🔴👉"ኣርጋኖን ናይ ሶኒ"(ብትግርኛ) መንእሰያት ስምዕዋ

2022 ж. 24 Ақп.
131 262 Рет қаралды

Пікірлер
  • ኣሕዋት ድምጺ ይስማዕ ኣሎ'ዶ?

    @bemnetnkhu5423@bemnetnkhu54232 жыл бұрын
  • እመቤታችን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ክብሪ ንዓኪ ኣዶ ኣማኑኤል

    @user-zg7mc9xb4s@user-zg7mc9xb4s
  • ስለ ኩሉእግዚአብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ኩሉ ግዜ ኣርጋኖን ብትግርኛ ክሰምዕ ባህገይ እዩ ነይረ ጾሎታን ኣምላድነታን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ምሕረት ፍቁር ደወዳን ምስ ኩላትና ይኩን ኣሜን ፫ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምርህና ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ፈጣሪ አሜን ይቅርታ🙇‍♀️🙇‍♀️🙇‍♀️ ብምድፋረይ ፍቃዶም ተኮይኑ ክሳብ ናይ በንበት ይመልእልና ክቡር ኣቦና ብምድፋረይ ደጊመ ይቅርታ🙇‍♀️🙇‍♀️🙇‍♀️ ይሓትት 🤲🤲

    @rominhkas1764@rominhkas17642 жыл бұрын
  • ተመስገን ከነደይ ይጥዕም ናይ እመ ኣምላኽ ፀሎት ጣዕሚ ፍቕርን ይሕድረና

    @tyffdcchh1018@tyffdcchh10182 жыл бұрын
  • ❤🙏👍ኣቤት ልብኻ ዘዕርፍ ጾሎት በሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና

    @user-wc3ws9gj9p@user-wc3ws9gj9p2 жыл бұрын
  • ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓዉና እሞ አምላክ ቅድስተ ቅድሳን ምስ ኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ትኩን አሜን🙏

    @user-xe4gq4gg7w@user-xe4gq4gg7w2 жыл бұрын
  • ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን፡ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ጸሎታ፡ ኣማላድነታ ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን።

    @habtomkahsay9949@habtomkahsay99492 жыл бұрын
  • ሰላም ሰላም እንኳዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ሓላላተይ ቀጺለ ሓወይ ናተይ ብጣዕሚ ንፉዑ ጹቡቅ ድምጺ ኣለካ ኣጂካ ቀጽሎ ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኣምላክ፡ሙሉኡ ፍቅሪ ራህዋ ቅሳነት ኣዲኩም ኣቦኩም ብፍቅሪ ኣምላክ ይንብውሩ ካብ ኩሉ ሕማቅ ይሰውረኩም ናብውልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብስክራብ ክትሑጉዙኒ ብትሕትና ይዕድመኩም የቀኔለይ ።

    @robichannel7718@robichannel77182 жыл бұрын
  • ተመስገንካ ኣምላኽ ስለ ትኹሉ ነገር ❤️🙏🏽

    @dawitnedele2606@dawitnedele26062 жыл бұрын
  • ብሓቂ እግዚአብሔር የክብረልና ክቡረይ ተመሰገን ከሉ ግዜ ኣርጋኖን ክፅሊ ይፍትን ኣማርኛ እዩ ነይሩ የደንጉየኒ እናደለኩ ይገድፎ እና ብጣዕሚ ደሰ ኢሉኒ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ በረከቱ የብዝሕ እመቤቴ ትሓልወልና

    @melatmelat1376@melatmelat13762 жыл бұрын
  • ኣቤት ኣቤት እወ ሰሚዕና ጥዑም ድምጺ ቃል መላእክት የስማዓልና ብሩኽ ሓወይ የቀንየልና!!

    @user-jv4ou4wx5l@user-jv4ou4wx5l
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኻ ናይ ቅድስት ደንግል ማርያም ደረከታን ጣዕማን ምስ ጉላትና ይኩን ኣሜን 👏👏

    @user-bj1md1eb5n@user-bj1md1eb5n2 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና መምህርና እግዚአቢሄር ይባርከልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን በረከትን አብዚሑ ይሀበልናን አብ ጸሎትኩም ዘኩሩኒ ወልድ አማኒአረል🙏🙏🙏

    @amanuel5687@amanuel56872 жыл бұрын
  • ቃለ ሂወት የስመኣልና ፀጋን በረከትን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን እመ ኣላክ ምስ ኩላትና ይኩን❤

    @user-vh8ng7wo6r@user-vh8ng7wo6r Жыл бұрын
  • ኩቡራት ኣቦታት ኣሕትት ነዝ ስኤላም አረፍት ዝህብ ቃል ከነስምዕ ዝፍቅድ አግዛበህር ዝፍቅድ ይምስገ 🤲🤲🤲💙⛪️💙✝️💙⛪️ ኣሜን

    @ghenetghe8493@ghenetghe8493
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና እግዛቢሔር ብምሕረቱ ይጠምተና።ጾሎት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ተራዳነት ቁዱሳን መላእክቲ ኣይፈለየና ኣሜን!

    @issayaseyassu6579@issayaseyassu6579
  • ብሓቅ ቃለ ህወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ

    @user-wx7zl8br3t@user-wx7zl8br3t2 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐና ክብር ኃውና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓልካ እመ ብርሃን ኣደና ፆሎታ በረከታ ምስ ኩላትና ህዝብና ክርስቲያን ይኩን አሜን

    @user-pd8wg9cf1m@user-pd8wg9cf1m Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና

    @rusomkahsayembaye1643@rusomkahsayembaye16432 жыл бұрын
  • Amen (3)ቃል ሂወት የስምዓና ጾሎት በረከታ ናይ ድንግል ማርያም እመ ብርሃን ኣይፈለየና ዝሓወይ ⛪️❤

    @kulusebukulusebu7588@kulusebukulusebu7588 Жыл бұрын
KZhead