''ብኸመይ ከም ትነብሩ ፍለጡ '' ኦሾ ትርጉም ኣማን ተወልደ

2024 ж. 28 Ақп.
14 544 Рет қаралды

ሓይሊ ሓሳባት ምስ ኦሾ

Пікірлер
  • I love this page and subscribed for first time, please keep physiology and physiology

    @rahelhaile3212@rahelhaile321211 күн бұрын
  • የቀንየልና ዝሐወይ❤❤❤❤

    @Tigraweyti976@Tigraweyti9762 күн бұрын
  • 👍👍 ብሐቂ ብኸመይ ከምእንነብር ዋላ ክንፈልጦ አይክኣልናን እንትርፎ ብኣንነት ብእምነት እወ ንፈልጦ ኢና ብኸመይ ከምእንነብር ምባል እንተዘይኮይኑ ስለዚ ብኸመይ ኢኹም እትነብሩ ንዝብላ ሑቶታት ብሐቂ 👌 ኩላትና ሰባት ክንፈልጠን ዝግብኣና እንኮ ፍልጠታት እየን አነ ሐንቲ ሐቂ ሐሳብ ዝፈልጣ ግን ኩላትና ሰባት ደለይቲ ኢና እምበር አመንቲ ስለዘይኮና ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ሂወታት ወይ ግዜታት ዘይፍለጥ 🙄 ነበርቲ ስለዝኾና AT LEAST አንሕና ንእንፈልጦ ጥራይ ኢና እምበር እንፈልጥ ንዘይንፈልጦ ንዝኾነ ግን አይንፈልጦን ኢና ክንብል ግዴታ ናይ ተፈጥሮ ስለዝኾነ ከምኡ ምስእንብል ከአ ብሰላም ክነብር ንኽእል ኢና ካብኡ ሐሊፉ ግን ንዘይእትፈልጦ ንዝኾነ ብእምነት ብግምት እወ እፈልጦ እየ ምባል አንነት ወይ ዱንቁርና ስለዝኾነ ንዮው ንበሎ EVEN አምላኽ ዝብሃል ከምዘሎ አነ እፈልጥ እየ ምባል አንነትን ዱንቁርናን ስለዝኾነ ብዝተረፈ ሐውና አማን ተወልደ 👎 አመና ፅቡቕ መደብ ተማሳሳሊ መደብ ንመፃኢ ከተቕርብ እውን ተስፋ እገብር ምኽንያቱ ከምዚ ኸማይ ብዙሕ አፍልጦ ዘይብልና ካብ ከምዚ ናትካ መደብ ብዙሕ ንፈልጥ ስለዘለና የቐንየለይ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ናይ ትግርኛ

    @user-wm9th3ew4r@user-wm9th3ew4r11 күн бұрын
  • Osho and sekuratos my favourite people

    @rahelhaile3212@rahelhaile321211 күн бұрын
  • ኦሾ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ሰብ

    @user-bj8ix9zl7m@user-bj8ix9zl7m17 күн бұрын
  • Thanks bro motivate gerkani

    @berhehagos864@berhehagos86416 күн бұрын
  • ኣርባሒ ትሕዝቶ ምስ ዘደንቕ ኣተራጓጉማ!!

    @biniamweldegebriel6420@biniamweldegebriel642023 күн бұрын
  • Btami sehabi medeb, gn kem mekri, hasabat ydegagemuka sle delewu mienti aselchawi keykewun, turnufun haxirn tekone eyu mesati. Thank you.!

    @danielkidane9456@danielkidane945615 күн бұрын
    • Buruk hawey mkiri emo lbka tetekefitu tenewuha muqur eyu gn lbi weled tezkewun ydgem alo yehaxero ybehal k kk bzkone buxuhufka kulu amaliekayo mkniyatu ezi mkri abaka tezserih guday moten hiwetey kthaseb comment keyhabka ETA video mearebet

      @wedijohn5724@wedijohn572412 күн бұрын
  • Bravo 💯👏👏👏👏

    @xgexge9@xgexge922 күн бұрын
  • Wawww nay bhaki

    @messiah7043@messiah704314 күн бұрын
  • Absolute legend

    @tesfithabtemichael8042@tesfithabtemichael80422 ай бұрын
  • @furtunayemane-zz6zt@furtunayemane-zz6zt19 күн бұрын
  • ❤❤❤

    @keseteyohans8195@keseteyohans819518 күн бұрын
  • Good job ዝዓርከይ

    @meronsat7665@meronsat76652 ай бұрын
    • ናይ ኦሾ ትፈቱ ዲኻ ሜሪ ኣዝማሪኖ ።

      @KalidApp-ry5xi@KalidApp-ry5xiАй бұрын
    • ​@@KalidApp-ry5xi ጽሉል እንበር ፥ ኦሾ መራሒ መገዲ ፥ ኣብ ጸልማት ብርሃን እንድዩ ፥

      @meronsat7665@meronsat766517 күн бұрын
    • @@meronsat7665 ሜሪ ሓወይ ፥ ንቑሕ ምዃንካ ተረዲእኒ ነይሩ'ዩ። ናይ በየነ ሃይለ መጻሕፍቲ ውን ኣዝየን ጠቐምቲ እየን። "ኣለመኖር" እትብል ናይ ኣምሓርኛ "ሳፕያንስ" ድማ ብትግርኛ ዝተተርጎመትን ጽቡቓት መጻሕፍቲ እየን ። እንተዘይ ነቢብካየን ሻዓ ኢልካ ንበበን ።

      @KalidApp-ry5xi@KalidApp-ry5xi16 күн бұрын
  • Bravo bro

    @user-lh3lo5uc1e@user-lh3lo5uc1e16 күн бұрын
  • Waw abey dea tesewirkani narka kbur haw btami keskasi tmhrti kexlo

    @hailemebrahtu7584@hailemebrahtu758414 күн бұрын
  • Des zbl treka bro

    @simongebrenas9254@simongebrenas925414 күн бұрын
  • ❤❤❤❤

    @tesfitgerezgiher3654@tesfitgerezgiher365418 күн бұрын
  • ❤️❤️❤️❤️

    @rutanegash5195@rutanegash519516 күн бұрын
  • ጥዑም ድምጺ ኣለካ ንጽበየካ ኣለንስ

    @Jhonfeta@Jhonfeta18 күн бұрын
  • ቀጽሎ ሓውና

    @Jhonfeta@Jhonfeta18 күн бұрын
  • Wow Beka wow kexlo habibi

    @EfiEfate@EfiEfate19 күн бұрын
  • Interesting lol

    @duhberhe9991@duhberhe9991Ай бұрын
  • እቶም ድሕሪ ሞት ምስ ኣምላኽ ከም ዝነብሩ ናብ ሲኦል፡ከም ዘይከዱ ዘረጋገጹ ንድሕሪ ሞት ዘሎ ሕቶ ድልዋት ዝኾኑ ንሞት ኣይፈርህዋን እንታይ ደኣ ይናፍቅዋ ከም በዓል ቅዱስ ጳውሎስ። ድልዋት ዘይኮንና ከኣ ግድን ኢና ክንፈርህ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ብሕልናና ጌሩ ከም ዘይተዳለና ስለዝነግረና ፡ወይስ እዚ ሰብኣይ ከምቲ ንሕይወትን ንሞትን ንምግላጽ ብጽሩይ ኣየርን ዝተበከለ ኣየርን ነውጽኦን ነእትዎን፡መሲልዎ ከም ዘሎ ነፍሲ ካብ ስጋ ምስ ወጸት ከምቲ እነውጽኦ ኣየር በኒኑ ዝተርፍ ከምኡ በኒና እያ ትተርፍ እዩ ዝብለና ዘሎ ፡ብዝኾነ፡መልሱ ንዕኡ ይምልከት ትርጉም ሕይወት ክርዳእ ዝደለየ ግና ናብቲ መንገድን ሓቅን ሕይወትን ኣነ እየ ዝበለ ኣምላኽና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እንተ ዝጽጋዕ መልሱ ምረኸቦ ኔሩ ኢለ እየ ዝኣምን ።ካብኡ ወጺኻ ክትርድኦ ትኽል ነገር የለን መንጪ ናይ ሕይወትና ካብኡ ስለዝኾነት ።

    @amanueltesfamariam312@amanueltesfamariam31223 күн бұрын
    • ሓቂ ❤ ነቲ ምእንቲ ሓጣትና ዝሞተ ጎይታናን መድሓኒናን ኣምላኽናን ዝኾነ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝርእያ ኣዒንተ ልቦና ያዓድለና

      @solomonberaki1849@solomonberaki184912 күн бұрын
    • @@solomonberaki1849 ኣሜን

      @amanueltesfamariam312@amanueltesfamariam31211 күн бұрын
  • እዚ ሰብኣይ ውሽጣዊ ትሕዝትኡ ከይፈለጡ ብኣልማማ ክኹነን ገይሮሞ እዮም ። ሓንሳብ ክትርድኦ ምስ ጀመርካ ግን ከም ወልፊ ሓሽሽ እዩ ዝኾነካ ። በርትዕን ቀጽሎን ፡ ሰብ ድማ ጥቕሚ ክረኽበሉ ተስፋ እገብር ።

    @KalidApp-ry5xi@KalidApp-ry5xiАй бұрын
    • እወ ንሱ ኢዩ ብልክዕ እንተተረዲእናዮ ግናኸ ካብ እናሞትካ ምንባር ዝኸፍእ ነገር ንላዕሊ ዝህሉ ኳ ዘሎ ኣይመስለንን እንታይ ዳኣ ናብቲ ንክልቴኤን ዓበይት ቀጸላ ሂወት ዝፈጠረ ልዑል ሓያል ኣምላከ እግዚኣብሄር ንክንምዕቆብ ብኹሉ ሓይልናን ብኹኡ መንፈስናን ልብናን ናብቲ ፈቃርን ሩህሩህን ሕያዋይን ጎይታናንመድሓኒናን ዘኾነ ኢየሱስ ክርስቶስ ብንስሓ ን ጸሎትን ወትሩ ንመላለስን ተጊህና ድማ ንጸልን ንምህለልን እንተኴና ጥራይ ኢና ንጻናናዕን ነቲ ግዚያዊ ሂወት እንተመረረና እኳ ናብቲ ዘልዓለማዊን ልዕሊ ኩሉ ዝመቀረን ንክንበጽh ኣብ ሂወትናን መጻኢናን ናብቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣሚናን ምስ እንጓዓዝን ዘፍርሃና ነገር ኣይህሉን ኣብ ሂወትና ግዚያዊ ሞት ወይ ሓጢኣት ዘሎ እኳ እንተኾነ በረክትን ረደኤቱን ከይተፈለየና ንነብርን ናብት ዘለአለማዊ ሂወት ሰፈር ህያዋን ክአ ንሰጋገርን ስለዝኾነ ድማ ምንጪ መቐረት ሂወት ናይዛ ዓለም ኣብ ጥበብ ናይ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ምኳኑ ከነስተውዕለሉ ይግባኣና፡ 11:38 11:38 11:38

      @Daniel-dl1hk@Daniel-dl1hk15 күн бұрын
    • @@Daniel-dl1hk ሓደ ነገር ክብለካ ፣ ንሰብ ብዛዕባ ሃይማኖት ይኹን ኣምላኽ ክትሰብኮ ፍቓዱ ክትሓቶ ኣለካ። ሃይማኖት ስለ ዝፈለጥካ ጥራይ ኩሉ ነገር ዝፈለጥካ እንተመሲሉካ ጌጋ እዩ ። ህይወት ብዙሕ ምስጢርርን ዘይምስጢርን ዝሓቖፈት ከምምዃና መጠን ምፍታሽን ምምርማርን የድልያ። ነዚ ነገር እዚ ፥ እናሞትካ ምንባር እንተልካዮ ግን ርእስኻ ሃሰስ በላ! አረ ብዓቢኡ እናሞትካ ምንባር ማለት'ከ እንታይ ማለትዩ ብስሩ ።

      @KalidApp-ry5xi@KalidApp-ry5xi15 күн бұрын
KZhead