ቅድስት ኣናሲሞን Eritrean Orthodox Tewahdo Church film

2022 ж. 1 Жел.
637 064 Рет қаралды

ብናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅድስት ድንግል ማርያም ቤተ ክርስቲያን መድኃኔ ዓለም ኣብ ቅድስት ሃገረ እስራኤል ብዓባላት ክፍሊ ስነ-ጥበብ ዝተዳለወ መንፈሳዊ ፊልም """ቅድስት ኣናሲሞን"""

Пікірлер
  • _አስይይይ ተመስገን አምላከይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ_

    @xhv5054@xhv5054 Жыл бұрын
    • Egziabihier ymesgen Kab za Menfasawi Film Bzuh Knmhar Zegeberkum Temesgen egziabihier Amlak nay egziabihier Amlak xegu Yebzhalkum Bereqet Nay qdsti Anasimos Ayfeleyena

      @tekleweynieyasu2634@tekleweynieyasu2634 Жыл бұрын
    • ብሓቂ ቃለሂወት ያስመዐልና አሜን አሜን አሜን ተመስገን አምላከይ ✝️🙏✝️🙏✝️🙏🤲🤲🤲😭

      @mareykiros3371@mareykiros3371 Жыл бұрын
    • አሜን አሜን አሜን

      @tesfaldetgeransa8046@tesfaldetgeransa8046 Жыл бұрын
    • @@mareykiros33719

      @samsonsami7113@samsonsami7113 Жыл бұрын
    • 0

      @samsonsami7113@samsonsami7113 Жыл бұрын
  • ኣሰይይ ተመስገን ኣምላክ እዚ ክርኢ ዝፈቀድካለይ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋ ኣምላክ የብዝሕ ብሓቂ ካብ ልቢ እና ነመስግን ፆሎታን በረከታን ኣይፈለየና አሜን 👏

    @user-zq9xi4pp3m@user-zq9xi4pp3m Жыл бұрын
    • 🤷🤷🤷💛💙♥️💙💛🤷🤷🤷🤲🤲🤲

      @hidayat0771@hidayat0771 Жыл бұрын
    • 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

      @meronafewerki-dy6hq@meronafewerki-dy6hq5 ай бұрын
    • Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏

      @edenaynalemn3036@edenaynalemn3036Ай бұрын
  • ኦ ጎይታይን ኣምላከይን መድሓንየይ እየሱስ ክርስቶስ፡ ስለ ቅድስ ኣናሲሞን፡ኢልካ ይቅረ በለለይ፡ሕግካ ተከቲለ ክምቲ ትደልዮ ኮይነ፡ ንክከይድ ሓግዘኒ፡ ጸሎታን፡ በረከታን ፍቅራን ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ምስ ኩሉና ደቃ ይኩን🙏⛪🙏።

    @gihrmaisahle3796@gihrmaisahle3796 Жыл бұрын
    • Amen Amen Amen

      @mikaelmieron4883@mikaelmieron4883 Жыл бұрын
    • አሜን አሜን አሜን

      @user-vg7sr1ur9f@user-vg7sr1ur9f9 ай бұрын
    • Amen amen amen

      @HbdFfx@HbdFfxАй бұрын
    • Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏

      @edenaynalemn3036@edenaynalemn3036Ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ጽሎትን ፀጋ በረከትን ምስ ኩናትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን 🥺♥️✝️❤️🥰🥰

    @titigaltigray7118@titigaltigray7118 Жыл бұрын
    • ኣሜን ኣሜን አሜን

      @eradaerada1089@eradaerada1089 Жыл бұрын
    • Amen 🙏

      @godschild9020@godschild9020 Жыл бұрын
    • አሜን አሜን አሜን

      @mriam-ic2px@mriam-ic2px Жыл бұрын
  • ቃላት የብለይን ጸጋ የብዝሓልኩም በረኸኣታን ኣማላድበታን የካፍለና ፈጣሪ።

    @zaidkuhlay2106@zaidkuhlay2106 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ንስጋ ዝቅድስ ንነብሲ ዘረስርስ ታሪኽ ናይ ቅዱሳን ኣዴታትና በረኸታ ናይ ቅድስት ኣዴና ብእምነታ ዝጸንዐት ኣናሲሞን ምስ ኩላትና ይኹን እቶም ነዚ ታሪኽ ቅዱሳን በረኸት ንኽንካፈል ዘብቃዕኩምና ከኣ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም!!!

    @ambesjon3075@ambesjon3075 Жыл бұрын
  • ብሓቂ ዝገርም ህይወት እዩ እግዚአብሔር ካብ ቅድስቲ አናሲሞምንን ናይቶም ብቅዓታ ዝርአዩ ቅዱሳን በረከቶምን ረድኤቶምን አይፈለየና ንዚ ፊልሚ ዘሰርሑን ዝተሳተፉን ኩሎም እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩም ፍቁራተይ ቀፅሉሉ

    @temesgen637@temesgen637 Жыл бұрын
    • እሜን እሜን እሜን በረከቶም ይሕደረና

      @user-wi8ly8qr3g@user-wi8ly8qr3g Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዕልና በረከቶም ይሕደረና 🙏

    @ebrahit55@ebrahit553 ай бұрын
  • አገልግሎትኩም አምላክ አብዚሑ ይባርክ ክብራት አሕዋትና ናይ አዴና ቅድስ አናሲሞስ በረከታ ፀሎታ ምስ ኩላትና ይኩን

    @milonmilon6338@milonmilon6338 Жыл бұрын
  • ባሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና በረኸት ረድኤት ናይ ቅድሰቲ ኣደና ኣናሲሞን ዮሕደረና አሜን

    @user-sy4tg6fp4u@user-sy4tg6fp4u Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመአልና አሕዋትና በረከታን የክፈለና❤❤❤

    @raeeeer-xx5sy@raeeeer-xx5sy4 ай бұрын
  • እንኳዕ ደሓን መፃኩም ብሃንቀውታ ዝተፀበክዋ ፊልሚ እውይ ተመስገን😘😊😊😊

    @user-wt4hp3ln5m@user-wt4hp3ln5m Жыл бұрын
  • ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የበዘሐሉኩም ደስ ዝብል ናብ ትግርኛ ተርጉምኩም ዘመፃኣከምወ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጥብበን ምስጥሩን ይገለፀሉኩም ቡሩካተይ

    @hbcdf8099@hbcdf8099 Жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን በረከትን ረዲኤትን ምስ ኩልና ይኩን🙏

    @SaRa-et7dd@SaRa-et7dd Жыл бұрын
  • ብሓቂ ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኣምላከ ቅዱሳን ኣሕናውን ልብና ይክፈተልና ኻብዛ ሓላፊት ዓለም በረከት ቅድስቲ ንግስቲ ኣናሲሞን ይሕደረና አሜን ፫✝️

    @mmn9403@mmn9403Ай бұрын
  • ተመስገን ኣምላኬ ነዚ ክሪኢ ዝፈቀድካለይ ጸሎታን በረከታን ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ኣይፈለየና ንዓኩም ካኣ ከምዚ ጌርኩም ተርጊምኩም ዘመጻእከምልና እግዚአብሔር ዋጋኩም ይክፈልኩም የቀንየንና

    @user-zi1hi9ij6v@user-zi1hi9ij6v Жыл бұрын
  • እግዚኣብሔር ኣምልኽ ዘመን ኣገልግለትኩም ይባርኽ፡በረኸትን ረድኤትን ናይ መርዓት ክርስቶስ ዝኾነት ቅድስት ኣናሲሞን ይኽፈለና።ንዓይ ንሓጥእ ሓውኹም ከኣ ኣብታ ናይ ዕለታዊ ጸሎኩም ዘኽሩና ኣዝየ ሓጥእን ድኹም የ ብተደጋጋሚ ኣብ ሓጥያት እንዳ ወደቕኩ፡ተነሲሐን ከምቲ እግዚኣብሄር ዝደልዮ ሰብ ኮይነ መታን ኣብታ ቅድስቲ ስፍራኡ ክነብር ኣብ ጸለቱም ዘክሩና መታን ኣምላኽ ንሓጥያተይ ይቅረ ክብረለይ።ኩሉ ትገብርዎ ይከታተሎ የ ኣዚኩም ኢኹም ተቅንኡኒ እግዚኣብሄር ኩሉ ሂወትኩም ይባርኸልኩም፡ሓውኹም ካብ ኤውሮጳ። ኣብቲ ቅዱስ ስፍራ ኬንኩም ስለና ጸልዩ።

    @Samisimon5870@Samisimon5870 Жыл бұрын
    • Hawey ajoka goyta yesus kirstos moytulka eyu. Nabiu xeli. Mexhaf kudus Kea antibiotics.

      @makdayemane6102@makdayemane6102 Жыл бұрын
  • ጽባሕ ክርእያ እየ ደስ ትብል እያ ንብዙሕ ግዜታት ዝተጸበኽዋ እያ፡ ብዙሕ ኣጸቢኹሙና ብዝኾነ እንቋዕ ብሰላም መጻኩም፡ ጎይታ ይባርክኩም።

    @caladrius3885@caladrius3885 Жыл бұрын
  • ክብርን ምስጋናን ን ሌኡል ፈጣሪ🙏🙏✝️ Amen

    @biemnesimon5195@biemnesimon5195 Жыл бұрын
  • እግዚኣብሔር ከምት ደቅዲሳኖም ደተራዶኦም ዲሕናለ ከም ሓጢያትና ደይኮነሰ ከም በዚሕ ምሕረካ ይቕረ ይበልልና ፀሎቶምን በረከቶምን ይሕደረልና ብመንገዶ ይምሐረና ደኣነይ ሃምኣነይ ዲንእኩም ኣሓት ኣሕዋተይ ሓጥያተኛ ሓፊትኩም አብ ፀሎትኩም ሓሲብን❤❤❤❤❤❤

    @RjjJdjdjd@RjjJdjdjd2 ай бұрын
  • ተመስገን እንኳዕ ብድሓን መጻእኹም ክብራት ማሕበረ ማርያም እግዝኣብሔር ናይ ዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርኽ

    @nebaynegasie6251@nebaynegasie6251 Жыл бұрын
  • ተመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ብሓቂ ጸሎታ በረከታ ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣቤት ትዕድልቲ🥺❤️

    @Bri_Tgraweyti....@Bri_Tgraweyti.... Жыл бұрын
  • ነዓኩም አምላክ ዓቢይ ጸጋ ይሃብኩም ፡ ነዚ ክትገብሩ ዘብቅዓኩም አምላክ ድማ ይመስገ ኣብ ጸሎትኩም ውን ደግፉኒ ፡ በረከት ኣዴና ውን ኣይፈለየና ,፡

    @okbitbirhane6901@okbitbirhane6901 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ነዚ ክንርን ክንሰምዕን ዝፈቀደ ስሙ ዝተመስገነ ይኩን ናይ ኣዴና ቅድስቲ አናሲሞን በረከታን ጸሎታን ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን😢🤲

    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 Жыл бұрын
  • ኣሜን!!!! ኣናሲሞን ናይ ጥበብ ኣደ!!! መርዓት ክርስቶስ ኣቤት!!! ትዕድልቲ!!!

    @helmialenikrstossemra4799@helmialenikrstossemra47992 ай бұрын
  • ኣሰይይይ ተመስገንካ ኣምላከይ ነዚ በረከት ዘረአካኒ ዘስማዕካኒ ተመስገን ናይዛ ቅድስቲ ንግስቲ ኣዴና ኣናሲሞን በረከታን ፆሎታን ኣይፈለየና ምስ ኩላና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ነዚ በረከት ክንካፈል ዘቅረብክሙልና ክቡራት ኣቦታትና ክቡራት ኣሕዋትና ኣሜን 🙏❤️❤️❤️❤️❤️

    @samera7043@samera7043 Жыл бұрын
  • ብሃንቀውታ ዝተፀበክዋ ፀግኡ የብዘሐልኩም

    @user-pn3vf6ni9v@user-pn3vf6ni9v Жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @salmhabsy6250@salmhabsy6250 Жыл бұрын
  • ጸሎታን በረከታን ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን

    @sarondaniel5441@sarondaniel5441 Жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ፀሎታን በረከታን ምስ ኹልና ይኹን ፫

    @gergsgebremedhin2412@gergsgebremedhin2412 Жыл бұрын
  • ተመስገንካ ፈጣሪ ኣቦይ🙏ስለ ታሪኽ ቅድስቲ ኣናሲሞን ዘፍለጥካኒ ቡዙሕ ውን ተማሂረ እየ ሞ አመስግነካ ኣለኹ ኣብታ ትመጽእ መንግስትኻ ዘክረኒ🙏ነዛ ሕማቅ እዋን ብፍቅርኻ ንኽሓልፋ ደግፈኒ ኣሜን³🙏🙏🙏

    @EriLove-op8es@EriLove-op8es Жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፆሎታን በረከታን ናይ አዴና ቅድስት ኣናስሞን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን አሜን ፫🤲

    @fuch9239@fuch9239 Жыл бұрын
  • ብጣዕሚ ደስ ዘብል ከምዚ ዓይነት እምነት ኽህልወና ኣለዎ ።ኣብ እምነትና ተጸኒዕና ዝኾነ ይኹን ፈተና ተመጸና ዋላ ንግዚኡ ይጸበካ ኢዩ ። ዳሕራይ ግን ኩሉ ይርህወካ ኢዩ ኣምላክ ይመስገን ። ናይ ምሕረት ሓፍትና ድማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምሕርትን ታሪኽ ኮይኑ ከይቅጽል ድማ ከምዚ ዓይነት ጌርኩም ንህዝብኹም ከተመሓላልፍሉ ብጣዕሚ ጽቡቕ ኢዩ። ንዓና ድማ ኣብ እምነትና ኣትሪርና ክንሕዞን ከነጽንዖን ኣለና ኦርተዶክስ ማለት ቀጥ ዝበለ መንገዲ ኢዩ ።ንሕና ድማ ኣብ እምነትና ቀጥ ክንብል ኣሎና የቐንየልና ቀጽልዎ ብቪድዮ ጊርኩም ደስ ይብለና ።❤❤ ❤

    @user-zi4yu6gt2y@user-zi4yu6gt2y3 ай бұрын
  • አሜን ልበይ ባ ክፈተለይ ኣምላከይ ዝጠዓስ ልቢ😢😢

    @zufanzufan9990@zufanzufan99908 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና ቅዱሰ እግዚአብሔር ነዚ ክንርን ክንሰምዕን ዝፈቀደ ሰሙ ዝተመሰገን ይኩን ናይ ኣዴና ቅድሰቲ አናሲሞን በረከታን ጸሎታን ምሰ ኩለና ህዝበ ክርሰትያን ይኩን❤❤❤

    @yordanosnegashe5624@yordanosnegashe56242 ай бұрын
  • ኣሜን(3) ኣምላከይ ❤❤❤❤❤

    @gvbh9715@gvbh97159 ай бұрын
  • ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ብረኸታ ይሕደረና ኣሜን ፫❤🙏❤

    @Mirymmm763@Mirymmm76321 күн бұрын
  • ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ቃል ሂወት የስመዐልና በረኸት ናይ ቅድስቲ ኣዴና ምስኩልና ይኩን ኣሜን ክብሪ ንሉዑል ፈጣሪና🙏🙏🙏❤

    @SirakSTO@SirakSTO2 ай бұрын
  • ቃል ህይወት የስመዓልና።ናይ ቅድስት ኣናሲምን በረኸት ምስ ኩላትና ይኹን።ጸጉኡ የብዝሕ ማሕበረ ማርያም እስራኤል ናይ ኣገልግሎት ዝመንኩም ኣምላኽ ይቐድስን ይባርኽን።

    @destatsegay6403@destatsegay6403 Жыл бұрын
  • ቃለ ሂወት የስመዐልና በአክት ረድኤት ናይ ቅድስቲ ኣደና ኣናሲምን ዮሕደረና ኣሜን🙏🙏🙏

    @WegihWegih-kt7yr@WegihWegih-kt7yr6 ай бұрын
  • ናይ ቅድስት ኣናሲሞን በረከት ኣይፈለየና ማሕበር ጸጉ የብዝሓልኩም

    @grmaygushe6446@grmaygushe6446 Жыл бұрын
  • ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ጽሎትን ፀጋ በረከትን ምስ ኩናትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

    @saleightemmanuel5595@saleightemmanuel55956 ай бұрын
  • ኣሜን (3) ብጣዕሚ ደስስስስስስ ክትብል ፀለታን በረከትን ምስ ኩልና ህዝብ ክርስቲያን ይኩን

    @jgddhccc3011@jgddhccc3011 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና አስይይይይ✅👏👏❤️❤️❤️🥰

    @mhdmhd-gn2gh@mhdmhd-gn2gh3 ай бұрын
  • ባሓቂ ቃል ህይወት የስመአልና በረኸት ረድኤት ናይ ቅድስት ኣናሱሞን ዮሕደረና አሜን(3)❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @Smerh-eb5hm@Smerh-eb5hm20 күн бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወኣት የስማዓልና ድቂ እመብርሃን በርክት ረዲኤት ናይ ቅድስቲ ስኖስ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኩን

    @merhawiberaki9610@merhawiberaki9610 Жыл бұрын
  • ተመስገን ኣምላክ ብሃንቀዉታ ዝፅበያ ዝነበርኹ እንኳዕ ብሰላም መፅኣኹም ክቡራተይ 💒🙏🙏🙏

    @user-sm7qf9px3h@user-sm7qf9px3h Жыл бұрын
  • በስመአብ ክንደይ ደስ ይብል እዩ እግዚአብሔር የኽብረልና ናይ ድኻምኩም ዓስቢ እግዚአብሔር ይኽፈልኩም ጸግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም አሜን ቀለ ህይወት የሥመዐልና በረከት ቅድስት አናሲሞን ይሕደረና

    @user-uq9th3to6o@user-uq9th3to6o Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ይመስገን ብሓቂ ቃለ ሂይወት ያስመዐልና ናይ ቅድስት ኣናሲምን ፀለሎታን በረከታን ኣይፈለየና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @user-qf5qe3qw8n@user-qf5qe3qw8n3 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ባሓቂ ቃለ ሂወት የሰማዓልና ናይ ቅድሰቲ ኣናሲሞን ፀሎታን በረከታን ምሰ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ፫

    @zenaba8171@zenaba8171 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና ስድራ እግዚኣብሄር ትምርትኩም ኩሉ ግዜ ኣይፈለየና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንኩም ይባርክ ኣሜን

    @rahwa8038@rahwa80387 ай бұрын
  • ቃል ህይወት ያስምዐልና በእውነት ፀጋ በረኽት ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ይኽደረና ክደይ ደስ ይብላክ ሰለ ኽል ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን

    @user-bo7xq6ow4j@user-bo7xq6ow4j10 ай бұрын
  • ❤❤❤ ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ኣቀራርባ ኣምላኽ ኣጎልግሎትኩም ይባርኸልኩም ኩቡራት የሕዋትና ከምዚ ጌርኩም ነዓና ክንመሃር ዝገብርኩም ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸት ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ኣይፈለይና።

    @MikiTeame@MikiTeame10 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ተመስገን ኣምላከይ❤❤❤

    @kibromzere8264@kibromzere82642 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ብሓቃ ፀገአን በረከቱን የብዘሐልኩም አሕዋተይ ናይ አዴና ቅድስቲ አነስስምን በረከቱን ፆሎታን የሕደረኒ

    @user-kd7lt2cu5r@user-kd7lt2cu5r Жыл бұрын
  • ቃል ህይወት የስመዐልና።ናይ ቅድስት ኣናሲምን በረኸት ምስ ኩላትና ይኹን።ፀጉኡ የብዝሐልኹም ሙቁራተይ❤❤❤

    @aaisha2510@aaisha2510 Жыл бұрын
  • ብሓቅ ደሰሰሰሰ ትብለን ፊልም አሰይይይ ተመሰገን አምላክ ብሓቅ ቃል ህወት ያሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልና 🙏🙏🙏🙏🙏

    @user-xw6sl6eq9i@user-xw6sl6eq9i3 ай бұрын
  • ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ፡ጾሎታን በረከታን ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

    @azahielpresents2634@azahielpresents2634 Жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብራተይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ቅድስት አናሲሞን ጸሎታን ጸጋ በረከታን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን አሜን አሜን

    @user-eu6vq8ql1t@user-eu6vq8ql1t Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ናይ አዴና ቅድስት ኣናሲሞን አብ መንግስቲ አቦናን ጐይታናን እየሱስ ክርስቶስ ዘክርና ፀሎትኽን በረከትኽን ምስ ኹላትና ይኹን አሜን አሜን አሜን 🙏✝️🙏🕊

    @user-bq7mz3vf4m@user-bq7mz3vf4m Жыл бұрын
  • በረከትክን ፀሎትክን ኣይፈለየኒ ቅድስት ኣናሲሞን

    @user-hd6hn9hk6p@user-hd6hn9hk6p7 ай бұрын
  • ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ ጸሎታን በረኸታን ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ኣይፈለየና!!!

    @samuelhailemichael2799@samuelhailemichael2799 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና በረከታን ረዲኤታ ናይ ኣዴና ኣናሲሞን ኣይፈለይና ብቀጻሊ ናይ ቅዱሳን ታሪክ ከምዚ ገርኩም ተርጊምኩም ኪትመጹና እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓግዝኩምን ይደግፍኩምን ኩቡራት መምሃራነይን የሕዋተይን

    @abelmedhanie8731@abelmedhanie8731 Жыл бұрын
  • ብሓቂ ብጣዕሚ ዘገርምን ዘደንቅን እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ልተወሳእቲ ኣሕዋትና ውን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓስቦም ይክፈሎም🤲

    @user-nu8qz1wm6v@user-nu8qz1wm6v Жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ቅድስት ኣናሲሞን በረኸታን ኣማላድነትና ኣይፈለየና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም ነዚ ዘቅረብልኩምና እውን

    @mediwukro6662@mediwukro6662 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅድስት ኣናሲሞን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን

    @berhanekiflu3065@berhanekiflu3065 Жыл бұрын
  • ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት ይሰመዐና ፀጉኡ በረከቱይብዘሐልኩም

    @destakonjo3061@destakonjo3061 Жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና በረኸት ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ይኽፈለና!!

    @isaiahteages8596@isaiahteages8596 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ምስ ኩላትና አመንቲ ክርስቲያን ይኹን አሜን💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏

    @vjr7453@vjr7453 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩ እግዚአብሔር አምላክ

    @user-po5gs6pj4z@user-po5gs6pj4z13 күн бұрын
  • እግዚኣብሄር ይመስገን ብመንፈሳዊ ፊሊም ጊሩ መንገዱ ክንፈልጥ ዝመሃረና ። ግና ናይ ካልኦት መንፈሳዊ ፊሊማት ቡዙሕ ኣሎ ዘይተተርጎመ ምስ ናይ ኣምሓሪኛ ክነጻጸር ከሎ ማለተይ እየ። መንፈሳዊ ፊሊም ኣብ ሂወትና ንክንዓቢ ዓቢ ኣበርክቶን ግደን ኣለዎ ስለዚ ነቲ ተሪፉ ዘሎ መንፈሳዊ ፊሊማት ብዝተካእለኩም መጠን ከተቕርቡልና ኣምላክ ይሓግዝኩም (ከም ቅድስቲ ዮስቲና ካልዕትን ብፍላይ ) ። ኣምላክ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም ኣሚን ።

    @habenberhane1665@habenberhane1665 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ ዘመን አገልግሎትኩም ይባረክ በረከታ ረዲአታ ፆሎታ ምስ ኩለና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን አሜን

    @hayagfds1950@hayagfds1950 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት የሰማዓልና ናይ ኣገሊግሎት ዘበነ ኣምላም የብርኪልኪም

    @geremskalredae6910@geremskalredae6910 Жыл бұрын
  • ኣምላክ ቅድስቲ ኣናሲሞስ ይባርኩም ናይ በሓቂ ኣዚየ ዝሃርፋ ዝነበርኩ ፊልሚ ጸሎቶምን በርከቶም ናይ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና

    @semhar6776@semhar6776 Жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር ኣምላኽ ኽቡራተይ ክንደይ ደስ ይብል በረኸት ጸሎትን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ኣናሲሞን ይሕደረና⛪️✝️❤

    @dnglmaryameyarfutalbey1494@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
  • ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀሎትን በረከትን ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ኣይፈለየና ቡሩካት የሕዋተይ🙏🙏🙏

    @brtukantadese3925@brtukantadese3925 Жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጋ ኣምላክ የብዝሐልኩም በረከት ቅዱሳን ኣይፈለየና😘✝️🌹💟

    @user-gh2lq3cz3c@user-gh2lq3cz3c Жыл бұрын
  • ክብሪ ንኣምላከ ቅድስት ኣናሲሞን ይኹን ነዚ ንዝሰራሕኩም በረከታ ይክፈልኩም ይክፈለና ፡ ዝምነያ ዝነበርኩ ኣደ ብሃንቀውታ ድሕሪ ክልተ ዓመት ረኺበያ ።

    @mIndriasTube@mIndriasTube Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማልና

    @hari13514@hari135148 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂዋተ ያስመዐና❤❤❤❤❤

    @user-px1ux4ow5e@user-px1ux4ow5e2 ай бұрын
  • ስለ ኩሉ ነገር እግዛብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና ተዝውስኩላስ ኣይ ምፀገብክዋን በረከታን ፆሎታን ናይዛ ቅድስ ኣዴና ኣይፈለየና

    @tsgiegalhageretigrey1192@tsgiegalhageretigrey1192 Жыл бұрын
  • ቃል ህይወት የስምዓና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @AbielKbrom@AbielKbrom5 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ እግዝኣብሔር ኣቦና በረዝኸት ናይ ኣዴና ኣናስሞን እክፈለና።

    @ghidetewelday1202@ghidetewelday1202 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቅድስት ኦናስምን በረከትኽ ምስ ኩላትና ይኹን👏👏❤

    @user-tn3es4qx8c@user-tn3es4qx8c3 ай бұрын
  • አሰይይይይይይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ብጥዓሚ ደስስስስ ትበል ❤❤🙏

    @barhanbarhan189@barhanbarhan189 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሄወት ይስመዐልና ፀጉኡ ይብዝሕልኩም እ

    @temsgne7752@temsgne7752 Жыл бұрын
  • ቃል ሂወት የስምዓልና ኣገልጉለትኩ ይባሪኽሊኩም እግዝኣብሔር ኣምላኽ

    @selomunrezene656@selomunrezene656 Жыл бұрын
  • በረከትን ኣማላዲነት ናይ ቅድስት ንግስቲ ኣናሲሞን ይክፈለና አሜን

    @michaelmehari1053@michaelmehari1053 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና 🙏🙏🙏

    @tesfaldetgeransa8046@tesfaldetgeransa8046 Жыл бұрын
  • እሰይይይይ ዛዝፅበያ ዝ ነበርኹ መፅኣ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐሎኩም አሜን ❤️❤️❤️

    @user-nb2wi8pp7q@user-nb2wi8pp7q Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ናይ ኣዴና ቄድሰት ኣናሲምን ጸሎትን በረክትን ኣማላድነትን ኣይፈለየና አሜን ወአሜን🕯

    @user-qp4qx6zw5r@user-qp4qx6zw5r Жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ ቅድስት አናሲምን በረከት ናይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱን ቸርነቱ አይፈለየን አሜን (3)

    @shaertadhj879@shaertadhj879 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ አደና ቅድሰቲ ኣናሲምን ፀጋ በረከታን ኣማላድነትን ምሰ ኩላትና ህዝቢ ክርሰቲያን ይኩን አሜን💒👏😢

    @user-sd8fw7ll9r@user-sd8fw7ll9r Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ተመስገን ኣምላኽ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ቅድስቲ ኣናሲሞን ፆሎትን በረኸትን ይሕደረና ይደረበና👏👏👏👏💒💒💒💝💝💝💝💝💝

    @hanitgalhaylush4915@hanitgalhaylush4915 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ቃለ ሂይወት ያስመዐልና❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    @user-qr7df5xd8e@user-qr7df5xd8e3 ай бұрын
  • ናይ አዴና ቅድስቲ ኣናሲሞን በረከታን ፆሎታን አይፈለየና አሜን አሜን አሜን

    @mebrhitfutsum7997@mebrhitfutsum7997 Жыл бұрын
  • ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏✝️❤️ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ❤️❤️❤️ ጐይታ ብምሕረቱ ይጠምተና ምስቶም ቁዱሳኑ ክቁጸር ናቱ ቅዱስ ፍቃድ ይኹነልና🤲🤲🤲

    @yesus_goytayu1233@yesus_goytayu1233 Жыл бұрын
  • ፀሎታን በረከታን ኣይፈለየና

    @MiliHabeshawt-je6yw@MiliHabeshawt-je6yw27 күн бұрын
  • አሰይይይይይይይይይይ ተመስገን አምላኸይ ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስማዓልና ፀጉኡ የብዛሓልና እግዚአብሔር አምላክ አባይ

    @fyanaberhe9695@fyanaberhe9695 Жыл бұрын
  • amen Amen Amen bereketom yhderena kale hiwet yesmeana

    @yriga@yriga Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዕጹብ ዲንቂ እዩ ስራሕ እግዚኣብሔር ኣብ ቅዱሳኑ በረከት ናይ ቅድስት ኣናሲሞን ይክፈለና።

    @user-yz4tx9jg2w@user-yz4tx9jg2w Жыл бұрын
KZhead