ናይ መንቅሒ ደወል።ሓቀኛ ሚዛን ናይ እግዚኣብሄር ኢያ።ሓሳዊት ሚዛን ግን እግዚኣብሄር ይፍንፍና።

2024 ж. 21 Нау.
17 020 Рет қаралды

Пікірлер
  • ጎይታ ይባርካ። ኣነስ ካብ እናቃበጠሩ ሓሶት ዝምህርኒ እና ገሰጹ ሓቂ ዝምህሩኒ ይሕሸኒ❤ባባ ብጹእ ስሕተት ትምህርቲ የብሉን ብዜካ ቁጣዓን ጸርፍን።Proverbs 27 ትግ - ምሳሌ 5: ካብ ሕቡእ ፍቕሪ ግሉጽ ተግሳጽ ይሐይሽ።ንቃሓቂ ብቅንዕና ዝመቅል፡ዘይየቃጥን ፡ሓሶት ኣይንበን ሰብ እዩ ባባ ብጹእ።ኣብ ባዓል የማነ ግን ማዓት ስሕተትን ሕውስውስ ዝበለን ሕቶ ዝፈጥርን እዩ ።ስለዚ ህዝቢ ኣምላኽ እንታይ ከምትሰምዕ ምረጽ።ኣነ በዛ ነብስይ ካብ ችኮላታ ዝተለኸየ ሓሶት ፡ተግሳጽ ዘልዎ ሓቂ ይሕሽኒ።Hebrews 12 ትግ - እብራውያን 11: ቅጽዓት ዘበለስ ንጊዜኡ ንጓሂ እምበር፡ ንሓጐስ ከም ዚኸውን ኣይመስልን እዩ፡ ንዳሕራዩ ግና ነቶም ዝለመድዎ ናይ ሰላም ፍረ ጽድቂ እዩ ዚፈሪ።

    @lemlemmebrahtu2110@lemlemmebrahtu2110Ай бұрын
    • Tebareki lemlem haftey kabza zegeltsa zelo eqa ayteredaken deyu temeherti nayJesus zeyqebel nayemen ketemahri nayresu temheri?yehadgelki ❤

      @haregutseggai4916@haregutseggai4916Ай бұрын
    • Haqi xbuk eyu , xerfi gna hatiyat eyu. Enda xerefe zmhr seb shitu alo. Knsah alewo.

      @user-og7kk9uh8t@user-og7kk9uh8tАй бұрын
    • ይጭልድወካ ዝብል ትምህርቲ ስሕተት ኢዩ እኮ ኣይተረድኣክን ድዩ።መምህር እኮ ዘይዋቃዕ ኢዩ ክኸውን ዘለዎ 1 Timothy 3 (ትግ) - 1 ጢሞቴዎስ 3: ዘይሰክር፡ ዘይዋቓዕ፡ ግናኸ ልኡም፡ ዘይብኣስ፡ ፈታው ገንዘብ ዘይኰነ።

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
    • 💯

      @Godisgood-yd7xv@Godisgood-yd7xvАй бұрын
    • Baba aytegageyoun haki yom bruk gedim wifuy agelgali you baba bislet krstna niska keytweledka ab kristna zeneberu nay lomi welodo tigermu

      @nazarethteklezgi4245@nazarethteklezgi424527 күн бұрын
  • Josi Ezia natka Aykonetn Eziom Amlak zelewom B Krstos ms Egziabier Erki zirekebu Eyom . Kem kedemka yhsheka . Xegaka aytihawawso . Nbzuhat Ortodox nab goita zemxaka haw Eka . Bejaka Eza Medeb Ezia gdefa goita ybarka Josi Tebarek .

    @mahariabraha7512@mahariabraha7512Ай бұрын
    • ማሓሪ ብሩኽ ሓቅኻ ምበልኩኻ ኔረ ግን ኣብቲ ኣገልግሎተይ እንዳኣገልገልኩ እንከለኹ እቶም ኦርቶዶክሳውያን ጎይታ ክቅበሉ እንዳደለዩ እዞም ኣገልገልቲ ይዕንቅፍዎም ኮይኖም ስለዚ እቲ ኣገልግሎትና ድኻም ይኾነና ኣሎ።ስለዚ መሓሪ ብሩኽ ተጠንቂቆም ከገልግሉ ኢለየ ብጣዕሚ ኢዮም ዘይግደሱ ንዓና ክሕልዉና ኣይከኣሉን ከምድላዮም ኢዮም ዝሰብኩ ስለዚ ነቲ ኣገልግሎትና ክግደስሉ ይግብኦም ዩ።

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
    • True, Mahariabraha hawey🙏

      @kikiforjesus7939@kikiforjesus7939Ай бұрын
    • @@YosiefB እዚኣ ጉዳይ ኣዝልቐላ ዝዓርከይ።

      @brukmark7675@brukmark7675Ай бұрын
    • ​​@@YosiefB ጆሲ ቡሩኽ... ሞጎስ ብግሩህ ልብን, ብንኣሽቱ ነገራትን ጀሚሩ እዩ...ደጋጊምና ግደፍ እንዳበልናዮ...ኣብ ከምዚ ደረጃ በጺሑ ዘሎ...ኣብልዕሌካ ውን ፍርሃተይ እሱ እዩ!! ጎይታ ይመጽእ ኣሎ, ብታአምራቱ ሰስርዓትና ኣትሒዙ ይምለሰና 😪🙏 ኣሜን 🙏 Galatians 5 ትግ - ገላትያ 15: ንሓድሕድኩም እንተ ተናኸስኩምን ተባላዕኩምን ግና፡ ንሓድሕድኩም ከይትጣፍኡ ተጠንቀቑ።

      @kikiforjesus7939@kikiforjesus7939Ай бұрын
    • Bejaka Hawey በጃኻ ሓወይ ትሓዋውሶ ኣሎኻ። ሓዋሲ ኣይትኹን። በጀኻ ካብ በዓል ሞጎስ ገዲዲካ። በቓ ብዛዕባ ክርስቶስ ገለ በለና!!!! ይኣኽለና!!!! ሕጂ ዲማ ሞጎስ number 2 ደሓር ከኣ ሞጎስ number 2 and then number 4….5…6…et

      @Tech-gn4rg@Tech-gn4rgАй бұрын
  • ጆሲ ብሩኽ! ነዊሕ ጊዝየ ተኸታቲለካ፡ ዘረባኻ ኩሉ ብቓል ወንጌል ዝተሰነየ እዩ፡ ቃል ኣምላኽ ዘይተጣምም ኣምላኽ ዘተንስኣካ ሓቀኛ ኣገልጋሊ ምዃንካ ተረዳኤ ኣለኩ፡ ከምዚ ኢልካ ክትቅጽል ከኣ እምነየልካ ጎይታ ሓይልኻ እዩ።❤

    @mehariwoldehisan2890@mehariwoldehisan2890Ай бұрын
    • መሓሪ ብሩኽ ሰብ ተባረኸለይ።ናይ መንፈስ ቅዱስ ድምጺ ፈሊኻ ከተለልዮ ዝገበረካ ጎይታ ስሙ ልዕል ይበል 1 John 4 (ትግ) - 1ይ ዮሃንስ 6: ንሕና ኻብ ኣምላኽ ኢና፡ ንኣምላኽ ዚፈልጥ ይሰምዓና፡ እቲ ኻብ ኣምላኽ ዘይኰነ ኣይሰምዓናን እዩ። ንመንፈስ ሓቅን ንመንፈስ ስሕተትን ከኣ በዚ ኢና እንፈልጦ።

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ተባረክ ብሩከ ኢካ ንስካ

    @habtomtesfu8201@habtomtesfu8201Ай бұрын
    • ኣሜንንን ሃብቶም ብሩኽ ሰብ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ክርስቶስ እዩ ዝግለጸልናን ዝመጻናን። ብቅዱሳትን ብነብያትን ብሃዋርያትን ብቤተ ክህነትን ፍጻሜ የለን። ናብ ፍጻሜ ዘብጽሓና ርእሰ መኣዝን ክርስቶስ እዩ። ንምውታት ምጥያቅ ጥንቁልና እዩ።

    @fretachannel@fretachannelАй бұрын
    • ናይ ብሓቂ ተባረኺ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Neka balka nbutsuamlal msatom hwiska ketemtso gube aykonen bzkone kthasbelu bthtna yhateka tebarek ❤

    @estifbatu1468@estifbatu146824 күн бұрын
  • Goyta yesus yebarka buruk nay amelak seb 💐💐💐

    @mesgennagenet-hz8ej@mesgennagenet-hz8ejАй бұрын
    • ኣሜንንንን ብሩኽ ሰብ ሓለፋይ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • You’re so blessed well said God bless you richly

    @mitslalgebremichael1288@mitslalgebremichael1288Ай бұрын
  • Please pray for oll

    @rozinatusfu4555@rozinatusfu4555Ай бұрын
    • ተባረኺ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Antabtuk seb goyta ybarkka memelisu xegaka ybzah bruk nayamlak seb tebarek bruk eka

    @user-xw4sg1eu5p@user-xw4sg1eu5pАй бұрын
    • ኣሜንንንን ሓለፋይ ተባረኽ ፈታዊ ሓቂ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Amlak yebareka jossi hawena❤

    @yonatanmehari7919@yonatanmehari7919Ай бұрын
    • ኣሜንንን ይናታን ብሩኽ ሰብ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
    • ማዘር ተሬዛ ግን ከምቲ የማነ ዝበሎ ኢያ ትኣምን፡ ንሳ ንባዕላ ቅድስቲ ስለዝተባህለት ውን ኣብ ሰማይ ኮይና ከምተማልድ ኣእምን

      @whaki9540@whaki9540Ай бұрын
  • Wow nay bihaqi hakegna seb eika you are blessed

    @yordanostewelde5307@yordanostewelde5307Ай бұрын
    • ኣሜንንን ዮርዳኖስ ብርኽቲ ሰብ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Wow yes brother GOD bless you

    @NetsanetHaile-ez8sj@NetsanetHaile-ez8sjАй бұрын
    • ኣሜንንን ናጺ ብርኽቲ ሰብ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Eway shgr, kndey gzie burukatey tebareku elka, duhulat haqi zeyblu melhas entay yteqm, tedengxu.

    @mhaymanot1290@mhaymanot1290Ай бұрын
    • እሞ ብሩኻት ምባለይ እንታይ ሕማቅ ኣለዎ ድዩ ብሩኻት ምባለይ ጌጋ እንተኾይኑ ድማ ይቅሬታ ግበሩለይ ክብልሲ ኣረድኡኒ።ቃል ኣምላኽ መርቁ ስለዝብለናስ ብሩኻ ኢየ ክብል እምበር ርጉማት ኣይብልን ኢየ ስለዚ ንጽቡቅ ሲ እባ ተቀበልዎ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Great job about Yemane

    @Abeltekle1971@Abeltekle1971Ай бұрын
  • Blessed

    @bostanehelebilo9663@bostanehelebilo9663Ай бұрын
    • ኣሜንንንንንንን

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Tebarek yemane qale hiwet yesmalna

    @muzithaile6686@muzithaile6686Ай бұрын
  • Goyta yebareka,

    @astertsegai3690@astertsegai3690Ай бұрын
    • ኣሜንንንን ኣስቴር ብርኽቲ ሰብ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • የማነ ሓቁ ኣሎ እስካ ነቲ ኣገላልጽኡ ኣይተረዳእካዮንን

    @TiekaMsgye@TiekaMsgyeАй бұрын
  • ብርክ ሃወይ ነቲ ሓሳቡ ኣስተውዕለሉ

    @TiekaMsgye@TiekaMsgyeАй бұрын
  • ተባረኽ ጆሲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @milinegash6856@milinegash6856Ай бұрын
    • ኣሜንንን ሚሊ ብርኽቲ ሰብ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ወይ ይገረም መንዮ ፍራዱ ገይሩ አቀምጥኩም ብጣዓሚ ደፍራት አክብሮት ዘይብለኩም

    @user-bs5jt1oq9j@user-bs5jt1oq9jАй бұрын
    • ደፋራት ብምባልካ ኸ ንስኻ ትፈርድ ዲኻ ዘለኻ እንታይ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Tebarek josi hawey sle thtnaka kemzi elna bhdue menfes knradadae amlak yrdana

    @filmonaforki1419@filmonaforki1419Ай бұрын
    • ኣሜንንንን ፊሊ ብሩኽ ሰብ ሓለፋይ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Wow bless you bhaki

    @abelabraha8009@abelabraha8009Ай бұрын
    • ኣሜንንን ኣቤል ብሩኽ ሰብ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Aytxaref

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
  • Amlak ibarka kenafrka kefir igberlka

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
    • ኣሜን እዚ ብሩኽ ኣምላኽ ከንፈረይ መኣዛ ጌርሉ ኢዩ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Ata fikri aytibel hasot damxaka . Baba Betsuamlak haki iyu zikelakelelu Mann seb aykelakelelun iyu.Asher tegagiyu neru yikreta hatitu iyu.

    @adhanomredda@adhanomreddaАй бұрын
    • ንስካ ንባዕልኻ ትከላኸለሉ እንዲኻ ዘለኻ ነቲ ጌጋ ተጋግዩ ዘይትብሎ ብቃል ኣምላኽ እንዳላገጸስ ንኽንደይ ሰባት ምዕንቀፊ ኮይኑ ዘሎስ እንታይ ክትጣበቀሉ ኢኻ እንተኺኢልካ ተመለስ በሎ የሱስ የፍቅረኩም ዩ ተኣረሙ ብሩኻት ንኣምላኽ ፍርሑ ይጭልድወካ እንዳበልካ ብላግጽን ብነድርን ንሰብ ምምሃር ጉጉይ ኢዩ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • amlak ybarka xbuk aleka

    @mulugetaweldelibabos8020@mulugetaweldelibabos802014 күн бұрын
  • ❤እግዚኣብሄር ፍቅሪዩ❤ የሱስ ክርስቶስ ጎይታ ጎይቶት፡ ንጉስ ነገስታትዩ፡ በይኑዩ፡ተበጃዊ መድሓኒን ፈዋስን❤ኣንቱም ብሩኻተይ፡- መንዩስከ ክትፈርዱ መሰል ሂቡኩም? "ኣይትፍረድ ከይትፍረዶ ኣይኮነን ዝብለና ቃሉ? እንታይከ ኣድለየ እዚ ኩሉ? ጾር ሓድሕድና ጸርና ኣብ ቅድሚ ዙፋን ኣቦ ክወድቅን ክንነብዕን ብሓቅን ብመንፈስን ብቅጥቁጥ ልብን ንጹህንዶ ኣይምሓሸን? አረ ንመለስ!!!❤ ጎይታ ክረድኣናን ክረድኦምንባ ንጸሊ? መንዩከ እቲ ብጹእ? ጌጋ ዘይብሉን ዘይገብርንከ ኣሎ ድዩ? ንጠንቀቅ!!!! 1 Thessalonians 5 ትግ - 1ይ ተሰሎንቄ 12: ግናኸ፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ነቶም ኣባኻትኩም ዚጽዕሩን ብጐይታውን ዚመርሑኹምን ዚምዕዱኹምን ክትፈልጥዎም፡ ንልምነኩም አሎና። 13: ስለቲ ዕዮኦም ብብዙሕ ብሉጽ ፍቕሪ ኣኽብርዎም። ንሓድሕድኩምውን ብሰላም ንበሩ። 14: ኣቱም ኣሕዋትና፡ ነቶም ብዘይ ስርዓት ዚመላለሱ ግንሕዎም፡ ነቶም ሕሊናኦም ዝዓረቦም ኣፋጥንዎም፡ ነቶም ድኹማት ደግፍዎም፡ ንዅላቶም ተዓገስዎም ኢልና ንምዕደኩም አሎና። 15: እቲ ሓደ ነቲ ሓደ ኽፉእ ከይፈድዮ፡ ተጠንቀቑ። ግናኸ ኵሉ ሳዕ ንሓድሕድኩም ንዅሉን ሰናይ ንምግባር ተጋደሉ። 16: ኵሉ ሳዕ ተሐጐሱ። 17: ከየባተኽኩም ጸልዩ። 18: እዚ ምእንታኹም ብክርስቶስ የሱስ ፍቓድ ኣምላኽ እዩ እሞ፡ ብዅሉ ኣመስግኑ። 19: መንፈስ ኣይተጥፍኡ። 20: ትንቢት ኣይትንዓቑ። 21: ንዅሉ ተዓዘብዎ፡ ነቲ ሰናይ ሐዝዎ። 22: ካብ ክፉእ ዘበለ ዅሉ ርሐቑ። 23: ኣምላኽ ሰላም ባዕሉ ኸኣ ንዅለንትናኹም ይቐድሶ፡ በቲ ምጽኣት የሱስ ክርስቶስ ብዘሎ መንፈስኩምን ነፍስኹምን ስጋኹምን ብዘይ መንቅብ ኪርከብ ይተሐሎ።

    @wuhbetnatey8325@wuhbetnatey8325Ай бұрын
  • Mogos mstwalka ikfetelka Amlak 🙏🏿🙏🏿🙏🏿

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
    • ኣሜንንን ይኽፈተሎም ንኹሎም

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • heqi belka zhewey tebarek

    @user-xw4sg1eu5p@user-xw4sg1eu5pАй бұрын
    • ኣሜንንንን ብሩኽ ሰብ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ❤❤❤

    @fretachannel@fretachannelАй бұрын
  • Antum brukt bzaeba mdhan zeytmskru abzi mewedaeita zemen Yesus sbeku

    @edenteweldemedhin5019@edenteweldemedhin5019Ай бұрын
    • እሞ ብዛዕባ ምድሓን እድዩ እዝስ ንሰብ ሚዛኑ ትኽክል እንተዘየላ ናይ ዘልኣለም ሞት ክትረኽቦ ኢያ ስለዚ ምድሓን ግን በቲ ሓቀኛ ሚዛን ዩ ሓቀኛ ሚዛን ድማ ናይ ኣምላኽ ዩ።

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Bejaka hawna xbuq gerka temaharo mexhaf qdus nska eka tefika zeleka

    @muzithaile6686@muzithaile6686Ай бұрын
  • ኣቱም ኣሕዋተይ በዚ ሎሚ ዘሎ ክርስትና ብጣዒሚየ ዝጎሂ ኣምላክ ምሕረት ይግበረልኩም በደል ኣሕዋትኩም ክንዲ ምጽላይ ነደባባይ ከዉጹኡ ዝርበጽ ዘመን ኣየናይ ቤተእምነት ዪ ጌጋ ኣቦታቶም ኣሕዋቶም ዘዉጽኡ “ሴምን ያፌትን ድማ ክዳን ወሲዶም ኣብ መንኩቦም ገይሮም እናኣድሓርሓሩ፡ ሕፍረት ኣቦኦም ከደኑ። ገጾም ንድሕሪት ገይሮም፡ ሕፍረት ኣቦም ኣይረኣዩን።” - ኦሪት ዘፍጥረት 9፥23

    @user-mn9zm1vn7d@user-mn9zm1vn7dАй бұрын
    • እሞ ንስኻ ኸ ድኣ ንምንታይ ኣብ ኣደባባይ ትጽሕፍ ኣለኻ ብውሽጢ ዘይትምዕደና ንኩልና።ሮሜ 2:1

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • tebarek

    @merhawitgezae4253@merhawitgezae4253Ай бұрын
    • ኣሜንንንንንንን

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ንሰባት ምውድዳር ንጌግኦም ኣብቲ ሚዛን ኣቐሚጥካ ናይ መን ይምዘን ምባል ከ ኣበየናይ ጽሑፍ ረኸብካዮ ወደይ? ንሱ ድተራኣዮ ተዛሪቡ ኣሎ:እስኻ ኻኣ ድራኣኻዮ ተዛረብ: ግድን ድዩ ምስ ሓሳብካ ክሰማማዕ እስኻ ዳኣሞ ምስኡ ደይትሳማማዕ? ስለዚ ነናትኩም ግበሩ

    @semira911@semira911Ай бұрын
  • Amlak ibarka n Mogos kemu mbalka

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
  • God bless you bruk xbuq meglexi eyu

    @jesuslord2431@jesuslord2431Ай бұрын
    • ኣሜንንንን ብሩኽ ሰብ ሓለፋይ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • akalatom keykewin zimizen zelo

    @fortunaghebrezghiamenkibri4460@fortunaghebrezghiamenkibri4460Ай бұрын
    • ብስጋ ስለ ዝሓሰብካዮ ኢዩ ዝኸውን ናብ ኣካላቶም ኬድካ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Bruk hawey ab zetbahle arsti alielka nsebat aytegagi nmejemeria prophet Yemane komu aykonen zbl zelo bzaebu gele. Ktbl entekonka gzie wesidka kulu tmhrttatu smayo qunchl abilka mzrab xbuq aykonen tebarek

    @genetabrehe4078@genetabrehe4078Ай бұрын
    • ብሩኽ ሰብ ወገን ሰብ ኣይትኹን ንኣምላኽ ፍራሕ የማነ ኣብ ላዕሊ ዘለዉ ቅዱሳን ይጽልዩልና ኢዮም ይብል ኣሎ።ስለዚ ካልእ ትምህርቱ ጽቡቅ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ኣብታ ጌጋ ዝገበረላ ድማ ተጋጊኻ ትብሎ ንሰብ።ስለዚ ነቲ ጌጋስ ጌጋ ድኣ በሎ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ❤❤❤❤ ብሉጽ ምኽሪ ሓውና።

    @gergishgergish1130@gergishgergish1130Ай бұрын
    • ተባረኽ ገርግሽ መስተውዓሊ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Wred kulu ambbo

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
  • Tuuy sbek intay dika zbelkayo n Aboy Bxaamla

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
  • Amlak ihnahka

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
    • ኣነ ግን ኣምላኽ ይባርኽኪ ኢለኪ ኣለኹ።ፍትውትው ኢየ ዘብለኪ ጸላኢና ሕርር ይበል።

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Iway Saba astikani nMogos axebika maharo

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
  • Shalom Shalom antahawena kemey gerka Orthodox teblo ezidea baelka ika handiska tezareb zelka Orthodox dea b shem Jesus elom humuate kefewes ykelu eyu meheret yegebrelka hawey

    @haregutseggai4916@haregutseggai4916Ай бұрын
    • እቲ ትምህርቲ ናይ ኦርቶዶክስ ኢዩ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Amlak ybarka sleti bqal Amlak nehwatka ktmedomn and ktgstsomn b fqri mgbarka. Gn ka eta baba mbalka qal Amlak aykonen. Mknytu Goyta Yesus Krstos ab qalu nhade eka abo aytbelu iluna. Heavenly Father. God bless you my brother

    @Awet-sd7fi@Awet-sd7fiАй бұрын
    • ተባረኽ ስለ ርኢቶኻ ብሩኽ ግን ቃል ኣምላኽ ንኣረጊት ከም ኣቦ ስለ ዝብል እየ ባባ ኢለዮም።እምበር ኩልና ኣሕዋት ኢና ተባረኽ እዛ ቃል ኣንብባ ከም(( ኣቦ ይብል)) 1 Timothy 5 (ትግ) - 1 ጢሞቴዎስ 1: ንኣረጊት ሰብኣይ ከም ነቦ ምዓዶ እምበር፡ ኣይትዝብሐዮ። ነቶም መንእሰይ ከም ነሕዋት ምዓዶም።

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
    • Amlak ybarka. Kem nebo medo eu zbl zelo ember abo ilna kntswe aykonen zblena. Nhdhdna ahwat ina enbhahal. Kmti Goyta Yesus Krstos zbelo ab qalu hade abo alona nsuka Heavenly Father.

      @Awet-sd7fi@Awet-sd7fiАй бұрын
    • ​@@Awet-sd7fi እሺ ብሩኽ ሓው thanks ክእረመላየ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
    • Tebarek. Wedi ka eykonkun gal eye

      @Awet-sd7fi@Awet-sd7fiАй бұрын
  • Mary. She’s the holy mother of God, and she pray for us. Thank you, Lord Jesus Christ.

    @hadashabtom3482@hadashabtom3482Ай бұрын
  • Amlak ignahka

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
    • ኣነ ግን ኣምላኽ ይባርኽኪ ኢለኪ ኣለኹ።

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Kemey lukhses yibel

    @guwa81@guwa81Ай бұрын
    • ኤእ ከምኡ ኣይትበል መርቅ እምበር ኣይትርገም

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Niska buruk ika josi hawey buruk lomi nab agelegelti enber nab goyta yesus zereyu ayamaselenin josi buruk ❤️🙏‼️

    @user-dn1tk5gq2m@user-dn1tk5gq2mАй бұрын
    • ኣሜንንን ናይብሓቂ ንስካ ዝተረድኣካ ሰብ ኢኻ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • እዪ

    @yemanehaleluya3433@yemanehaleluya3433Ай бұрын
  • Kudusan zeykunu zilmululina si ab yemanay edu tekemitu mientana zemalidelina zelo kiristos eyu .. Jesus is the only way to heavenly father..

    @edenwinea@edenwineaАй бұрын
    • ናይብሓቂ ኤደን ተባረኺ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ርእስካ መርምር ኩቡር ሓው ማርያም ዳኣ ተማድን ፈርቃን

    @ZaidKassa-ut8yu@ZaidKassa-ut8yuАй бұрын
    • መረጋገጺ ቃል ኣምላኽ ኣምጽእ ከምኡ ዝብል

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
    • ​@@YosiefBማርያም ኣይተማልድን ዝብል ካብ (ቃል-ኣምላኽ) ኣምጸኣለይ ብሩኽ ሓወይ።

      @yohanesmehari-gl5sq@yohanesmehari-gl5sqАй бұрын
    • ​@@yohanesmehari-gl5sq ሓደስ ማርያም ኣደ የሱስ ደራፊት ኢያ ኢልዎ ንብጻዩ እቲ ብጻዩ ድማ ተጋጊኻ ማርያም ደራፊት ኣይኮነትን ኢልዎ።እቲ ሓታቲ ድማ።ማርያም ደራፊት ኣይኮነትን ዝብል ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምጽኣለይ ኢልዎ።እቲ ብጻዩ ድማ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከምኡ ዝብል ጽሑፍ የለን ኢልዎ።እቲ ሓታቲ ድማ እሞ ደራፊት ኢያ ምኽንያቱ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ደራፊት ኣይኮነትን ዝብል ጽሑፍ ኣይረኸብካለይን ኢልዎ።ስለዚ ንናትካ ሕቶ ውን ከምዚ ኢዩ።ስለዚ ማርያም ተማልድ ኢያ ዝብል ክሳብ ዘይረኸብካ ተማልድ ኢያ ክትብል የብልካን

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • በጀኻ ቀጽሎ እቲ ሓቂ ኹሉ ይፍለጦ ተባረኽ።

    @user-qw9fm7sf8r@user-qw9fm7sf8rАй бұрын
    • ኣሜንን ሓለፋይ ሓቅኻ ብሩኽ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Moses and Elijah came down. They was talking to Jesus in the mountain

    @hadashabtom3482@hadashabtom3482Ай бұрын
  • Papa betsu nefu memher eyou neru gen hiji nay ergan deyou seytan yeatwo alo. . tserfyn mergemen tezgedfo tsubuk neru. Egzabeher zemenka kulu yebark. Kemzi gerka be memtsaka.

    @tsegahizkias4114@tsegahizkias4114Ай бұрын
    • Haki

      @samrawitsolomon9783@samrawitsolomon9783Ай бұрын
    • ተባረኺ ብሩኽቲ ሰብ ልክዕ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Eskase mane tebhale tefarde??????

    @judithabraham3175@judithabraham3175Ай бұрын
    • እንታይ ዶ ፈሪደ ኢየ ጁዲ ኣነስ ብሚዛን ተዛረቡ ኢየ ዝብል ዘለኹ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Kmleseka ie

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
  • Nezi zxefaka beti hade hbo indiu zbl

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
    • እወ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Intay dea Nhna knxlelkum Nhna ina nxlelkum tiblu

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
    • እሞ ክንጽልየልኪ ንኽእል ኢና ናብ ገነት ከይከድና እንከለና

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Tay elu yesus zeytemxu kulu kmehar

    @deborahtadese3226@deborahtadese3226Ай бұрын
  • ከም ተሰማዝዕካ ምዝራብ ጽብቅ ድዪ

    @yemanehaleluya3433@yemanehaleluya3433Ай бұрын
  • Baelika eka ttrgumo zeleka

    @yakobtesfay8018@yakobtesfay8018Ай бұрын
    • ኣየናይ ኢዩ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Iska gn txaref aleka bailka gehaka tearem

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
  • [ ወንጌል ዮሓንስ 11 ] 25 ኢየሱስ ከኣ “ትንሣኤን ሕይወትን ኣነ እየ፤ እቲ ብኣይ ዚኣምንሲ እንተ ሞተ እኳ ብሕይወት ኪነብር እዩ።

    @TiekaMsgye@TiekaMsgyeАй бұрын
  • I am sorry for you brother, brother Moge is doing a good job. It is better for you your self to check in spirit.

    @marthapaulos6176@marthapaulos6176Ай бұрын
  • Aytedegagem zereba zehawey hansa tezarebka nab kalie areste ked aselchwe keykewen

    @user-gh1jg8zi6h@user-gh1jg8zi6h16 күн бұрын
  • Mului hasabat semika mzrab yhayshi.iza baba buxiu zbela nikali hasab iya tgelts.neti nay goyta tmhrti aykoneni zkawomo zelo. Hasabu teredika mzrab xibuki iyu. Niriska ketgage tetenkeki

    @yohanneskeflemariam1775@yohanneskeflemariam1775Ай бұрын
  • Ata kndey txaref Tewahdo zaigol igebru

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
  • Ab orthodox slentemelese dika harika

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
  • Brother ተተጋግዬም ኣርሞም፡ሰብ ከኣ ንየሱስ እምበር ንሰብ ስዓብ ኣይተባህለንሞ፡ኣያሳስብህ

    @mulugetayohanes@mulugetayohanesАй бұрын
  • Romans 2 ትግ - ሮሜ 1: ስለዚ፡ ኣታ እትፈርድ ሰብ፡ ዝዀንካ እንተ ዀንካ፡ ነቲ እትፈርዶስ ትገብሮ ስለ ዘሎኻ፡ በቲ ንኻልእ እትፈርዶ ንርእስኻ ትዂንን ኣሎኻ እሞ፡ ምኽንያት የብልካን። 2: ንሕናስ ኣብቶም ከምዚ ዝበለ ዚገብሩ እቲ ፍርዲ ኣምላኽ ሓቂ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና።

    @DawitGoitom@DawitGoitom20 күн бұрын
  • ጻዕዳ ጻዕዳ እዚኣ እያ ሞጎሲኖ: ኣሸር ግን ንብጹእ ክከላኸለሉ ኣይሰማዕክዎን: ዘይምህያሱ ግን ሓቂ በልካ ተባረኽ

    @MrGezai@MrGezaiАй бұрын
    • ተባረኽ ብሩኽ ሰብ ኣሸር ንብጹእ ኣብዚ ኣለካ እንዳወደሶ።ነቲ ጌጋ ጌጋ እንዳበለ ክእርሞ ኔርዎ ኣብዚ ግን ግሩብ ኢዮም ኮይኖም facebook.com/share/v/Lj9ZzrhN2mnohZit/

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Yemane hasawi Seb 💔😭😭

    @mesgennagenet-hz8ej@mesgennagenet-hz8ejАй бұрын
    • ዳሓን ጸሎት ግበረሉ ከምዚ ገሩ ድዝንጥል ሰብ ዳኣ ብዙሕ እንድዩ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ለሚን ዝነጦቦ ቑስሊ

    @user-ko2ju5hz8w@user-ko2ju5hz8wАй бұрын
  • Baalka maaduwom imber aytxaref indabelas txaref kea kAB Mogossin Ka Baba Bxaamla dea intay flili aleka dea aytefele

    @senaitkahsay5990@senaitkahsay5990Ай бұрын
    • እንታይ ጌጋ ጌረ እሞ ንገርኒ ጌጋ እንተለኒ ክእረም ሰኑ ሓፍተይ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Ezi yemaye zebeluwo zeb Tedenageruwo alo 😭😭

    @helenheydemann7223@helenheydemann7223Ай бұрын
    • ዋላ ብጹእ ክልቲኦም

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ሓወይ በጃኹም እባ፡ ወንጌል ጥዑም ብስራት ዕዮ መስቀል፡ ንዓለም ኣምላኽ ተዓሪቕኩም እዩ ንበል። ወንጌል ክንሰብኽ እንበር፡ ነንሕድሕድና ከምቲ ዓለም ትመዝኖ ጌርና ኣይንካሰስ።

    @danielghirmai@danielghirmaiАй бұрын
    • እንታይ እሞ ዘዝሰበኽናዮ ወንጌል ብዓል የማነ በዓል ብጹእ መጺኡም ይጽይቅዎ እንተኾይኖምሲ እንታይ ኢዩ ትርጉሙ።እምበር ወንጌል ዳኣ ራኣዮ እንዶ ኣቲኻ እዚ ናተይ ብዙሕ ኣሎ እንታይ እሞ ብዘይጥንቃቀ ዘገልግሉ እንድዮም በዚሖም ምስራሕ ከሊኦምና

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
    • Yes tebarek hawey ❤❤

      @yohannatekia3211@yohannatekia3211Ай бұрын
    • Ezia n mogosn asern ika tnegrom ezi haw tkkl wengel u znegr zelo entetetediukas

      @amine4019@amine4019Ай бұрын
    • Daniel ኪድ ንስኻ ዝተረዳእካ ግበር። ወንጌል ትሰብክ ትመስል...

      @ermiyasandom4320@ermiyasandom4320Ай бұрын
  • ፈትየካ❤

    @joyosief9472@joyosief94728 күн бұрын
  • ኣማላዲት አያ ኣይባለን ትምህርቶ አተኢካ ኩሉ ሲምዕዮ

    @tseheyneshfaniel9066@tseheyneshfaniel9066Ай бұрын
    • ይጽልዩልና ኢሉ ዶ ስለዚ ነቲ ሓቅስ ኣይትኽደንዎባ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Bejaka Hawey በጃኻ ሓወይ ትሓዋውሶ ኣሎኻ። ሓዋሲ ኣይትኹን። በጀኻ ካብ በዓል ሞጎስ ገዲዲካ። በቓ ብዛዕባ ክርስቶስ ገለ በለና!!!! ይኣኽለና!!!! ሕጂ ዲማ ሞጎስ number 2 ደሓር ከኣ ሞጎስ number 2 and then number 4….5…6…etc

    @Tech-gn4rg@Tech-gn4rgАй бұрын
  • ብሩክ ሃወይ ንኩልኩም ኣይፈልተኩምን ኢየ ግን ናይ የማነ ኣገላልጻ ጽቡቅ ኣሎ ንባእልካ ኢቲ ወንጌል ትርጉሙ ኣይተረዳእካዮንን ወይ ርክበኒ

    @TiekaMsgye@TiekaMsgyeАй бұрын
    • አንታይ ትብል ኣለካ/ኪ አንድሕር ምውታት ዝልምኑልና አንተ ኮይኖም ንምንታይ ኦርትዶስ ግዲፍና ምጺና ክምኡ ኢሉ ከማን ክምህር ኣይግብኦን አዩ shame on yu yemane ብሓቂ shame

      @Selie444.@Selie444.Ай бұрын
  • ነቶም ደሪቖም ወንገል ሚስማዕ ኣቦምና ዘለዉ መሊሶም ከድርቕዎም አኮ አዩ ካሊ አንታይ እላማ ኣለዎም ፡አዚ ድማ አቲ ሚፍሊላይ ግዘ ከም ዝበጽሀ እዩ ኪርዳና ዘለዎ ኣህዋት ።ሞጎስ ከኣ ኣዘ የድንቖ ነይረ ሂጂ ግን ኣለለዮ ኣለኩ ፡አግዛብሀር ይምለስኩም ።

    @azahielhenok2382@azahielhenok2382Ай бұрын
  • ❤Proverbs 12 ትግ - ምሳሌ 18: ከም ዚቘርጽ ሰይፊ ገይሩ ዚዛረብ ሰብ ኣሎ፡ መልሓስ እቶም ጠቢባን ግና ጥዕና እዩ።❤

    @wuhbetnatey8325@wuhbetnatey8325Ай бұрын
  • ተባረክ ጆሲ ቡሩክ ሳብስክራይብ ግበሩሉ ቡሩካት

    @YesusmistirAwet@YesusmistirAwetАй бұрын
    • ኣሜንንን መራ ብሩኽ thanks

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Ane kmekreka abti natom bota werdka aytzareb nriska metan kytften gdefom iti egziabher ab lbka zekemetelka hizka mguyay yhsheka.

    @astergebretsadk2946@astergebretsadk294627 күн бұрын
  • ወይ ጎይታ ርድአና እ ቲ ንስብ ሓንሳእ ሞት ካልኣይ ፍርዲ ከ ዝበለና ቃል ኣምላኽ ከ?ብኸመይ ተርጉምዎ ፕሮፌት የማነ 😂ብጸሎት ንበርቲዕ ጎይታ ክረድኦምዩ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ኣጆኩም ሕዝቢ ኣምላኽ ❤❤❤

    @weynits571@weynits571Ай бұрын
    • እሺ ወይኒ ብርኽቲ ተባረኺ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Please suk bel bejaka kemakum wedi kemakum xeliena ena kab cherch nitefie zelena

    @user-ye8ln8yp6p@user-ye8ln8yp6pАй бұрын
    • ንየሱስ ጠምት/ጠምቲ❤

      @aronhagos4947@aronhagos4947Ай бұрын
    • ኣታ አሪጥሪን እዛ ግደፉ ስቕ በሉ ትብል ዘይትገድፍዎ(ዓፈና) ሓሰበ ሃብ በድሃዮ ስቕ ክብል እዩ እንተዘይ ደሊኻዮ ካኣ ኣይትስመዓዮ እቲ ዝሰማማዓካ ጥራይ ስማዕ.

      @amanuelkibreab3025@amanuelkibreab3025Ай бұрын
    • ከማይ ጸሊእኻ ትጠፋ ኣለኻ ይቅሬታ ግበረለይ ሓወይ በዲለካ እንተኾይነ ጌጋ እንተለኒ ንገረኒ ኣነ ይፈትወካየ እሞ ኣይትጽልኣኒ።ግን ሓሳብካ ንገረኒ እንታዩ በደለይ ክትጸልኣኒ ዝገብረካ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • መክበብ 10 :6መነ አዩ አቅሚጥኩም አነስ ይገረመኒ ቃል አምልካ አጺቢቅኩም ዘይተማሀሩ መን ዓራቂ ጊሩኩም

    @user-bs5jt1oq9j@user-bs5jt1oq9jАй бұрын
    • ወሸለ ዝዓርቅ ተረኺቡ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ሰላም ኣምላክ ይብዝሓልካብ ሓወይ ኣብታ ናይ ብጹእ ዝበልካያ ሓሳብ ክህበካ ነቲ ትምህርቲ ኩሉ ስምዓዮ ናይ ኩሎም ክትሰምዕ ደኣ ከይታሓዋወሰካ እምበር ብጹእ ዝተዛረቦ ከኣ ሓቂ ኢዩ ሎሚ ሓሶት ትንቢት ዝተዛረበ ነቢ ጽባሕ ክትምለሶ ከለኻ ኢዩ ክልተ ግዜ ምጽፋዕ ኢሉ ገሊጽዎ ዘሎ። ንዓኻ ትኸውን ቲፕ ከኣ ቅድም ኮፍ ኢልካ ተምሃር!!!

    @isakghebrebrhan7635@isakghebrebrhan7635Ай бұрын
    • እሞ እቲ ይጭልድወካ ዝበሎኸ እንታይ ኢዩ ሳልሳይ ጽፍዒት ዲና ክንብሎ።እስከ በል ተርጉመልና ነቲ ምጭልዳው ኮፍ ኢልካ ዝተመሃርካ ኢካ ትመስል

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ምስ በዓል ጳውሎስ ክትራኸቡ ኣለኩም፡ምስ ብዓል ጴጥሮስ የዕልሉ፡ ንሳቶም ክጽልዩልኩም ኣለዎም ዝብል ቃል ፈጺመ ኣየንበብኩን፡ ተሰቢኸ እውን ኣይፈልጥን፡ ፈለማ እዝነይ። ነዚ ሰብ ዘይክኣል mission ሂቡ ከዕነንዮ ኢዩ ደልዩ። መንፈስ ቅዱስ ኢዩ ዝማልደልና። እዋይ የማነ😢 ካብ ቃል ኣምላኽ ገላጺ ቃል ኣምጺእካ ንየማነ ምምልስካ ቅኑዕ ጌርካ። ብጹእ ኣምላኽ ግን ዝያዳ ኮሜድያን እንዳኾነ መጺኡ፡ እቲ ጸርፉን ትዕቢቱን ደሓን ንግደፎ። ሕማቕ ዘመን በጺሕና፡ ክርስትና ከምዚ ኣይፈልጦን ኢየ ኔረ። እዚ ክብል ከለኹ ግን ኣነ ፍጹም ኮይነ ዘይኮነስ፡ እቶም ክመርሑናን ኣብ ጉዕዞ ክርስትና ከሳልዩና ዝግብኦም ዓበይቲ ስባት (ብፍላይ ከም ብዓል ባባ ብጹእ) ኣብ ከሚዚ ምውዳቖም ኢዩ ኣሕዚኑኒ። ተባረኽ!!

    @howtodoit5466@howtodoit5466Ай бұрын
    • ናይብሓቂ ዝገርም ዩ እንታይ እሞ ክንገብሮም ኣምላኽ ግን መፍትሒ ኣለዎ ዳሓን

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Abza nay yemane zbelas giega zelewa aymeslenn.eta meseret krstna b hawaryat iya jemira .neom krstos mhirwom . nsom dma neana b Bible qalu gedifomlna.

    @aziebkahsay6996@aziebkahsay6996Ай бұрын
    • ኣዜባ እሞ ከምዛ ንስኺ ትብልያ ዘለኺ ደይኮነ ዝብል ዘሎ።ንስኺ bible ገዲፎምልና ኢኪ ትብሊ ዘለኺ።ንሱ ግን ካብ ላዕሊ ይመጹ እሞ ይቀብኡኻ ከምኡ ድማ ኣብኡ ኾይኖም ይጽልዩልና ኢዩ ዝብል ዘሎ ስለዚ ምስዛ ናትኪ ፍልልይ ኣለወን ከምዛ ንስኺ ትብልያ ዘለኺ ግን ጽብቅቲ ኢያ መጽሓፍ ቅዱስ ቃሉ ገዲፎምልና ዝብል ጽቡቅን ሓቅን ኢዩ።እታ የማልዱልና ይግለጹልና ይቀብኡና መጺኡም ዝብላ ግን ናይ ኦርቶዶክሳውያን መረዳእታ ስንክሳር ካብ መስከረም ክሳብ መፈጸምታ ዘሎ ኢዩ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • Leke alo yemane mariam amaladit eya nska do kab ade goyta belixka kedem nska xbuk gerka mexhaf qdus xbuq gerka temaharo bruk hawey

    @muzithaile6686@muzithaile6686Ай бұрын
  • Emo neska ke baElka zeytiheysom,

    @guwa81@guwa81Ай бұрын
    • ሃይሰዮም እንድየ ኣይተረድኣትካን ድያ

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ዝበልካዮ ኣዝዩ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ፥ ብርግጽ ሚዛናውያን ክንከውን ይግባእ። ንስኻ ግን ሓደ ግዜ ክርስቶስ የሱስ ካብ ማርያም ስጋ ኣይወሰደን፥ ሰማያዊ ስጋ እዩ ወሲዱ መጺኡ ክትብል ሰሚዐካ ኣለኹ እሞ፥ ንስኻ ውን ኣብ ዓቢ ስሕተት ከም ዘለኻን ክትምለስ ከም ዝግብኣካን ኣስተውዕል።

    @nahom9192@nahom9192Ай бұрын
  • ሰላም ብሩክ ሓወይ፡ ስለምንታይ ኣሸር ወይ ሞጎስ ነዞም ትብሎም ዘለካ ሰባት ሽሞም ጠቂሶም ይቓወምዎም ኣለው ዝብል መሰረታዊ ሕቶ ክትምልስ ይግባእ፡፡ እዚ ብዛዕባ ሰባት ወይ ሚዛን ኣይኮነን፡፡ እቲ ምህያስ ትብሎ ዘለካ መሰረቱ፡ ትምህርቲ እዩ፡ ብዛዕባ ብጹእ ክትዛረብ እንተኮንካ እንትርፎ እቲ ናይ ባህሪ ነገር ሓንቲ ናይ ሓሶት ትምህርቲ ዝምሃሮ ምህሮ የለን፡ እቶም ካልኦት ግን ናይ ሓሶት ትምህርታት ኣብ ኣደባባይ ወጺኦም ስለዝመሃሩ እዮም ኣሸር ዝቓወሞም ዘሎ፡ እዚ መጽሕፍ ቅዱሳዊ ሓቂ እዩ፡፡ ናይ ሓሶት ትምህርታት ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ወጺኡ ንዝምህር ምብድሁ ንሓሶቱ ምግላጽ ወገንነት ኣይኮነን፡፡

    @berekethagos3539@berekethagos3539Ай бұрын
    • Nay hasot tmhrti hatiyat eyu enda texarefkan enda teragemkan wengel msbak wen hatiyat eyu.

      @user-og7kk9uh8t@user-og7kk9uh8tАй бұрын
    • ተጻረፍቲ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኣይወርስዋን ኢዮም ይብል 1ይ ቆሮንጦስ 6፥9 ስለዚ ብጹእ ክእረም ኣለዎ ትምርቲ ይጥወይ ይጻረፍ ኩሉ ሓደ ኢዩ።ኣድልዎ ኣይትግበር

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ንስካ ንባዕካ ጠፊእካ ኣለካ መንገዲ ጸጋም ትከይድ ኣለካ ተመለስ

    @MengsTesfa@MengsTesfaАй бұрын
    • መን ዳኣ ቅኑዕ ኣሎ?

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
  • ብጹኣ ኣምላኽ፡እንታዩ ጌጉኡ እንታይ ጌጋ ምህሮዩ ኣሕሊፉ ስለምንታይ ብጭብጢ ምህሮኦም ዘይተምጾኦ

    @Gelilatube788@Gelilatube788Ай бұрын
    • ብጹእ ይጭልድወካ ይብል ኣሎ ቃል ኣምላኽ ግን ኣገልገልቲ ዘይዋኣቅዑ ክኾኑ ከምዘለዎም ኢዩ ዝገልጽ እዚ ቃል ኣንብቦ 1 Timothy 3 (ትግ) - 1 ጢሞቴዎስ 3: ዘይሰክር፡ ዘይዋቓዕ፡ ግናኸ ልኡም፡ ዘይብኣስ፡ ፈታው ገንዘብ ዘይኰነ።

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
    • @@YosiefB ሰበይትኻን ደቅኻን ክቐትል ዝመጸ ታይ ምገበርካዮ?

      @Gelilatube788@Gelilatube788Ай бұрын
    • @@Gelilatube788 ኦ ጎይታይ ዝገብሮ ኣይፈልጥን ኢዩ እሞ ምሕረት ግበረሉ ምበልኩ። Acts 7 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ 60: ተምበርኪኹ ኸኣ ብዓብዪ ድምጺ፡ ጐይታይ፡ እዚ ሓጢኣት እዚ ኣይትሐዘሎም፡ ኢሉ ጨደረ። እዚ ምስ በለውን ዐረፈ።

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
    • @@YosiefB ከተቕትሎም ማለት ድዩ ንስድራኻ

      @Gelilatube788@Gelilatube788Ай бұрын
    • @@Gelilatube788 ንየሱስ እንዳቀተልዎ እንከለዉ ኣዲዩ ማርያም ስቅ ኢላ ትርኢ ስለ ዝነበረትሲ ኣቅቲላቶ ማለት ድዩ?

      @YosiefB@YosiefBАй бұрын
KZhead