ኣብ ዩጋንዳ ክትገብሮም ዘለካን ዘይብልካን | ዩጋንዳ ናይ ምምጻእ መደብ ንዘለኩም | ኣብ ዩጋንዳ ትነብሩ
2024 ж. 26 Сәу.
8 801 Рет қаралды
#aklilu #akliluhabtemichael #eritreamovie2023 #eritreamovie #eritreamovie2024
#aklilu #akliluhabtemichael #eritreamovie2023 #eritreamovie #eritreamovie2024
Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlaxna ❤❤❤ yhibru
Thanks more Ustaz Akila ♥️🥰♥️🥰🥰🥰🥰🇪🇷🥰🥰🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ሰለስተ ግዜ ዩጋንዳ በጺሐ ካብ ካቫላጋላ ከይወጸኣኹ ክብጽሑ ዘለዎም ቦታታት ዝሓበርካና የቀኔለይ።
Sebab wedi kef aleka keep it going
Thank you so much for sharing amazing information 😊😊
Keep it up
Akile hwy mhret yewrdelka mejemerya btaemi xfuf haberieta i dn't kw bmntay kem nemesgneka qexlo hzbna kabay jemirka deymflat bzuh u zetfana hji ye atye uganda mara xbuq haberieta u❤❤❤❤❤❤❤
Thank you my brother Interesting information God blessed you 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Akile wahis hizibu ❤
አድላይ ሐበሬታ Thank you Akile🙏🏾
ብጣዕሚ ንጹር ሓሳብን ጽቡቅ መለእኽትን ኢዩ
ሙሉእ ምሕረት አቶ አክሊሉ ❤🎉
Thank you so much, ❤
Great information brother! Thanks keep it up!
Btaemi good advice thank u so much
Thanks so much Sir for Everythings go ahead
ሰላም ኣኽሊሉ፡ ጽቡቕ ኣርእስቲ ኢኻ ኣቕሪብካ። ኣብ መወዳእታ ክትዓጹ ከለኻ ግን "ንኩሎም ክርስትያን" ምባል ምሓሸካ። እዚ በዓል ፋሲካ ንካቶሊክ እውን ይምልከቶም እዩ። ናይ ከኒሻን ካልኦት ተኸተልቲ Protestant ኣይፈለጥኩን። ግን ኣይፈለጥኩን ኢልካ ንሓደ ክፋል ሕብረተሰብ ካብ ትጓኒ፡ "ርሑስ በዓል ንኩሎም ክርስትያን" ምባል ምሓሸ። የቐንየለይ!
Thank you brother
Thank you Akile ❤️👍🏼
Excellent information Akile
Thank you for the clear information ❤❤❤❤
Tnx akile. Edmen tenan yehabeka 🙏 mihret yewredelka....fetari
Intersting brother God bless you
Useful information Aklilu 🙏
thank you Akile hawez blux 😍
Thsnks
ya good information alike hanti zresaekaya /gold/ malet werki nay ksad ykun zkone slmat keygebru n hadega kereba eyom .
እዋይ "ኣብ ዩጋንዳ እኮ ሚሊኖራት ኢና" ዝብለኒ ዝነበረ ፊሊ ዓርከይ እሞ ኣማኢት ዶላራት ሒዙ ዩ😂 ትሩፍ ድሕሪ ደጊም ኣነ ኽኣ እዛ ሃብቲማ ያ ክኣ ይብል
🤭🤗😅🤣
ጽቡቕ ሓበሬታ ዩ፡ ብፍላይ ካብ ሃገራት ኤሮጳ ዘለኹም እሞ ብ ፍራንክ ወይ ኤውሮ ትጥቀሙ፡ካብ ብዝሕ ዝበለ ጥረ ገንዘብ ሒዝኩም ትኸዱ፡ ኣብ ሞባይልኩም ባንክ ትራንስፈር ክትገብሩ ማከት ብria ሓዋላ ኣብዘድልየኩም ግዜ ከተሰጋግሩ፡ ይክኣል።እሞ ክእ ካብ ብ ጥረ ገንዘብ ትቕይሮ ብ ባንክ ሓዊልካ የዋጽኣካ
Good information ❤❤❤
Interesting appreciate u Haylat Gn hanti hto khateka ab airport ke visa yhbuka do kab Europe entemetsika?
Please include invitation letter.
Amennnn
Way kamkase yabzhyom wedayy
Bejakaaa hawey dekinaa ab kamplaa kenhmer kab uk entay kingebir yedlii wey demaa temirty ab kampala kemey u malet asfehh abilka kab mejemeta temirty kisab serah alem zwaferuu entay kingebir bejakaa mikrii habenaa vidio serhalnaa
ካልዕ ብዛአባ ናይ ስደተኛ ወረቀት ሰብ ብከመይ ክረክብ ይክዕል እቲ ቅኑዕ መንገዲ ? ገዛ ከ ብከመይ ክንካረ ንክዕል ? ምክንያቱ ሰብ ብዙሕ ይጭብርበር ስለዘሎ እትው ምስ በለ !!! ብዝተረፈ ጽቡቅ ትሕዝቶ ነይርዎ ናይ ሎሚ
❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤🎉
❤❤❤❤❤❤
Good information but uganda is village not attractive country to visit
You are telling us your IQ dear.
❤❤❤❤❤❤❤❤
Eta website apply kingebrela nikiel EBA xehafelena an nay comment section
Tele eba xehafelna Akile
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
N orthodox tray do ni amenti krstna aytbnl aklilu
Ezi hzbna jahra yfetu eu kulu kjehar elu eu zgebro
እዛ ናይ የለው ፌቨር ዝበልካያ እንተጸኒሕዎም ክኣትው ኣይፍቀዶምን ማለት ድዩ
ዋጋታት ኩሉ ዝግብር ግን ካብ ምንታይ ኢዩ? ዋርሳትኩም ዋጋ ሓዊ ኢዩ፥ ዋጋታት ኩሉ ዋጋ ሓዊ ኢዩ ምክንያቱ ከኣ ኑጹር ኣይኮኑን ትምህርቲ ይኸውን ዕዳጋታትና ብፍላይ ድማ ኣብ ዩጋንዳ ኣብዚ ኣኪለ ዉን ትምልከተካ ኢያ ዋጋ ገዛን ካልኦት ኣስቤዛ ትብል ኔርካ ናትካ ትምህርቲ ዉን ኣመና ኢዩ ክብር ስለዚ ዋጋ ኩም የዕሪዩ።
ሰላም ንዓኻ ኣክሊሉ ፡ኣቀዲመ ንትገብሮ ስራሓትካ የመስግነካ። ቀጺለ 2 ሕቶታት ኣለዋኒ 1, አዚ ናይ ወይቦ ክታበት ኣብቲ ናይ ኡጋንዳ ኣየርፖርት ክትኣቱ ከለኻ ክገብሩልካ ይኽእሉ ኢዮም ሰሚዔ እሞ ሓቅነቱ ክሳብ ክንደይ ኢዩ፧ ብዋጋ ውን ኣብኡ ይሓይሽ ሰሜ። 2, ብዛዕባ ቪዛ ን ኤርትራውያን ካብ ሃገረ ስዊዘርላንድ ን ኡጋንድ ከምዘየድሊ አየ ሰሚኤ'ሞ እዚኣ ከ ሓቅነታ ኪሳብ ክንደይ ኢዩ፧ የቀንየለይ !
ኣታ ናይ ወይቦ ኣብዚ ኤርፖርት ይህቡ እዮም። ግን ካብቲ ዓድኻ ምውጻእ ከይክልክሉኻ። እታ ካልኣይቲ ሕቶኻ ከረጋግጸልካ እየ
የለው ፈቨር ኣበይ ኢኻ ትምርመር
ንሓኪምካ ኢካ ትሃቶ ናይ የለው ፌቨር መርፍ ክወስድ ደልየ ናብ ዩጋንዳ ስለ ዘድሊ ትብሎ ወይ ሓኪምካ ባዕሉ ክገብረልጃዩ ወይድማ ንዑኡ ዝህባ ሕክምናታት ክሕብረካ ይክእል ዩ ይብል
ብዛኢባ ንብረት ሃቲትናካ ኔርን እስካሁን መልስ አይሃብካናን 🇺🇸 🇪🇺
ሕቶኻ ኣይተረዳእኩዋን? ምስናይ ይቕሬታ
@@aklilu.Hmichael እሺ ፡ ብዛኢባ ንብረት ካብ 🇺🇸 or 🇪🇺 Nabi Uganda ( for family) ዝፍቀድን ዘይፍቀድን ክትነግረና
ዝከበርካ አክሊሉ ሓውና ቡእትገብረለና ዘኻ መዕዳ ነመስግነካ ከምተወሳኺ ሓሳብ ጉዳይ ቢዛ ንኤርትራዊ ነጻ ቢዛ መኻኑ ይንገር (እዩውን) ብ airport አየክፉልን ብbus ክትኣቱ ከለኻ ሓድሽ ስለዝኾንካ ኣፋራሪሖም ኣብ camera ዘይብሉ ቦታወሲዶመ $50 የክሉኻ ቡዙሕ ሰብከም ጉቡእ ገሩ ይወስዶ በጃኻ እዛ ጉዳይ ናብ ዝምልከቶ ኣካል ኣብጻሓልና ከምኡ ኣጻሪኻ voice ግበርልና ።ሓራኻ#