ጸሎት ሰነ (ሰኔ) ጎልጎታ ብትግርኛ Sene Golgota

2021 ж. 5 Қыр.
138 028 Рет қаралды

👉ነዚ ናይ ኦድዮ ጸሎት ኣብ መንገዲ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ኮይና ብምስማዕ ብሓሳባትና ምስ እግዚአብሔር ንክንራኸብ ብዝብል ቅዱስ ሓሳብ ዝተዳለወ እዩ፡፡
👉 ነዛ መጽሓፈ ጸሎት እትደልዩ ሰባት መጋቤ ሐዲስ ኣማኑኤል መንግሥተአብ ቴሌፎን 00251945522370 ወይ ውን 002517200980 ብምድዋል መጽሐፈ ጸሎት ብትግርኛ ብምባል ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
👉ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲ ዝኮንኹም ነታ ናይ ሳብስክራይብ ምልኽት ብምጥዋቕ ናይዚ ቻናል ቤተሰብ ኩኑ።
👉ናይ ጸሎት ቦታ ብኸመይ ነዳሉ ነዚ ቪድዮ ተመልኸቱ • ናይ ጸሎት ቦታ ብኸመይ ነዳሉ ንቕሑ‼️
👉ተአምረ ማርያም • ድንግል ማርያም
👉ሴፈ መለኮት • ሴፈ (ሰይፈ) መለኮት ጸሎት Orth...
👉 መንፈሳዊ ዕብየት
• መንፈሳዊ ዕብየት
👉ቀስተ ደመና ምልኽት ድሕነትና ኪዳነ ምሕረት • 🔴 ናይ ምሕረት ቃል ኪዳን / ኪዳነ...
👉ትርጉም ጸሎት • ትርጉም ጸሎት ምርዳእ (ምፍላጥ)
👉ናይ ጸሎት ቦታ ብኸመይ ነዳሉ ነዚ ቪድዮ ተመልኸቱ • ናይ ጸሎት ቦታ ብኸመይ ነዳሉ ንቕሑ‼️
👉 ትግርኛ ጸሎት ድርሳነ ሚካኤል ንምስማዕ ነዚ ሊንክ ጠውቑ • ጸሎት ድርሳነ ቅዱስ ሚካኤል ብትግር...
©ንቕሑ27 ዩቱብ ቻናል ሳብስክራይብ / @nkhu27
👉Telegram t.me/nkhu27
©ንቕሑ Nkhu27
#ሰነጎልጎታ #ሰኔጎልጎታ #senegolgota
#ንቕሑ #ተኣምረ #ማርያም
#ቅዱሳን #መላእክት #ጸሎት#Psalms #ሩፋኤል #ገብርኤል #ርኹስ #መንፈስ #ንቕሑ #Nkhu #ኪዳን #ድንግል #ማርያም #ኣቡነ #ኣረጋዊ #ንቕሑ #ጸሎት #ንስሓ #ቁርባን #ተዋሕዶይእቲ #tewahdo #ተዋህዶ #ተዋሕዶ #ኦርቶዶክስ #Eritrean #orthodox #mezmur #ገድሊ #ቅዱሳን #ገድለ #ፍኖተ #Fnote #hiywet #Eritreanorthodoxtewahdomezmur
#ንቁ #Tamirtsion #Nku
@ንቕሑ Nkhu 27 @ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti @Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ @ብኽቡር ደሙ BKBUR DEMU @Tabor Tube ታቦር @ፍኖተ ሕይወት ዘተዋህዶ Fnote Hiwet zetewahdo ‎@Welta Tewahdo Ze Eritrea

Пікірлер
  • 👉ነዚ ናይ ኦድዮ ጸሎት ኣብ መንገዲ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ኮይና ብምስማዕ ብሓሳባትና ምስ እግዚአብሔር ንክንራኸብ ብዝብል ቅዱስ ሓሳብ ዝተዳለወ እዩ፡፡ በረኸት ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም፡ምስ ኵልና ይኹን አሜን፡፡ 👉 ነዛ መጽሓፈ ጸሎት እትደልዩ ሰባት መጋቤ ሐዲስ ኣማኑኤል መንግሥተአብ ቴሌፎን 00251945522370 ወይ ውን 002517200980 ብምድዋል መጽሐፈ ጸሎት ብትግርኛ ብምባል ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም 👉ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲ ዝኮንኹም ነታ ናይ ሳብስክራይብ ምልኽት ብምጥዋቕ ናይዚ ቻናል ቤተሰብ ኩኑ።

    @nkhu27@nkhu272 жыл бұрын
    • ሰላም ኣምላክ ምሰ ኩልና ይኩን ክቡር ሓወይ ማኣረይ ክብረት ይሃበለይ ክሉ ግዘ የ ከም ፍቃድ ኣምላክ ኣትየ ዝሰምዓ እና እታ መፅሓፈ ታይ ዓይነት ምኳና ቀሪፅካ ትሰደለይ ዶ ከም ፍቃድ ኣምላክ ማለት ካሊእ ዓይነት ከይህሉ ኢለየ ብተስፍ ይምነይ ከም ፍቃድ ኣምላክ 🙏🙏🙏

      @elsamehari742@elsamehari7422 жыл бұрын
    • ዮናታል ሓወይ ብሓቂ ይክበር ይመስገን ልኡል እግዚአብሔር ኣምላኸይ ናባካ ዘቅረበኒ ዝማሃረኒ ንዘላኣለም ዘይርሳዓ ናትካ ፆሎት ኣላትኒ ዘድሐነትኒ ይክበር ይመስገን ኣምላከይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርካ ብጥበቡ ይንብርካ ብመንግስቱ ይዘክርካ መንፈስ ቅዱስ ምሳካ ይሕደር ዮንየ ሓወይ ማኣረይ 🙏🙏🙏

      @elsamehari742@elsamehari7422 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @selamkiflemariam3706@selamkiflemariam37062 жыл бұрын
    • @@elsamehari742 _ሠላም ንዓኪ/ካ ኣብ ዉዳሴ ማርያም እዩዝርከብ_

      @user-jj4lh8kl3c@user-jj4lh8kl3c2 жыл бұрын
    • Amen Amen Amen

      @arsema3219@arsema32192 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረከት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኩን🙏🙏🙏

    @FrtunaTesfealem-zd7mb@FrtunaTesfealem-zd7mb2 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ቅድስቲ ኣዴና ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ምሕረትን በረኸትን ኣይፈለየና

    @daniture3262@daniture3262 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከት ይሕደረና አሜን

    @azabazeb9476@azabazeb94762 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን በረከት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኩን🙏🙏🙏

    @user-vo3pl4zu6y@user-vo3pl4zu6y2 ай бұрын
  • ኣሜን³ ቃል ሂወት የስማዓልና ፆሎታን በረከታን ምስ ኩላትና ይኩን ማርያም ኣደይ ምስ ፍቁር ወድክ ፆሎተይን ልማኖይን ሰምዕኩም ታዓረቁን🙏🥺😊

    @user-ng6od4rx3w@user-ng6od4rx3w7 ай бұрын
  • ክብርን ምስገናን ንኣዴና ቅድስት-ድንግል ማርያም ወላዲተ-ኣምላኽ ይኩን። ጸግኣን በረከታን ረዲኤታን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ-ኣምላኽ ኣይፈለየና። ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ቃለ-ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓው።

    @user-yq5bs6zu7b@user-yq5bs6zu7b Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልኻ አደና ቅድስት ድንግል ማርያም ፆሎታን በረኸታን አይፈየለና አብ ስደትን እስርቤት ሽግርን ፀበባን ዘለዉ አሕዋትና ፅላል ኩኑና አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲💕🙏💕

    @Vjsgs-uh8ux@Vjsgs-uh8ux Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ስለ ስሙ እግዚአብሔር አምላክ ይክበር ይመስገን 🤲🤲🤲❤❤❤

    @sameras9929@sameras99292 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና ስለ እቲ ዘይሓልፍ ቃሉ እግዚኣብሔር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኹን።

    @merhawizereslasie4059@merhawizereslasie40592 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን በእዉነት ቃለ ህይወት ያስመዐና👏👏👏💐💐🌹🍀🌺🌿🌿🌿🌺🌺🍀🌹🌹🌹🙏🙏🙏

    @wlecamewlecame8286@wlecamewlecame82862 жыл бұрын
  • ሰላም ድያቆን ሓወይ ራኢየ ማርያም እባ ኣቅርበልና ሓደራ።

    @user-uv7qp4ms2e@user-uv7qp4ms2e2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️ ናይ ቅድሰተ ቅድሳን ንፅህተ ንፃሃን ዝኾነት ኣዴና ድንግል ማርያም ፆሎታን ኣማለድኔታን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን፫

    @user-rm1zd9tl6n@user-rm1zd9tl6n6 ай бұрын
  • ኣሜን 3+✝️⛪️💖💖🤲🙏🙏🙏ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና 🙏🙏🙏

    @user-vp8pj9mm1o@user-vp8pj9mm1o2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓዉና ጾሎታን በረከታን ኣማልድነታን ምሳና ይንበር ናይ ኩሎም ቁዱሳን ጾሎቶምን በረከቶምን ምሳና ይንበር ድያቆን ሓዉና ጾግኡ የብዝሓልካ ኣብ ጾሎትኩም ዘክሩና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏✝️✝️✝️👏👏👏👏🤲🤲🤲

    @abrahamghebru8562@abrahamghebru8562 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ቃል ሰናይ የስማዓልና ፉቁር ሓዉና ድማ ኣዝጋኣቢሄር ኣምላክ ፀግኡ ይብዛሓልካ❤❤❤❤❤❤🎉

    @selamgebrmaryam4224@selamgebrmaryam42242 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓውና ድያቆን

    @user-zq9hs1yt9c@user-zq9hs1yt9c2 жыл бұрын
  • ቃልሂውት የስምዕልና አግዚኣብሔር አምለክ ክብር ሓውና 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️

    @Welle-bb9sg@Welle-bb9sg Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏

    @user-jl9wr3zo7v@user-jl9wr3zo7v2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ቃል ሰናይ ይሰመዕልና ክብር ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ፆሎታን ኣማላዲነታን ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን(3)✝️🤲❤

    @user-dr6cn2pt3j@user-dr6cn2pt3j6 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዝሐልካ👏🌿👏🥀👏🥀👏🌿🥀👏🌿

    @fgdr6727@fgdr6727 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና ፡ ፡ ጸጋን በረኸትን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ኣመንቲን ኣማለድቲን ደቃ ይኹን ፡ ፡

    @wedieri7465@wedieri74652 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen Qal Heiwet Ysmalna ❤️🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿

    @abbyhabtemariam9490@abbyhabtemariam94902 жыл бұрын
  • ኣሜን ለይኩነኒ ሊተ ለገብርከ ፨

    @AmanuelKelelom@AmanuelKelelom7 күн бұрын
  • Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

    @robelmtrd@robelmtrd8 ай бұрын
  • ❤❤AMEN AMEN❤ 💒⛪️🙏🙏

    @yerusgebre7243@yerusgebre72438 ай бұрын
  • ኣሜንንንን ኣሜንንን ኣሜንንን👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿

    @user-ho1zh4jx5x@user-ho1zh4jx5xАй бұрын
  • Amen amen amen qal hiwet yesmalna diakon hawna egziabher amlak xegau yebzehalka nay kdst kdusan dngl mariam xelotan rediatan lmanoan ms kuluna hzbe krstyan ykun amen

    @wahidfsehazion309@wahidfsehazion3092 жыл бұрын
  • ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና፡ጾሎታን በረኸታን ናይ እምተችን ይሕደረና።

    @simret.bereket6400@simret.bereket64002 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤

    @user-lo2gi3jm3g@user-lo2gi3jm3gАй бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና

    @WelayGmedhn@WelayGmedhnАй бұрын
  • ሰላም ዉሰናይ ክብር ሓወይ ብሓቂ ብሓቂ ይክበር ይመስገን ልኡል እግዚአብሔር ኣምላክና ፆሎት ቁድሳን ፃድቃን ኣይፈለይካ ክብረይ እመ አምላክ ምሳካ ትኩን ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ የብዘሐልካ ጎይታ ሰራዊት መድሃኔኣለም

    @elsamehari742@elsamehari7422 жыл бұрын
  • ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ዲያቆን ሓወይ ኣሜነ ጸሎታን በረከታን ኣይ ፈለየና ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏💒💒💒🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤ 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

    @fusfv877@fusfv8779 ай бұрын
    • ❤❤❤❤❤

      @user-xb8sn3fo6k@user-xb8sn3fo6k7 ай бұрын
    • 🌹🌹🌹🌹🌹

      @user-xb8sn3fo6k@user-xb8sn3fo6k7 ай бұрын
  • ኣሜን \\\3\\\ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምሕረት በረከታ ምስ ፍቅር ወዳ ኣይፈለየና 🙏🙏🙏

    @zjucuhc@zjucuhc7 ай бұрын
  • Amen Amen Amen kalhiwet yesmealna

    @zekaryasshishay8288@zekaryasshishay82882 жыл бұрын
  • ኣሜን❤❤❤❤❤ኣሜን❤❤❤ኣሜን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    @abdullahd630@abdullahd63015 күн бұрын
  • ኣሜን አሜን ኣሜን ቃልህይወት የስምዓልና❤❤❤

    @fugytfvstxgg5219@fugytfvstxgg52192 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን አሜን ቃል ሕወት የስማዓልና እግዚአብሔር ጸጋ ኣብልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ድይቆን ሓዉና

    @nigstihenos4451@nigstihenos445111 ай бұрын
  • Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna kubur hawuna xegeu yebzhalka nay agelgulot zemenkum ybarkelkum xolotan bereketan nay emebrhan ms kulatna ykun nay kulom qudusan msana ynber Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏👏👏👏

    @abrahamghebru8562@abrahamghebru85625 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና አጆካ በርትዕ እግዚኣብሔር አብዙርያካ ይኩን

    @genetalem8059@genetalem80599 ай бұрын
  • ኦ ቅደስት ማርያምን ኣዶይ ምሳ ኩን ካብ ኣትርሕቅ ምሳ ኩን ፅሎትኪ ኣየፍልየኒ

    @user-ef8pl9sx2o@user-ef8pl9sx2o4 ай бұрын
  • ኣሜን(3)ቃል ሂወት የስማዓልና

    @yonimyonim5645@yonimyonim56452 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ስለ ቃሉ ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ ኣዴና ንጽህተ ንጹሃን ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ዝከበረትን ዝተመስገነትን ትኩን ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ።

    @simonkifleyesus3929@simonkifleyesus39292 жыл бұрын
  • ቃለ ሂወት የስመዐና ሓውና ውን ጎይታ ይባርክካ❤❤❤

    @atoato-cq8vj@atoato-cq8vjАй бұрын
  • Amen Amen Amen xelotan bereketan nay Adena dingil weladit Amlak MIs kulina ykun Kibrin Misganan widasen Amlukon MIs medhanina Eyesus kirstos ykun🙏🙏🙏❤

    @filmongoytom6183@filmongoytom6183 Жыл бұрын
  • Amen, amen amen 🙏🏽 🙏🏽🙏🏽 God bless The whole world Amen

    @mulutesfamichael6304@mulutesfamichael63042 жыл бұрын
  • Aemennnnnnn nay aedena dingl kdust Maryam xelotna bereketan yihderelna ⛪🕯️⛪🕯️⛪🕯️⛪💐🌺💐🌺💐🌺🛐👏🛐👏🛐👏🙏🙌🙏🙌🙏🙌💖💖💖

    @WeyniMurad@WeyniMurad3 ай бұрын
  • Amen.amen.amen.kal.hiwet.yesmalna

    @Zafeyfrdey-pj6bl@Zafeyfrdey-pj6blАй бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤

    @mattscordslabs2673@mattscordslabs267320 күн бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

    @dalinakiros3726@dalinakiros37262 жыл бұрын
    • Amen Amen Amen Amen Temsegen 🤲🤲🤲🤲🙏🏽🙏🏽🙏🏽

      @MaryMary-wq9iy@MaryMary-wq9iy2 жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡሩ ሓዉና ፀገኡ የብዘሐልካ ቃል ክዳና ምሰ ኩሉና ይኹን አሜን ፫🤲💓

    @user-sq5ni5fv3v@user-sq5ni5fv3v Жыл бұрын
  • Amen Amen amen qaele hiwet yesmealna TSELTAN taeman nay weladit AMLAK msna ykun

    @lichikiflom4740@lichikiflom47402 жыл бұрын
  • Amen.amen.amen.qalehiwet.yesmealna.nayza.kbrtn..qdstn.lewhn.adna.xelotn.bereketn.ayfeleyena.amen.🙏🙏🙏☔☔☔💯💯💯

    @letensaalem6616@letensaalem66162 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen tsolotan bereketan nay weladit amlak ayfleyena 🙏🙏🙏✝️✝️✝️

    @tebygebru3169@tebygebru31692 жыл бұрын
  • Amen🙏🙏🙏🤲🤲🤲💒💒💒amen🙏🙏🙏🤲🤲🤲💒💒💒amen qale hiwet yesmealna amlak

    @gabrielagabriela2280@gabrielagabriela22802 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለሕይወት የስመዐልና የቐንየልና

    @user-xy3ni7nq5n@user-xy3ni7nq5n4 ай бұрын
  • amen amen amen kale hwiot yesmana ze hawey egzabhar lka tsgeo yabzhalka nay embetchan kedsta dengal mariam ameljanta mes kulan yekan

    @rakiirakii1731@rakiirakii17312 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዕና ክቡር ሓዉና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፆሎታን በረከታን ምስ ኩላትና ደቂ እመ ኣዶናይ ይኩን የሕዋት ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏💚💚💚

    @hffgtt9869@hffgtt9869 Жыл бұрын
  • Amen Amen Amen Amen Amen

    @hayatabrahim3467@hayatabrahim34672 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ሂይዎት የስምዕልና ፈጣሪ አምላክ

    @user-pf1ek2ie7r@user-pf1ek2ie7r2 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና 🙏🙏🙏

    @user-se5kh1bn9h@user-se5kh1bn9h11 ай бұрын
  • Amen amen amen bereketu yebzehelka hawey

    @HaimanotWeldeab@HaimanotWeldeabАй бұрын
  • Amen Amen Amen kal hiwet yesmaelna Edmen tienan yhabka Dieconey

    @kabrtyss5863@kabrtyss58632 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕

    @hayatabrahim3467@hayatabrahim34672 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen kal hiwet yasmalna ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🥰❤️❤️🥰

    @kwkw899@kwkw8993 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር መምህርና

    @lave9644@lave96442 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክውር ሓውና ፀጉ እን በረከቱን ምስ ኩላትና ይኩን፫

    @zainazaina2750@zainazaina2750 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃህወት ይስመዕልና ክብር ሓወይ

    @user-py1xn7sn5v@user-py1xn7sn5v Жыл бұрын
  • ❤❤ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወትይስማዓሊና❤

    @rozaoppo828@rozaoppo82810 ай бұрын
  • Amen amen amen xelot qdist dngl maryam ms kulina ykun xegue yebzhalka zhawey

    @manatewelde4453@manatewelde44536 ай бұрын
  • AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN KALE HAWET YASMALNA

    @feryamaryamlji2183@feryamaryamlji21832 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    @user-cv2rq6on8q@user-cv2rq6on8q2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂቃለሂወት የስመዐና

    @zedazeda5194@zedazeda51942 жыл бұрын
  • Amen amen amen kal amlak yesmana 🙏🙏🙏

    @tsegeredaaraya7805@tsegeredaaraya78052 жыл бұрын
  • Amen 🙏 kal hiwet yesimeana ❤️

    @hanisweet7952@hanisweet79522 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን እሜን 🙏🙏🙏

    @AwadhAhmed-ts7ks@AwadhAhmed-ts7ks2 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና🤲🤲🤲🤲

    @mizugaltigray183@mizugaltigray183 Жыл бұрын
  • Amen amen yehbiru yoni hawey

    @haderag.mariam8030@haderag.mariam80302 жыл бұрын
    • Amen amen amen 👏💝👏🏽👏🤗

      @cityjghkyl1274@cityjghkyl12742 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ።

    @hannahyebio2656@hannahyebio265621 күн бұрын
  • አሜን አሜንእህት ያርሰማል አሜን😮♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏 አሜን አሜን ቃል

    @MeseretBest@MeseretBest10 ай бұрын
  • አሜንንን🤲🌹🤲 አሜንንን🌹🤲🌹 አሜንንን 🤲🌹🤲

    @alalmanal4160@alalmanal4160 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏🙏

    @SaraS-mh5is@SaraS-mh5is23 күн бұрын
  • Amen Amen Amen 🙏🏾 🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    @alemtadesse1400@alemtadesse1400Ай бұрын
  • Amen amen amen kal hiwet yesmalna

    @asmoromgde7684@asmoromgde76842 жыл бұрын
  • Amen Qal hiwet ysmalna Deyacon hawina 🙏🏽❤️💐💐💐

    @abbyha7518@abbyha751810 ай бұрын
  • Amen Amen Amen ab xeletki zekrni qdsti dgl maryam Adeyyy🤴🙏🙏🙏💟

    @mihretkidane8294@mihretkidane82947 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ጽጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ቀጽለሉ ክቡርይ ናይ እመቤትና ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያም በረከት ረዲአት አማላድነት አይፈለየና

    @abdeljalilislamy1283@abdeljalilislamy12832 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @user-cd2le7ju2v@user-cd2le7ju2v Жыл бұрын
  • ኣሜን(3) እመ ብርሃን ትቀበለልና ዲያቆን ሓወይ።

    @weinihagos2269@weinihagos22692 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @selamkiflemariam3706@selamkiflemariam37062 жыл бұрын
  • Amen amen amen 🙏🙏🙏Qale hiwet yesmealena nay adena kdesti kudesan adeyena dengele mariyam xiletane berketan mes kulena yeheder amen 🙏🙏🙏

    @user-ol4yw5sx6l@user-ol4yw5sx6l2 жыл бұрын
  • Bhaqi qal hiwet yesmelna Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏💐💐💐💝💝💝

    @lidyabereket7293@lidyabereket72932 жыл бұрын
  • Amen amen amen kal hiwet yesmealna buruk hawuna amlak xegueu yebzehalka edmen tenan yhabka amlak

    @nurayinabdu6091@nurayinabdu60912 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen

    @mlaytakele7018@mlaytakele701811 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር ሓዉና

    @azoabsh4473@azoabsh4473 Жыл бұрын
  • amen amen.amen kal hiwet yesmalna dtaqon gewna

    @nahomkedani7562@nahomkedani7562 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና

    @user-ld9cu1rn8u@user-ld9cu1rn8u2 жыл бұрын
  • ኣሜን (3)ጾሎታ በረከታ ናይ ድንግል ማርያም ኣደይ ኣይፈለየና ❤❤❤

    @fetawiselam7688@fetawiselam76887 ай бұрын
  • Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏

    @ketemagebrit3339@ketemagebrit33392 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና፫

    @zainazaina2750@zainazaina2750 Жыл бұрын
  • ኣሜን .3ቃል ሂይወት የስመዐል

    @googelnet-7042@googelnet-7042 Жыл бұрын
KZhead