ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 21 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 21

2024 ж. 27 Сәу.
106 239 Рет қаралды

ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 21 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 21
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika.com/video
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089...
Instagram: / lelemusika
#Brey #tigrignadrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Пікірлер
  • መንፀገባ ለማዓንቲ ዘሕዞኖቶ እስቲ ላይክ ሃቡኒ ተጋሩዋይ😢

    @user-wd2dk6di7g@user-wd2dk6di7g15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • የምር ኣሕዝናትኒ😢😢 4ግዘ ተፀፍዓ

      @user-zd3pw9dv8l@user-zd3pw9dv8l15 күн бұрын
    • ከብደይ በሊዓትኒ

      @SelamTesfay-me1qy@SelamTesfay-me1qy15 күн бұрын
    • አሕዝናትኒ አነ እውን😢

      @SalamSalam-nz2ox@SalamSalam-nz2ox15 күн бұрын
    • Eufffffff miskin kulom sefiama💔💔💔

      @Kanal0809@Kanal080915 күн бұрын
  • መንፀገባ ዘፈቱ ላይክ እባ ግብሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @rahewmiks4143@rahewmiks414315 күн бұрын
  • well ብሩኻተይ ርሑስ ሰሙነ ሕማማት ይግበረልና ንሓጥያትና መደምሰሲ መንግስቱ መዉረሲ ይኹነልና ስደት ዘለናለ ብሰላም ይመልሰና እስኪ ለዓመታ ከምዚኣ ምስ ስድራና ንዉዕል ይግበረና እትብሉ ላይክ ግበሩለይ ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤❤❤😢😢

    @user-yh3yd7wo8u@user-yh3yd7wo8u16 күн бұрын
    • አሜን🙏

      @Zayd878@Zayd87816 күн бұрын
    • ኣሜን 🙏

      @user-tk2ci9dn3b@user-tk2ci9dn3b16 күн бұрын
    • አሜን 🙏

      @AaAa-ot7xq@AaAa-ot7xq15 күн бұрын
    • ኣሜን//3//❤❤❤

      @user-wc7vo5xn2v@user-wc7vo5xn2v15 күн бұрын
    • ኣሜን ኣሜን ኣሜን

      @SftsHsgs-rx9ko@SftsHsgs-rx9ko15 күн бұрын
  • እስቲ ከማይ ብሃንቀውታ ትጽበይ ዝውዓለ 👍👍👍❤❤

    @user-rs8bd8un8y@user-rs8bd8un8y16 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

      @lula-Tube242@lula-Tube24215 күн бұрын
    • ኣነ❤❤❤

      @user-wc7vo5xn2v@user-wc7vo5xn2v15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ maarey🥰🙏

      @DeedFsr@DeedFsr15 күн бұрын
  • ስየ መወዳእትኡ ንካሕሲትዩ ክምርዖ ብረይ ትምህርታ ክትውድእ እያ ትብሉ ላይክ ግጨውኒ❤ 😁 ካብ ሚሒር ፊልሚ ምርኣይኮ ደረስቲ ክንቅየር ደሊና ገሌናስ😅

    @user-vr1bt9wr6f@user-vr1bt9wr6f15 күн бұрын
    • 😂😂😂😂😂😂

      @gullala4624@gullala462415 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • ኖ ኣይኾንን ንብረይ ምግዳፍ የለን

      @tbetbe6244@tbetbe624415 күн бұрын
    • ገይረልክ ንስኽውን ግበርለይ​@@user-qt6vc9wx9o

      @HermelaAraya-eu4jz@HermelaAraya-eu4jz15 күн бұрын
    • 😂😂😂

      @zewdugalwembrttgray9281@zewdugalwembrttgray928115 күн бұрын
  • ኣደነቅት መንፀገባ🤝👍

    @rfduv1457@rfduv145715 күн бұрын
  • ከም መንፀገባ ማሓዛ ፍጠረለይ ኣምላኸይ ኣሜን 🙏🙏🙏😘❤️

    @user-gl9rt8pe2v@user-gl9rt8pe2v16 күн бұрын
    • ኣሜን(3)🙏🙏🙏❤❤❤

      @user-rs8bd8un8y@user-rs8bd8un8y15 күн бұрын
    • ኣምላኽ ይመስገን ብድራማ ዘይኮነ ብተግባር ህይወታ እትኸፍለለይ ናይ ፈጣሪ ውህብቶ ዝኾነት መሓዛ ኣላትኒ ከም ናተይ ንኹልኽን🥰🥰🥰🥰

      @user-mr5hp9wk3l@user-mr5hp9wk3l15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • ኣለዋና እየን ፅሩያት መሓዙት

      @tbetbe6244@tbetbe624415 күн бұрын
    • ብሓቂ❤❤

      @user-op8dr9fy7t@user-op8dr9fy7t15 күн бұрын
  • እንኳዕ ዳሕና መጻእኹም እንዳ ብረይ ❤ ሰላም ዝወርደሉ ምሕረት እንረኽበሉ ሰሙነ ሕማማት ይግበረልና ደቂ ተዋህዶይ😊❤

    @FunnyCookingApron-dj3it@FunnyCookingApron-dj3it16 күн бұрын
    • አሜን አሜን አሜን ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

      @miligrmay@miligrmay15 күн бұрын
    • አሜን አሜን አሜን ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

      @miligrmay@miligrmay15 күн бұрын
    • አሜን 😊

      @user-bv4tb3mq3z@user-bv4tb3mq3z15 күн бұрын
    • ኣሜን//3//❤❤❤

      @user-wc7vo5xn2v@user-wc7vo5xn2v15 күн бұрын
    • Amen marey

      @user-qp5co1ru3p@user-qp5co1ru3p15 күн бұрын
  • ክፅበዮም ዘምሸየ ከምዚ ከማይ እስኪ ሳብስክራይብ ለይክ ሃብኒ❤🎉🙏

    @axsum---tsion21@axsum---tsion2116 күн бұрын
    • እረ ብስረ ዓይነይ ቆሊዑ ዊዒሉ ማርያምን❤

      @hdjf4@hdjf416 күн бұрын
    • 🎉❤❤❤

      @user-uu9qq3pn8d@user-uu9qq3pn8d15 күн бұрын
    • መልሲ ማዓረይ ደሚረኪ❤

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • ገይረልኽ መልስ ወለልአ❤

      @brhanwejerat516@brhanwejerat51615 күн бұрын
    • gerelki alike goal addy

      @zenawiytebarek6645@zenawiytebarek664515 күн бұрын
  • ብረይ ብረይ ሪእኻ ዘይምኖ! ፅቡቅ ሰሙነ ሕማማት ይኹነልና ንኩሉና ኣመንቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤

    @brihanmhretu535@brihanmhretu53515 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • መንፀግባ ዝፈቱ 😢😢❤❤ እስከ ላይክ

    @merrymim2583@merrymim258315 күн бұрын
  • እንኳዕ ብዳሓን መፃኩምእ ንኳዕ ዶሞ አብፀሐኩም ተካታተልቲ ዳብረይ እሞሲ ላይክ ግበርለይ ❤❤❤

    @azmaraazmara2505@azmaraazmara250516 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ላይክ ገይረልኪ የዋ🎉❤😢😊

      @user-jg4cx5nt1z@user-jg4cx5nt1z15 күн бұрын
    • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዛናተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ዛሓፍተይ 🥰❤️🙏

      @DeedFsr@DeedFsr15 күн бұрын
  • ከም መንፀግባ እምንቲ መሓዛ ይርከብዶ ❤ክፈትዋ መዓት❤❤❤

    @user-ep7pk2uq9d@user-ep7pk2uq9d15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • ግን እምነትን ምባኣስን ይፍላለዩ እዮም ክንዲ ግደፍ ትብላስ ኣብመይ ኣጢልቃ ቃትላታ ነይራ ቃላዓ እምታ😅😅😅

      @anwartkl559@anwartkl55915 күн бұрын
    • @@anwartkl559 ሓቅኪ እንድዩ ግን ከሓሲት መሕረር ኮነይይላ እትገብሮ ተንኮላት የናድድ ዩ። መንፀግባ ከዓ ምእንቲ ብረይ ትገብሮ መስዋእቲ የሐጉሰኒ ፅቡቅ ገበረታ ይብል

      @user-ep7pk2uq9d@user-ep7pk2uq9d14 күн бұрын
  • ወልዳይ ዓንዛር ዋይ ኣጀኪ መንጸገባዋይ❤ ፍቅሪ ኣይርዶኦይ ጋዉና እዩ😂

    @genet3442@genet344215 күн бұрын
    • 😅😅😅😅ከምዚኣ የላይ ጋዉና ያ🤣🤣

      @genigaljunta598@genigaljunta59815 күн бұрын
    • 😂😂😂

      @Vjsgs-uh8ux@Vjsgs-uh8ux15 күн бұрын
    • 😂😂😂

      @asayyeebyo182@asayyeebyo18215 күн бұрын
    • እወ ያኺ ፋራ ዝኾነ ወዲ😂

      @askb4483@askb448315 күн бұрын
    • 😂😂😂😂ሞትኩ

      @MulerTigraweti@MulerTigraweti15 күн бұрын
  • አነን ብረይን ሓደ ንመስል አብ ፍቅሪ ዘሎ ቅንኢ 👌😁💜❤️🦋❤️💜

    @RShaN-kiki@RShaN-kiki15 күн бұрын
  • እንካዕ ዳሓን መፃኩም እንዳ ብረይ🥰ሰናይ ሕማማት ይግበረልና ደቂ ተዋህደይ👏👏👏

    @user-jw2ss8dz9u@user-jw2ss8dz9u16 күн бұрын
    • ኣሜንን ፫ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

      @lula-Tube242@lula-Tube24215 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏❤

      @user-cb6hy6fz2v@user-cb6hy6fz2v15 күн бұрын
  • ኡፍ ናይ መጨረሽታ ግን😢😢😢 ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና ብቅልጡፍ መጽና😊😊😮

    @aizabfesutm5242@aizabfesutm524215 күн бұрын
  • ዋይ መንፀገባስ ኮፍ ኢላ ን ብራሃን ዓርከይ ትመስል ኤ ዘን ዓርከይ ንኣየይ ክብላ ክንደይ በትሪ ተገንየን 😢😢

    @user-kk7kh3ew1b@user-kk7kh3ew1b15 күн бұрын
  • ተሓባበሩኒ ፍቅሪ ሓልዮት ናይ ደቂ ሰባት ዘለኩም ሳብስክራይብ ግበሩኒ እግዚኣብሔር ኣምላክ ድልየታትኩም ይመልኣልኩም ከመይ እንድየ ኩሑጎስ

    @CffGgg-eu4if@CffGgg-eu4if15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • ኣበይ እኒኦ ሊንክ

      @tbetbe6244@tbetbe624415 күн бұрын
    • ​@@tbetbe6244ኣብ ፍረፋይራ

      @mmmmm2701@mmmmm270115 күн бұрын
    • ​@@user-qt6vc9wx9oእሺ

      @CffGgg-eu4if@CffGgg-eu4if15 күн бұрын
    • ​@@tbetbe6244ኣብ ፍረፋይረይ ሓፍተኒ የቀኒየለይ ኣሕዋተይ

      @CffGgg-eu4if@CffGgg-eu4if15 күн бұрын
  • መንፀግባይ ፀላኢኪ ይፀፋዕ😢❤

    @user-my9se6if8m@user-my9se6if8m15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • ምፅፍዕ እካ ክውሕዳ ንግራም ዝኮነት ቆላዓ😅😅😅

      @anwartkl559@anwartkl55915 күн бұрын
    • @@user-qt6vc9wx9o ገይረልኪ እየ ውዴ🥰

      @user-my9se6if8m@user-my9se6if8m14 күн бұрын
  • እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ብረይ ዝጸትወኩም መበል 16 ብዕለይ ኪዳና ምህረት ዘይሓሰብኩምዎ ሽሻይ ትዓድልኩም ጥዑም ብስራት ተስምዐኩም ቡሩካተይ🙏😍😍😍😍😍😍

    @user-rs8bd8un8y@user-rs8bd8un8y16 күн бұрын
    • ኣሜን ኣሜን ኣሕብሩ🙏🙏🙏✝️

      @user-zd3pw9dv8l@user-zd3pw9dv8l16 күн бұрын
    • ኣሜን 🙏

      @user-tk2ci9dn3b@user-tk2ci9dn3b16 күн бұрын
    • ❤አሜን አሜን አሜን ደምረኒ ዝያዳይ

      @miligrmay@miligrmay15 күн бұрын
    • ተጋሩዋይ ፁሩያት እንካዕ አብፀሐኩም ተናፈቄቲ ፋጥረት❤❤❤❤

      @dwedete389@dwedete38915 күн бұрын
    • @@dwedete389 አሜን እንካዕ አሕብሩ አብፀሐና ዝያዳይ ሳብሰክራይ ግበረለይ ዝሓወይ

      @miligrmay@miligrmay15 күн бұрын
  • ወልዳይ ዓንጃል ማርያምን ከምሎሚ አየሕረቀንን 😏ኢጆኩ ማንፅጋባ ዋይ🥺

    @Geni2424@Geni242416 күн бұрын
    • ፊልሚ ምኻኑባ ኣይንረስዕ😂😂

      @user-ms7jt1cq3c@user-ms7jt1cq3c15 күн бұрын
    • 😂😂😂😂😂ዋላ ፊልሚ ይክን ሲ ወልዳይ አብዚሒዎ ዋ 😂😂😂

      @gullala4624@gullala462415 күн бұрын
    • ወልዳይ ድበሃ ቕቶልለ እዚ ጋጃ 😊

      @selambest7691@selambest769115 күн бұрын
    • ዋላ አነ አናድድኒ

      @Vcf-sw8mn@Vcf-sw8mn15 күн бұрын
    • 😂😂😂

      @user-zp3ts9ji1v@user-zp3ts9ji1v15 күн бұрын
  • ዉይይይ መንፅገባ ኣሕዚናትኒ ማርያምን ምሰ ናተይ ሂዉት ተትሓሕዝ ፅቡቁም ናተመነኻ ደቂ ሰባት ይጎደእኻ🎉❤

    @muleredagahmus1518@muleredagahmus151815 күн бұрын
  • እንኳዕ ብድሓን መፃኹም እንዳ ብረይ ስናይ ሕማማት ይግበረልና ደቂ ተዋህዶ ብሩኻተይ💚🙏❤❤❤😊😊

    @herutigraweyti5269@herutigraweyti526915 күн бұрын
    • ኣሜን (3)ዛናተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ 🙏❤️

      @DeedFsr@DeedFsr15 күн бұрын
    • ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤

      @Maron-ry5ui@Maron-ry5ui15 күн бұрын
  • እንቋዕ ብሰላም መጻእኹም🎉❤ መንጸገባ ግን ተሕዝነንላ ወልዳይ ኣሐንቅቃ😢😏

    @user-wr3jj9kt7h@user-wr3jj9kt7h15 күн бұрын
  • በጃኩም ናይ ወልዳይ ኣይተጋኑንዎ መንጸገባይ ኣሕዚናትኒ😥😥😥

    @user-rs8bd8un8y@user-rs8bd8un8y16 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

      @lula-Tube242@lula-Tube24215 күн бұрын
    • አረ ብሱሩ

      @meri3353@meri335315 күн бұрын
    • ❤😢

      @selamasweet7680@selamasweet768015 күн бұрын
  • እኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ፈተውቲ ተጋሩን ርሑስ ባዓል ሆሳእና ንወዲ ዳዊት

    @hanayemaryamlij@hanayemaryamlij16 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • እንኮዕ ዳሓን መፃኩም❤❤ ግን ወልዳይ ንመንፀገባ ክትወቃዓ አይነበረካን መሰል ደቂ አንሰትዮ ይታሓሎ ዋላ ድራማ ይኩን

    @user-me4uq7oc6b@user-me4uq7oc6b15 күн бұрын
    • ብሓቂ መሰል ደቂ እንስትዮ ይካበር መንፀገባ ሽኮር❤❤❤❤❤❤

      @cutebaby2638@cutebaby263814 күн бұрын
  • ውይ ኣውሊዕ መታዓቢተይ 😢ኣውሊዕ ክፈቱ ኣነስ 😮😮ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ ዓደይ ክብረተይ ሰላምኪ ይመለሰለይ 😢❤❤

    @user-lq7rd2ri4s@user-lq7rd2ri4s15 күн бұрын
    • ኣናፊቁናኮ ሰደት ሕሱም ኣይይይይ😢😢😢😢

      @user-ox7hd8kh9y@user-ox7hd8kh9y15 күн бұрын
    • @@user-ox7hd8kh9y ኣጀና ህያበይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ስደትና ኣሕፅሩ ሓሳብ ልብና ኣስሚሩ ናብ ስድራናን ዓድናን የብለና 😢😢🤲🤲💜

      @user-lq7rd2ri4s@user-lq7rd2ri4s15 күн бұрын
    • @@user-lq7rd2ri4s ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏 ማዓረይ 💖💖💖💖

      @user-ox7hd8kh9y@user-ox7hd8kh9y15 күн бұрын
  • ተጋሩዋይ እንኳዕ ንሆሳእና አብፀሐና🌿 ብሩክ ቅንያት ሕማማት ይግበረልና ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ❤🌱🌺🌺🌺

    @Selugaltigray@Selugaltigray16 күн бұрын
    • ገይረልኪ እየ ማዓረይ ናዓየይ እዉን ግበርለይ ዝሓፍተይ ❤️🙏

      @DeedFsr@DeedFsr15 күн бұрын
    • @@DeedFsr እሽኒ🌺🙏

      @Selugaltigray@Selugaltigray15 күн бұрын
  • ወልዳ ዛቆልዓ ታይ ገራትካ ተሳቅያ😢😂😂😂😂

    @mghsw3508@mghsw350815 күн бұрын
    • 😂😂😂 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

      @lula-Tube242@lula-Tube24215 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • Nay bhaki 💔💔💔

      @Kanal0809@Kanal080915 күн бұрын
  • እንኳዕ አብፀሐኩም ሰናይ ሰሙነ ሕመመት ይግበረልኩም እንዳ ብረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ብሃንቀውታ ክንፅበይኩም ውዕልና💐💐🌼💐🌼🌼🌻🌻🌻🌻

    @user-md4mh6iy3v@user-md4mh6iy3v15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • ሰየ ደገ ክህሉ ፊት ለፊት ምስ ብረይ ክራከቡ ተስፉ ይገብር ድራማ ምኳነ ለፈለጥኩ ወሽጠይ ተሓሚሰ

    @user-nn9gh7nr4i@user-nn9gh7nr4i15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • ደንጊፀ😂

      @rahelgebre2087@rahelgebre208715 күн бұрын
  • ብሩክ ቅንያት ሰሙነ ሕማማት ንሓጥያትና መደምሰሲ ንመንግስቱ መውረሲ ይግበረልና ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ንዓመታ ኣፉታ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያንና ናፀለና ነሰገድና ንውዕሎ ይግበረና👏❤#ሳብስክርይብ ነገበርኩም ልቀሐይ ክምልስ እየ ኣነለ ሓቢርና ንዕበ 🥰🥰

    @user-jm7zc7lb2x@user-jm7zc7lb2x15 күн бұрын
    • ኣሜን (3)ገይረልኪ እሞ ግበርለይ ማዓረይ ❤️🙏

      @DeedFsr@DeedFsr15 күн бұрын
    • ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤​@@DeedFsr

      @meri3353@meri335315 күн бұрын
  • ስላማት ቤተስብ❤ሕማማት ጎይታና ብግብሪ ፍቅሩን ትሕትንኡን ዝሃበና❤️🌿እንካዕ ኣብፅሓና.

    @user-rj6zh1sx5d@user-rj6zh1sx5d16 күн бұрын
    • ኣሜንን ፫ ማዓረይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

      @lula-Tube242@lula-Tube24215 күн бұрын
  • መንፀገባ ኣይትህሰዩ ዋ 😢ካሓሲት ሰሪሓትሎም ከዚ ኡፍ ብረይ ልባ ተጎዲኣ😢

    @Romary-cv8rq@Romary-cv8rq15 күн бұрын
    • ገበዝ ከይነ ሕቅፍ ዳኣ ኣበለኒ😅

      @user-pb3hg1cm7q@user-pb3hg1cm7q15 күн бұрын
    • 😂😂😂😂

      @user-cn8zv2rx5o@user-cn8zv2rx5o14 күн бұрын
  • ውይ ድ መንፀገባ ድወቅዐለይ ኣይፈቱን 😢 ኽሓስት እዛ መባኣስት ድኣ ደይትብልዋ 😂

    @selambest7691@selambest769115 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • መንጸገባ የድራማው ድምቀት ❤❤❤

    @azeb9433@azeb943315 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

      @lula-Tube242@lula-Tube24215 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • 💙😂ብሪ ኣደ ትሕትና መንጸገባ መስሓቅ ከሓስት ኣደ ጠባይ ኩለን ዕንባባ ባህላዊ ይበል ምልጭ ቁንጂና 🌹👍👍👍

    @keleabtsehaye4480@keleabtsehaye448011 күн бұрын
  • እፍፍፍ ካሓስት ሰርሓትሎም ርእያተን እያ ኮ ትኮን እልብረይ እናመፅኣ ገዛ ዓፅያ ኮሙኡ ገይራ 😢😂😂😂😂😂

    @Meriwejerat@Meriwejerat15 күн бұрын
  • ኣየ መንፀገባ ዝረከበቶ😢😢❤❤❤❤❤

    @Tgjjhh@Tgjjhh15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • ወልዳይ ማራ ኣብዚሕካዮ😢ሕደግ ፍቅሪ ለግሰላ ን መንፀገባ😮ብጣዕሚ ኣሕዚናቲኒ😊❤

    @user-nl1ek3wc6f@user-nl1ek3wc6f15 күн бұрын
  • አነ ከም ብረይ እየ ንማሓዛይ ❤❤😂😂😊

    @Bhuluf@Bhuluf15 күн бұрын
  • እንዃዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ 🙏እንዃዕ ንሰሙነ ሕማማት ብሰላም ኣብፀሐና /ኣብፀሐኩም 🙏💖💖💖💖

    @user-ox7hd8kh9y@user-ox7hd8kh9y15 күн бұрын
  • ከም መንፀገባ ዝበለት መሓዛስ ኣበይ ትርከብ❤❤❤❤❤❤❤

    @user-zy4hv7gg6o@user-zy4hv7gg6o15 күн бұрын
    • 🥰🥰🥰

      @FeetFee-ho8uu@FeetFee-ho8uu15 күн бұрын
  • እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ሰሙነ ሕማማት ይግበረልኩም እንዳ ብሪ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሃንቀውታ ክንፅበየኩም ውዒልና ❤🎉

    @ManJohson@ManJohson16 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • ብረይ ምልባማ ሓቀይ❤

    @Sgdyf@Sgdyf15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • መፀገዋዋይ ሽከር❤ ይመችኺ😅😂

    @salmasalma-en2ef@salmasalma-en2ef16 күн бұрын
  • አራ ተጋሩዋይ ❤❤❤❤🎉ኣብዚ ግዲ ኢኩም ተሓደርለኩም ዋ ኣብ ሓድ ደቂቃ ዉሽጢሲ 60 comenat ያ😂

    @user-xn7hj2fq3w@user-xn7hj2fq3w16 күн бұрын
    • ኣነ ውን ገሪማትኒ ቅድመይ ዝረኣያ የለን ኢለስ ተቀዲመ 😂😂😂😂

      @user-pc3bk3jt6q@user-pc3bk3jt6q16 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • @@user-qt6vc9wx9o ገይረለኪ ወለላይ

      @user-xn7hj2fq3w@user-xn7hj2fq3w15 күн бұрын
  • እንኳዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ዓደይ ሰናይ ሰሙነ ሕማማት ይግበረልና ደቂ ተዋህዶ ብቅንዕና ናብዛ ፕሮፋይለይ ናኣተኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ አዘብሩካተይ ከይትሓልፉኒ 🎉🎉🎉😢😢

    @user-jg4cx5nt1z@user-jg4cx5nt1z15 күн бұрын
  • ደቂዓደይ ደመይ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ሕማማት ብሰላም ኣፈፂሙ ናብ ብርሃነ ትንሳእየኡ የብፀሐና ኣሕዋተይ ኣብ ፕሮፍይለይ እናኣተኩም ሰብስክራይፕ ግበሩለይ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤❤❤

    @user-my2mq7vn5d@user-my2mq7vn5d16 күн бұрын
    • መልስለይ ማዓረይ

      @lula-Tube242@lula-Tube24215 күн бұрын
  • ኸሓሲት ኾነ ኢላ እያ ኸምኡ ዝበለት ዝመስለኒ። ኽመፃ ሪኣተን ኣላ እሞ ክተሕርቐን ደልያ ትኾን። ብስሩ ኽኸውን ዘለዎ ፡ ብረይ ን ስየ ኣምሂራ ክትቅይሮ እምበር ክፈላለዩ የብሎምን።

    @user-fm4ii9sd9h@user-fm4ii9sd9h15 күн бұрын
  • መፀገባ ፈትየያ😂❤👌

    @salmasalma-en2ef@salmasalma-en2ef16 күн бұрын
  • እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዝፈትወኩም❤ መንፀገባ ኣሕዚናትኒ

    @merigaltewahdo1460@merigaltewahdo146015 күн бұрын
  • አንዳ በረይ አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ተጋሩዋይ 🙏💘💘💋💋💋💘

    @user-ed7oq6yy9p@user-ed7oq6yy9p16 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • ​@@user-qt6vc9wx9oእሺ❤

      @user-ed7oq6yy9p@user-ed7oq6yy9p15 күн бұрын
  • ድቃስ የለን ድዩ ኣብ ዓድና እባ ሀዚ እትሰድዎ ብዝኾነ እንቋዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓደይይ❤❤

    @Hareg675@Hareg67515 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • @@user-qt6vc9wx9o ገይልኪ ፀኒሐ ጎበዝ አ እኮ ጃህራ ከይመስል እምበይ😂 ብሓቂ🙏

      @Hareg675@Hareg67515 күн бұрын
  • ዳብረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሪኢቶ ተንቡቡደ ትከኑ እንታይድየ ክብል ደልየ ሓደ ሓደ ግዜስባ ክዳውንትኩምን ናይዘን ተዋሳእቲ ጨጉረንን ክደነን ቀይሩለን ዋይ ብሓንቲ ክዳን ብሓንቲ ጨጉሪ😕

    @user-or5sx2nu4d@user-or5sx2nu4d15 күн бұрын
  • እዃዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋኒ ማዓርይ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

    @Selam-ib3zu4io1f@Selam-ib3zu4io1f16 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • ተጋሩዋይ ሙቁራት እንቋዕ ሰላም መፃእኹም ደቂ ዓደይ ሓላላት🙏🎉❤️💛🎉🎉🎉🎉🎉🎉💋💋💋💋💋💊💊💊💊💊💊💊

    @YordaGerye-mt2js@YordaGerye-mt2js15 күн бұрын
  • መንፀጋባ እና ወልዳይ እሙናት አዕርቲ ስየና /ብረይ እዮም💜

    @AaAa-eu1il@AaAa-eu1il7 күн бұрын
  • Love you daki Adey Mareyyy ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏

    @seblegoitom3719@seblegoitom371916 күн бұрын
  • ብረይ ግን ክምዚ ከማይ ካብ ትናገር ስቁ ኢላ ትገልብ ተመርፅ 😁😁😁😁

    @kidigaltgray3392@kidigaltgray339215 күн бұрын
  • ወልዳይ ግን ዓንጃል ኢለካ ኣለኹ እንኳዕ ኣብ ቅድመይ ኣይትፀሐኒ በቲ በረኻ መፅደፍኩኻ ነይረ ክንዲ ዘፍቀረትካ ድዩ ዝኹሉ ግፍዒ😢መንፀገባ ሽኮር ምስ ብረይ ከተማኺ ውረዲ ሽዑ ደድሕረኺ ዘብ ዘብ ክብል እዩ ዝኹፉእ ትሪኢት😂 ግን ይፈትወኩም እየ❤❤

    @UjJh-yw9hi@UjJh-yw9hi15 күн бұрын
    • 😅😅😅

      @user-yh6ux5en3t@user-yh6ux5en3t15 күн бұрын
  • ዋው ደቂ ዓደይ ማዓረይ አንካዓ ብሰላም መጻኩም✝️🤲😍😍❤️❤️🥰🥰

    @mezmurmariyam-ys7dd@mezmurmariyam-ys7dd15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • እንኳዕ ብደሓን መጻኹም ኩቡራት ኣሕዋተይ ሓደ ሓደ ግዜ ድማ እንስሳ ክት ኩብኩቡ ክትሕዙን ደስ ምበለ

    @user-yl8rh4ms5x@user-yl8rh4ms5x15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • እንቋዕ ብደሓን መፃኹም ተጋሩዋኒ❤🎉ርሑስ ባዓል ሆሳእና ደቂ ተዋህዶ❤️🌿🙌

    @EtadaErada-rs9bz@EtadaErada-rs9bz15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤ እንኳዕ ብሰላም ንብዓል ሆሣዕና አብፀሐና ደቂ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብፀሐና❤❤❤

    @asayyeebyo182@asayyeebyo18215 күн бұрын
  • ኣይ ዝወልዳይ ክጭክን😅😅😅😅 ካልኣይ ድጊምዋ😂😂😂

    @user-zd3pw9dv8l@user-zd3pw9dv8l15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • @@user-qt6vc9wx9o እሺኒ ገረልኪ ህያበይ

      @user-zd3pw9dv8l@user-zd3pw9dv8l15 күн бұрын
    • @@user-qt6vc9wx9o እሺኒ ዝያዳይ

      @user-zd3pw9dv8l@user-zd3pw9dv8l14 күн бұрын
  • እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም❤❤❤❤ መንፀገባ ብጣዓሚ ከብደይ በሊዓትኒ😢

    @Habeshawiiii@Habeshawiiii15 күн бұрын
  • ግንሰ ኣነ ዘይተረደአኒ ኣሎ መንፀገባ ግን ምሰ ወልዳይ ሰብኣይ ሰብይቲይ ድዮም ዘለው ዋላ ኣሕዋት አዮም ኣይተረደአንን ዘሎ ጭቅጭቅ ጥራይ የቅርታ ግን ተጋሩዋይ ንጎሩናባ 🙏🙏💘💘

    @user-ed7oq6yy9p@user-ed7oq6yy9p15 күн бұрын
    • Ndehar ydaleyu😂 kemni sye

      @user-ks5ei4uf3h@user-ks5ei4uf3h15 күн бұрын
    • Ewe fkurat eyom

      @tigrayadey124@tigrayadey12415 күн бұрын
    • ወልዳይ ከምቶም መንቻካታት ኣስኡት እዩ ንብረይ እናደለያ ይፀርፋን የናዕቓን

      @Gere.emun.@Gere.emun.15 күн бұрын
  • መንጽግባ ማዐረይ አጆኪ ድምቀት ናይዛድራማ ንስኪኢኪ ወልዳይ ገራአርያ ግን ብጣዕሚእዩ አናድዱኒ 😂 ብዝተረፈግን በርትዑ ፍትው ❤❤❤❤❤

    @amennasr3191@amennasr319115 күн бұрын
  • ሳልሰይቲ ባዕለይ እንካዕ ብሰላም መፃኩም ዳ ብረይ😍❤

    @fritiAbadi720@fritiAbadi72016 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

      @lula-Tube242@lula-Tube24215 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቅ ዓባይ ትግራይ❤❤

    @user-bp8eq9ux5h@user-bp8eq9ux5h15 күн бұрын
  • Tigray drama❤❤❤❤

    @uasmili@uasmili15 күн бұрын
  • እሰይይይይይይ እንኻዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ 💖🙏🙏🙏

    @allugalltigray7766@allugalltigray776615 күн бұрын
  • ብሃንቀዉታ ዝፅበያ ድራማ እንኮዕ ደሓን መፃኩም❤❤❤❤

    @Samri16@Samri1615 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • ዋይ እንኳዓ ብዳሕና መፃኹሙ ደጉኹሙና መሹኹሙ አቃሓቀሕኹሙና😢😢 ዳበይ ኸይዶሙ ብልና እፈዮ😢

    @user-ri7hn7qr1c@user-ri7hn7qr1c15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • ኣታ ዙገልዒ ወልዳይኮ ኣሳቅይዋ ዛቆልዓ ኣነ ብጣዕሚ እዩ ደመይ ፈሊሑና ዋ😢😢😢

    @Ggpp-fi6cs@Ggpp-fi6cs15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • 😂😂😂ድራማ ኮእዩ ታማ ተሰሚዑኪ/ካ

      @FreFre-sq6tq@FreFre-sq6tq15 күн бұрын
    • 😄😃😄

      @user-tl4bi1ht5w@user-tl4bi1ht5w12 күн бұрын
  • ኮሜ ብድንግላ😂1ባዕለይ❤

    @JemBer-hm4ik@JemBer-hm4ik16 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • Welday terr 😂😂😂

    @elsafisahye2693@elsafisahye269315 күн бұрын
  • እንካዕ ብሰላም መፃእኽም ተጋርዋይ👌❤""

    @salmasalma-en2ef@salmasalma-en2ef16 күн бұрын
    • ሳብስኮራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

      @AbiAbiHadgu@AbiAbiHadgu15 күн бұрын
  • መንፀገባ ሓቀኛ ምሓዛ❤❤❤👏

    @ggcf1371@ggcf137115 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • መፀገባ ሓፍተይ ኣሕዚንክኒ ተፃወርዮ ወልድሽ እውን ኣተብዝሕ ምፅፋዕ ተሳቂና ንኩሊኹም ኣባላት እንዳ ብረይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ብጣዕሚ እና ነክረኩምን ንፈትወኩምን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @GEREMEDIHIN@GEREMEDIHIN15 күн бұрын
  • ኣነሰ ናመንፀገባ ብክያት አዩ ለሰሕቀኒ ትኩሰ ትብል ሱቁኢላ 😁😁😁😁

    @user-vf7yl2mi7u@user-vf7yl2mi7u15 күн бұрын
  • እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋርዋይ ፅርያት❤❤❤

    @user-rg9zb6oz5s@user-rg9zb6oz5s16 күн бұрын
  • እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ቡሩካተይ ❤🎉

    @user-wd2dk6di7g@user-wd2dk6di7g16 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

      @lula-Tube242@lula-Tube24215 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • እንካዕ ብሰላም መጻአኩም ተጋሩዋይ

    @RrRr-be8ec@RrRr-be8ec15 күн бұрын
  • እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ብረይ ብሉፃት ናትና መንፀገባ ብምፅፍዕ ሞይታ ልማዓልቲ😊❤❤🎉🎉🎉

    @HdjbHxjbih@HdjbHxjbih15 күн бұрын
  • We'll came ተጋርዋይ እንካዕ ብሰላም መጻእኩም ዳብረይ ❤❤❤ መበል 73ኬሜንት😅 ንሽዓ ትፅሕፉ ባ😅

    @Abrhet_youtube@Abrhet_youtube16 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

      @lula-Tube242@lula-Tube24215 күн бұрын
    • @@lula-Tube242 እሺ ገርልኪ ልቓሕ መልሲ

      @Abrhet_youtube@Abrhet_youtube15 күн бұрын
  • ፅብይ ዝወዓለ ከምቲ ከማይ❤

    @Hdj8Hr8@Hdj8Hr815 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
  • እዋይ ተዋሳእቲ ከዋኽብቲ ካብ ሓደ ን ሓደ ዘይፈላለዩ በቃ ኩሉም ቡሉጻት ❤❤❤❤❤❤❤

    @dawithaile1314@dawithaile131415 күн бұрын
  • ተጋሩዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም🙏❤ ይፈትወኩም እየ ደቂ ሪመይ❤💛❤❤💛💊💊

    @Ykgxu@Ykgxu15 күн бұрын
  • ታማ ምስ ደቀስና መፂኩም 🤕😍

    @user-up3rc4ke5v@user-up3rc4ke5v15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • እህህህህህ በይነይ ባ አይኮንኩን ደቂሰ ነይረ አነስ ትፅቡት ነዊሑኒስ ደቂስ ምስ ደቀስኩ ግን መፅያ

      @selamSelam33-ll1bs@selamSelam33-ll1bs15 күн бұрын
  • እንካዕ ብስላም መፅእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤

    @user-wi6er8cg3u@user-wi6er8cg3u15 күн бұрын
  • እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤✅

    @helengaltigray@helengaltigray14 күн бұрын
  • እንኳዕ ድሓን መፃእኩም

    @Merigalger@Merigalger16 күн бұрын
  • ❤እንካዕ አብፀሐኩም ን ሰሙነ ሕማምት ናብ ብርሃነ ትንሣኤኡ ብሰላም የብፀሐና ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፍቁራተይ🎉

    @miligrmay@miligrmay15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • ሰብሰክራይብ መለሳለይ ዝያድይ

      @SelamwrliduSelamwelidu@SelamwrliduSelamwelidu15 күн бұрын
    • @@SelamwrliduSelamwelidu ፅባሕ ክምለሰልኪ እየ ሓንቲ ቪድዮ ረእኪ ኮሞንቲ ኣቅምጥለይክብረተይ

      @miligrmay@miligrmay15 күн бұрын
  • Ajoka shishay hawey edimen tienanna yehabka fetari❤❤❤❤

    @tesfahiwotlijalem@tesfahiwotlijalem15 күн бұрын
  • ወልደይ ንመንፀገባ ኣይተሳቅያ ዋይ ክንድ ዘፍቀረትካ ድዩ ኦፋ 😢😒 እፍፍፍ ብረይ ፍቅሪ ንዝርዶኦ ማዕሮ ክንደይ ልብኻ ይሰብረካ 💔💔💔💔

    @Brey8984@Brey898415 күн бұрын
  • ዋየ እዛ ናመጨረሻ ግን ዋላ ናዓይ ኣደንጊፃትኒ ሰየዋ ቀስ ኣብለኒያ 😭😌

    @user-up3rc4ke5v@user-up3rc4ke5v15 күн бұрын
    • ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

      @user-qt6vc9wx9o@user-qt6vc9wx9o15 күн бұрын
    • @@user-qt6vc9wx9o ኡሺ 😍

      @user-up3rc4ke5v@user-up3rc4ke5v15 күн бұрын
KZhead