amen Amen Amen

      @muluabeba4416@muluabeba44164 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @mikalbrhane5757@mikalbrhane57574 жыл бұрын
    • AMEN AMEN AMEN

      @user-yr8dy9un2v@user-yr8dy9un2v4 жыл бұрын
  • ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::

    @shambeley9902@shambeley99024 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ኣባ። እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናና ከፊቱ ንስለ ሓጥያትና ክንልምኖ ንቕሓትን ምስትውዓልን ይሃበና። ስብሃት ለእግዚኣብሄር ወ ለወላዲቱ ድንግል ወ ለመስቀሉ ክቡር ይኹን ኣሜን(3)

    @weynihagos5835@weynihagos58354 жыл бұрын
    • *Amen Amen Amen*

      @er2531@er25314 жыл бұрын
    • @@er2531 ኣሜን ክሓጽበና ኢዩ ንመን ኢልዎ። ጥራይ ልብና ሴርና ንለምኖ ተስፋ ኣይኑቕረጽ ልዕሊ ማንም ዝልውህ ጎይታ ንመን'ሞ ክድርብየና።

      @weynihagos5835@weynihagos58354 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @okbahadgu391@okbahadgu3914 жыл бұрын
    • @@er2531 2

      @ametesolomon2790@ametesolomon27904 жыл бұрын
    • @@er2531 3a

      @ametesolomon2790@ametesolomon27904 жыл бұрын
  • አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና አቦና።ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ። እግዚአብሔር አምለኽ ድማ ናብ ንስሓ ሞት የብቅዓና፡ኣማላድነትን ረዲኤትን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና አሜን።

    @Filipos610@Filipos6104 жыл бұрын
  • ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና፡ ደይተፈጸመ የለን ካብዚ ብዝከፍእ ካልእ ክመጸና ተዘይኮይኑ።

    @abelhayelom7680@abelhayelom76804 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ❤❤❤

    @sofyaaesufyflyheky9613@sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын
  • Amen amen amen kale hiwet yesmalna ezgabier amlak tsegu yebzhalkum abona 💒💒💒🙏🙏

    @merahabtom3902@merahabtom39024 жыл бұрын
  • ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና።

    @yemaneberaki1214@yemaneberaki12143 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓው ዕድመን ጸጋን ይሃብካ ፈጣሪ

    @meradedeart9949@meradedeart99494 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና❤

    @selamgebrmaryam4224@selamgebrmaryam4224 Жыл бұрын
  • AMEN AMEN AMEN Karl Hiwet Yesmealna kbur Abona .

    @bietieleyob5722@bietieleyob57224 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ንኩሉ መስተውዓሊ ልቦና ክቡር ኣቦና ብጥዕና ብፀጋ ይሓልወልና እግዚአብሔር ኣምላክ ብጣዕሚ ልቢ ዝርስርስ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይኑ ይጠምተና ኣሜን

    @sameraz7462@sameraz74624 жыл бұрын
  • እግዚአብሔር ይሰስገን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና

    @user-wg4cm6ok4u@user-wg4cm6ok4u4 жыл бұрын
  • Amen amen amen Kalhiwet yesmalna abona.

    @memenaybeyene2913@memenaybeyene29134 жыл бұрын
  • ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ናይ ዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርክ እግዝኣብሔር እግዝኣብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ይስደደልና ንመላ ዓለምምሓረልና

    @rahelzemariam1554@rahelzemariam15544 жыл бұрын
  • ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ክቡር ኣቦና፡ እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም።

    @AD-pi4dk@AD-pi4dk4 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ ናዓይ ንድኹም ሓውኩም

    @habtugezae7135@habtugezae71354 жыл бұрын
  • Amen amen amen bruk Abona Egziabher amlak edmen tentan yhabkum xegeu ybzehelkum kale hiwet yasemaln ab xolotkum zekruna

    @askaleschnugese1610@askaleschnugese16104 жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር አባና አሜን አሜን አሜን ሰላምን ምሕረትን የዉርደልና😥♥

    @user-jc1fg4od2k@user-jc1fg4od2k Жыл бұрын
  • ቃለሂወት የሰመዐና ናይ ኣገልግለትኩም ግዜ ይባርከልኩም ፈጣሪ

    @wedikeshi2875@wedikeshi28754 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @nebyatyemane6651@nebyatyemane6651 Жыл бұрын
  • Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna amlak nay agolgulot zemenkum ybrkelkum abona abxelotkum zekurna 🙏🙏🙏

    @tewahdoamnetey7013@tewahdoamnetey70134 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ኣቦና

    @user-rm1zd9tl6n@user-rm1zd9tl6n8 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዛብሄር አምላክና ዘስተውዕል ዓይነልቦና ይዓድለና

    @mihretubelay3956@mihretubelay39564 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና

    @user-mo1ok7gr1r@user-mo1ok7gr1r4 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና💐✝️🙏🙏

    @user-jd4wy9xl8d@user-jd4wy9xl8d2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሃወት የምሰዓና ተመሰገን ፊጣሪ ምሕረት የወሪና ኣበና

    @nebiateyob2376@nebiateyob2376 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣቦና እግዚኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና

    @aronpetros6043@aronpetros60434 жыл бұрын
  • አሜን ብሩክ አቦና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ , እግዚአቢሄር ይመስገን ንዓኩምን መሰልትኩምን ዝሀበና ጸሎትኩምን በረከትኩምን አይፈለየና , ስብከትኩም እናመቀረ ዝከይድ ናይ ፍርቂ ሳዓት እካ እንተኮነ ትሕዝትኡ ናይ 10 ሳዓት እዩ ቀጽልዎ , ፈጣሪ ዕቤቱን አምላክነቱን ስልጣኑን ሐይሉን ለውሀቱን ተበጀውነቱን ፈሊጥና ናብኡ ክንጥምት ንኩልና ህዝቢ ዓለም ዓይነ ልቦናና ይክፍተልና ምሕረቱ ይልአከልና, ንህዝብናን ርስትናን ይባርክ

    @eritreanaasmara373@eritreanaasmara3734 жыл бұрын
    • ቃል ሂወት የስመዓና ኣሜን።

      @smretarsiema247@smretarsiema2473 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ቃል መላኢክቲ የስሚኣልና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ!

    @shewitgere8157@shewitgere81573 жыл бұрын
  • Amen amen amen Kal. Hewat yasmalna ♥️♥️🙏🙏⛪ ⛪

    @tamsganamlkay456@tamsganamlkay4564 жыл бұрын
  • ሰላም ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ክቡራት ስድራ እግዚኣቢሄር ኣብ ዘለኩም ሃሊኩም እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን ኣቦና ድማ ካብ መዓር ዝጥዕም ቃል እግዚኣቢሄር ሚሂርኩምና ኢኩም አሞ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ድማ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኹም ይባርኽን ይቐድስን ኣብ ጾሎትኩ ድማ ዘኩርና።

    @adyamberhe993@adyamberhe9934 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣቦና ቓለህወት የስምዓልና ጸለትኩም ጸሎት ኩልና ይግበረልና

    @ssssss3794@ssssss37944 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen Kalle hiwet jsmalna. Aglglat zmenkom jbzhala Amlak.

    @kudsantewelde7784@kudsantewelde77844 жыл бұрын
  • Egziabher xegiu yebzhalkum Aba bhaki lbi ztncf kal Amlak eyu Amlak dma mhretu yebzhalna ember hatiatnas bzuh eyu!!!Kalehiwet yesmaalna Amennnnn

    @angesetwoldemichael1301@angesetwoldemichael13014 жыл бұрын
  • ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልና

    @habtomghirmay7482@habtomghirmay74824 жыл бұрын
  • ቀጽልዎ ኣጆኪም ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና

    @danielmichael6326@danielmichael63264 жыл бұрын
  • Amen amen amen qale hiwet yesimealna abona edmen tinan yihabkum fetari

    @smretyemane322@smretyemane3224 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወተ የስማዓልና ተባአረክ አልልልልልልልልልልልልልልልልልል አልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🙏🤲 አሜን አሜን አሜን

    @aresmaaresma4855@aresmaaresma48553 жыл бұрын
  • ቃለሂወት የስማዓና ኣቦና :: ፈጣሪ ፍጡሩ ኣይርስዕን እሞ ምሕረቱ ይልኣከልና ::

    @dedetele1396@dedetele13964 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen kael hewet yesmaelnae 🙏🙏🙏

    @mihretbiemnet2570@mihretbiemnet25704 жыл бұрын
  • Amen amen amen Kal hiwet yesmaelna aba

    @mariatadesse1911@mariatadesse19114 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዝኣብሄር ናብ ንስሓ ኣብቂዑ ፈውሲ ምሕረቱ ይልኣከልና ኣማላድነት ቅድስተ ቅዱሳን ኣዴና ድንግል ማርያም ተራዳእነት ሕሩያን ጻድቃናት ኣይፈለየና,

    @godislove3616@godislove36164 жыл бұрын
  • ቃኣለ ሂወት የስመኣና ኣቦና ኣብጸለትኩም ዘኩሩና ኣቦና ኣግዛቢሂር ኣምላክ ምህረት የውርደልና

    @abielberbre7898@abielberbre78984 жыл бұрын
  • አሜን (3) አቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ፀጋኹም የብዝሓልኩም

    @amlaktume6417@amlaktume64174 жыл бұрын
  • ካብ ጸባ ዝጥዕ ቃል ኣምላክ ኣስሚዒኩሙና ኣቦ ቃል ሂወት የስምዓና ኣብ ጸሎትኩ ዘኩሩና ኣሜን

    @tigistitesfamariam1365@tigistitesfamariam1365 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐና ክብር መምህር ሓዉና ኣቦና⛪⛪⛪☝🌹🌹🌹🌱🌱🌱❤❤❤💗💗💗💛💛❤❤

    @mashomm4963@mashomm4963 Жыл бұрын
  • ኣሜን! ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ዓለም ብምሉኡ ይምሓር እግዚኣቢሔር ቅዱስ ገብርኤል መልኣክ ናይ ምሕረት ብስራት የስምዓና ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ!!

    @mebrhitsemere321@mebrhitsemere3214 жыл бұрын
    • Kale hiwet yesmaelna abona eigziabiher xega ab risi xega yebzihaekum

      @ukbatadese6524@ukbatadese65244 жыл бұрын
    • Ho amlak biaini mhretu ytsemitena amen.

      @weinitekle2709@weinitekle27094 жыл бұрын
    • ኣሜን ኣሜን ኣሜን

      @user-vl5ec5cf5h@user-vl5ec5cf5h4 жыл бұрын
    • Amen

      @fiyoritesfagergis3259@fiyoritesfagergis32594 жыл бұрын
    • ኣሜን ኣሜን ኣሜን

      @hintsawelday2438@hintsawelday24384 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    @solomonbrhane7337@solomonbrhane73374 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦናን መምህርናን ኣባ መዝገብ ሥላሴ እግዛኣቢሔር ጸጋመንፈስ ቁዱሱ የብዛሓልኩብ ናዓና ንድኹማት ደቅኹም ዝማሓርኩምናን ዝገሰጽኩምናን ካኣ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜ,,,,,,,

    @mqoteymqotey6350@mqoteymqotey63503 жыл бұрын
  • Amen amen amen kale hiwet yesmealna kubur abona

    @gdgghfg8113@gdgghfg81134 жыл бұрын
  • እንኻዕ ብሰላም መጻኩምና ኣቦና ብድጋሜ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዕድመኩም ይባርከልኩም

    @user-dy3zo4ur7e@user-dy3zo4ur7e4 жыл бұрын
  • Amen amen amen qale hiwet yesmalna aba egziabher ayne lbonana ykfetelna nab nsha yebxhana

    @aynommihreteab2384@aynommihreteab23844 жыл бұрын
  • ኣምላክ ይመስገን ስላም ምሳኩም ኣቦና ቃል ሂውት የስማዓልና ክብሩ ኣቦና

    @abebaberhiu5188@abebaberhiu51884 жыл бұрын
  • ቃል ሂወት የስማዓልማና ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩና።

    @EritreaGodbless@EritreaGodbless4 жыл бұрын
    • እግዚኣቢሔርይመስገን,ክቡር,ኣቦና,ቃለ ሂወት,የስመዐልና

      @YoDaha@YoDaha4 жыл бұрын
    • አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማሃልና አቦና አብ ጾሎትኩም ዘክሩና

      @meseretweruqu386@meseretweruqu3863 жыл бұрын
  • amen.amen.amen. kal hiwet yesmalna abona

    @gjfug8880@gjfug88804 жыл бұрын
  • Amen amen amen qal hiwet yesmalna bayney bmhertu yetmtina

    @filimondesale2757@filimondesale27574 жыл бұрын
  • ጸጋ እግዚኣብሄር ምስኩልና ይኹን ክብረት ይሃበልና።

    @efremogbamicael729@efremogbamicael7294 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዝኣቢሀር ኣምላኽ ዘስተውዕ ልቦና ይሃበና ካብዛ ግዜ እዚኣ መዋጽእቲ ይፍጠረልና

    @jemahaji5915@jemahaji59154 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Sabina

    @sakimaronan3@sakimaronan34 жыл бұрын
  • ቃል ሂወት የስምዓና ኣቦና ኦፈጣሬ ኩሉ ኣለም ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና ከም ግብርካ እምበር ከም ግብርና ኣይትኪደና የሕዋተይ ሓደራ ብሰማይ ሓደራ ብምድሪ ማዕተብና ከይንበትክ በረከታን ረዲኤታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    @henokgeremeskel8798@henokgeremeskel87984 жыл бұрын
  • ቃለ ህወት የስማዓና ፡ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ።ኦርተዶክሳውት ቤተክርስትያን ንዘልዓለም ነባሪት ኢያ ።

    @habtezekarias6109@habtezekarias61094 жыл бұрын
  • *_ሰላምምምኩምምም ይብዛሕ ክብሩ ኣቦና ከሙኡውን ሳዓብቲ ክርስቶስ ዝኮንኩምምምም ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩምምም ናይ ኣግልግሎ ዘመንኩምም ይባርክ ቅዱስ እግዚአብሔርን ኣሜን ኣብ ስደት ዘለና ናብ ንሳሃ ምት ከብቅዐና ቅዱስ_* እግዚአብሔርን ኣብ ፆሎትኩምም ሕሰብና *_

    @user-ss2jf4lz9i@user-ss2jf4lz9i4 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ኣምላክ የስመዐና

    @notnot821@notnot8213 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልህወት የስመዓልና ኣቦና።

    @danitesfamcael7537@danitesfamcael75374 жыл бұрын
  • ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክብር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልና

    @SalamSalam-nz2ox@SalamSalam-nz2ox4 жыл бұрын
  • እንካዕ ብሰላም መጻኩም ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይእ ኣገልጉለት ዕዲሜኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ

    @abrhamtesfay621@abrhamtesfay6214 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ኣብ ጾለትኩም ዝውኩሩና ኣቦና 🙏🙏🙏

    @LegesetHabte-fc8uf@LegesetHabte-fc8ufАй бұрын
  • Amen kal hiwet yesmeilna.amlak hayli yehabena

    @berhaneweldemicael7767@berhaneweldemicael77674 жыл бұрын
  • በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ። እግዚኣብሔር ኣበቢ ዘለናዮ ስፍራ ዘለና ይሓልወና ንዑ ኣቱም ብሩኻት ደቀይ ይበለና። ኣቦና ቃል ሂወት የስመዓልና። እግዚኣብሔር ተነስሑ ኢሉ ከምዝጸወዐ። ዮኤል 2 12፤ እምብኣርሲ ሕጂውን ብጾምን ብብኽያትን ብቝዝማን ብምሉእ ልብኹም ናባይ ተመለሱ፣ ይብል እግዚኣብሄር። 13፤ ንሱ ንዅራ ደንጓዪ፣ ብሳህሊ ኸኣ ምሉእ፣ ብእከይ ድማ ተጣዓሳይ፣ ርሕሩሕን መሓርን እዩ እሞ፣ ክዳንኩም ኣይኰነን ልብኹም ደኣ ቕደዱ፣ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኽኩምውን ተመለሱ። 14፤ ተጣዒሱ ዚምለስ እንተ ዀነ፣ ድሕሪኡ ድማ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ብመስዋእቲ ብልዕን ብመስዋእቲ መስተን በረኸት ዚሐድግ እንተ ዀነ፣ መን ይፈልጥ፡ 15፤ ኣብ ጽዮን መለኸት ንፍሑ፣ ጾም ቀድሱ፣ ኣኼባ ጸውዑ። 16፤ ህዝቢ ኣክቡ፣ ማሕበር ቀድሱ፣ ኣረገውቲ ኣክቡ፣ ቈልዑን ጡብ ዝጠብዉን ኣክቡ። መርዓዊ ኻብ ቤቱ ይውጻእ፣ መርዓት ከኣ ካብ ሕልፍኝኣ። 17፤ እቶም ካህናት ኣገልገልቲ እግዚኣብሄር ኣብ መንጎ ኣዳራሽን መሰውእን ይብከዩ ይበሉውን፣ ዎ እግዚኣብሄር ንህዝብኻ ንሐፎ፣ ነቲ ርስትኻ፣ ኣህዛብ ኪገዝእዎ ኢልካ፣ ንመላገጺ ኣሕሊፍካ ኣይትሀቦ። ስለምንታይከ ኣህዛብ ኣምላኩም ኣበይ ኣሎ ዝብሉና። ስለዚ እቲ ሕያው ቃል እግዚኣብሔር ነስተውዕሎ እምበር ኣይንሰንብድ።

    @mahderemesfun5039@mahderemesfun50394 жыл бұрын
    • amen (3)kale hiwet yesimalna

      @merhawiandemkal701@merhawiandemkal7014 жыл бұрын
  • አሜን ቃል ሂዎት የስመዓልና ናይዘመን አገልጎለትኩም የንወሐልኩም

    @dahabmogos8360@dahabmogos83604 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @zeromredae1879@zeromredae18793 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዐልና ኣቦና ፀጉኡ የብዝሐልኩሙ

    @hayatangel1147@hayatangel11473 жыл бұрын
KZhead