🔴👉"ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ተኪኢልኩም በዚ ጸሎት ሕደሙ"

2021 ж. 3 Жел.
93 180 Рет қаралды

Пікірлер
  • 🎉ኣሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ልብካ ዝትንክፍ ጊዜ ኢና በጺሕናዘለና መስተውዓሊ ልቢ ይሃበና ንዓካድማ ጸጒኡ የብዝሐልካ ልዑል ፈጣሪ 🎉

    @rutgebrezgi2765@rutgebrezgi2765 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ብምሕረት ዓይኑ ይጠምተና ፆሎታን ኣማላድነታን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ንኩልና ህዝበ ክርስትያን ኣይፈለየና ✝️✝️✝️

    @user-rm1zd9tl6n@user-rm1zd9tl6n7 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና እዚ ግዜ ከቢድ እዩ ነገር ግን ምርኩስናን ጸግዕናን እግዚኣቢሄር እዩ ብኣመላድነት ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ኣዴና ቅድስቲ ደንግል ማርያምን ቅዱሳን መላእክት ቅዱሳን ኣቦታትን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

    @lovehabesha2571@lovehabesha25712 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @ermiashabtom4509@ermiashabtom4509 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፈጣረ ምሕረቱ ይላኣኸልና 🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏

    @frfjtffht5651@frfjtffht56519 ай бұрын
  • ቁጽሪ ናይቲ ጸሎት ተትገልፁልናስ ንሕናዉን መንብናዮ

    @almazalmaz6619@almazalmaz66192 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፆሎት አቦታትና አይፈለየና አብ ፀለትኹም ዘክሩኒ ወለተ ሂወት ሓጥያተኛ እናበልኹም ፍትዋተይ ብሓቂ እዞም እኒአክዎም ገዛ ከም ቀታሊት ሰብ እዮም ዝርእዩኒ ዘለው ብሓቂ ብዙሕኻ ፆሎተኛ አይኾንኹን ግን አብ መዓልቲ ተገደደ ሓንቲ ግዘ የሐልፍ እየ ግን ፆሎት ወዲአ ናብ ስራሕ ክወፅእ ኸለኹ ብዘይ ምንም ምክንያት ይርሕቁኑን ይፀልእኑን ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ስደትና የሕፅረልና😭

    @user-ds4pv9by5r@user-ds4pv9by5r2 жыл бұрын
  • Besmeab weweld wemenfes qudus ahadu amlak Amen! Sm egziabiher zkeberen ztemesgenen ykun 🍀❤️🙏! Ab hiwetey zeyrsa xolot ala kekaflokum: ኦ… ኣምላኽ ከም ሳህልኻ ምሓረኒ፣ ከም'ቲ ዓብይ ርሕራሔኻ ኣበሳይ ደምስስ ካብ ኣበሳይ ኣጸቢቕካ ሕጸበኒ፣ ካብ ሓጢያተይ ኣጽርየኒ። ኣነ ኣበሳይ እፈልጥ ኣለኹ'ሞ፣ ሓጢያተይ ኩሉ ጊዜ ኣብ ቅድመይ እዩ። ብዘረባካ ጻድቅ ብፍርድኻ'ውን ንጹህ ኰንካ ክትረክብ'ሲ እነ ንዓኻ ጥራይ በደልኩ ኣብ ቅድመኻ እከይ ገበርኩ። እንሆ ብኣበሳ ተወለድኩ እኖይ ከኣ ብሓጥያት ጠነሰትኒ። እንሆ ንሓቂ ውሽጥኻ ኢኻ እትደልዮ ኣብ ሑቡእ'ውን ጥበብ መሃረኒ። ምእንቲ ክጸርስ ብስምዕዛ ኣጽርየኒ ካብ በረድ ክጽዑዱ ሕጸበኒ። እተን ዝቐጥቐጥካየን ኣዕጽምቲ ክሕጎሳ፣ ባህታን ሓጎስን ኣስምዓኒ። ገጽካ ካብ ሓጢያተይ ከውሎ፣ ንብዘሎ ኣበሳይ'ውን ደምስሶ። ኦ… ኣምላኽ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ፣ ጽኑዕ መንፈስ ከኣ ኣብ ውሽጠይ ሓድስ። ካብ ገጽካ ኣትደርብየኒ፣ ቅዱስ መንፈስካ'ውን ኣይትግደፈኒ። ሓጎስ ምድሓንካ መልሰለይ ብዝመርሓኒ መንፈስ'ውን ደግፈኒ። ሽዑ መንገድን ንመፍረስቲ ክምህሮም እየ ሓጥኣን ከኣ ናባኻ ክምለሱ እዮም። ኦ...ኣምላኽ፣ ኣምላኽ ምድሓነይ ካብ ዕዳ ደም ኣናግፈኒ፣ ልሳነይ'ውን ንጽድቕኻ እልል ክትብለሉ እያ። ጎይታየ፣ ኣፈይ ምስጋናኻ ክነግርሲ ከናፍረይ ክፈት። መስዋእቲ ባህ ኣይብለካን እዩ። እንተዘይኰነስ መቕረብኩልካ ነይረ፣ መስዋእቲ ምሕራር እይትብህጎን ኢኻ'ሞ፣ መስዋእቲ ኣምላኻ ስቡር መንፈስ እዩ። ኦ… ኣምላኽ፣ ንስቡርን ቕጥቑጥን ልቢ ኣይትንዕቆን ኢኻ። ንጽዮን ብጸጋኻ ሰናይ ግበረላ፣ መኻባብያታት ኢየርሳሌም ንደቕ። ሽዑ ብመስዋእቲ ጽድቂ፣ ብዝሓርር መስዋእቲ፣ ብምሉእ መስዋእቲ ባህ ክብለካ እዩ። ሽዑ ኣብ መስዊእኻ ኣራሑ ከቕርቡልካ እዮም። ሃሌ ሉያ። 🙏❤️😌

    @funnymeme7034@funnymeme70342 жыл бұрын
  • ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ቁዱስ ቃል ኣብ ልብና የሕድረልና 💖🤲🤲🤲🙏🏼🙏🏼🙏🏼ኩቡር ሓውናን መምህርናን ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

    @user-vp8pj9mm1o@user-vp8pj9mm1o2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካብ ኩሎ ሩክሳት መንፍስተ ካብ ኣረሕቅልይ

    @user-ef8pl9sx2o@user-ef8pl9sx2o4 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ልብና የሕድሮ ኦ እግዛኣዛብሔ ኣቦይ ጽሩይ ልቢ ሃበና ኣሜን፨።

    @henoktesfie1442@henoktesfie1442 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና🤲✝️🙏🥰

    @hani6817@hani681710 ай бұрын
  • ኣሜን/3/ቃለ ሂወት ይሰመዐልና ኣምለክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ነገር ሕማቅ ሰውረኒ🙏

    @user-lv2yx1tn5g@user-lv2yx1tn5g5 ай бұрын
  • ኣሜን!!! ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡ኦ አግዚኣብሄር ብ ምሕረት ዓይንካ ጠምተና።

    @fiorina4668@fiorina46682 жыл бұрын
    • Amen Amen ksle hiwate yesmalnn

      @mellinebermrim3553@mellinebermrim35532 жыл бұрын
    • ኣሜን 👏👏👏

      @user-jf3ri3nn8s@user-jf3ri3nn8s2 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @ermiashabtom4509@ermiashabtom4509 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፈጣሪ ምሕረቱ ይላኣኸልና ባዕሉ

    @letaykalay1893@letaykalay18932 жыл бұрын
  • ኣሜን(3)🙏🙏🙏ቃለ ንህይወቱ የስመዐና

    @user-je9bd6ci6m@user-je9bd6ci6m Жыл бұрын
  • ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜንንን 🙏🙏🙏⛪✝️❤️

    @TM-yl8bg@TM-yl8bg2 жыл бұрын
    • 0p0pp

      @sadurbiyadga6464@sadurbiyadga6464 Жыл бұрын
    • @@sadurbiyadga6464 እንታይ ዩ መልእኽቱ እዚ ጽሑፍካ?

      @TM-yl8bg@TM-yl8bg Жыл бұрын
    • ​@@TM-yl8bg 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉rtrr🎉rr🎉r🎉🎉🎉trttze 🎉er

      @kubromtesfay9399@kubromtesfay9399 Жыл бұрын
  • ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስማዓልና ክቡር ሓወይ

    @user-cb2tr4cd9m@user-cb2tr4cd9m11 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሓልኩም ክብር ሓውና

    @selamselam2084@selamselam20842 жыл бұрын
    • amen amen amen kale hiwet yesmalna egziabiher amlak xegu yebzhalkum kbur hawuna

      @beilulabraham4707@beilulabraham47072 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen kale hewet yesmalna egzabher amelk xegeu yebzhalka zehwey Good bless you 🙏🏾✝️ ኣምላኽ ንዓና መዕቆብን ሓይልን፡ብጸበባ ፉጡን ረዲእን እይ።ስለዚ ምድሪ እንተ ተገልበጠት፡ኣኽራን ኣብ መዓሙቝ ባሕሪ እንተ ተናወጹ፡ማያት እንተ ሃመመን እንተ ዓፈረን፡ ኣኽራን ብነድሮም እንተ ኣንቀጥቀጡ፡ንሕናስ ኣይንፈርህን ኢና።ወሓይዙ ንኽተማ፡ኣምላኽ ነታ ቅድስት ቦታ ማሐደር እቲ ልዑል ዘሐጉስ ሩባ ኣሎ። ኣሞላኽ ኣብ ማእክላ ከሎ አይክትናወጽን እያ።ክወግሕ ክሎ ኣምላኽ ኪረድኣ እያ።ኣሕዛብ ጫውጫው ስል መንግስትታት፡ተናወጽ ድምጽ ኣስመዐ ምድሪ መኸኸት፡ጉይታ ስራዊት ምሳና እዪ።ኣምላኽ ያዕቆብ ጸግዕና እዪ።ንዑ ንግብርታት እግዚአብሔር፡ነቲ ኣብ ምድሪ ዝገበሮ ጥፍኣት ጥምት፡ንውግእ ክሳዕ ወስን ምድሪ ምውዳእታ ይገብረሉ።ንቀስቲ ይስብሮ ንኲናት ይስባብሮ፡ንስረገላታት ብሓዊ የንድዶ።ህድእ በሉ እም፡ኣነ ኣምላኽ ምዃነይ አስተብህሉ፡ኣብ ማእክል አሕዛብ ልዕል ክብል፡ኣብ ምድሪ ልዕል ክብል እዩ።ጉይታ ስራዊት ምሳና እዩ።ኣምላኽ ያዕቆብ ጸግዕና እዩ። እቲ ንስብ ዘይኽአሎ ንኣምላኽ ይከአሎ እዩ።እቲ እሙን አስተውዓልን መጋቢ መን እዩ።ሃሌ ሉያ።💒✝️✝️✝️🙏💖🥰

    @akberetberhane6521@akberetberhane65212 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @angosomakeza1572@angosomakeza1572 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወሃት ይሰመዕልና

    @user-ef8pl9sx2o@user-ef8pl9sx2o5 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ቃለ ሂወት የስመዓልና

    @user-dm8hn6ut6p@user-dm8hn6ut6p3 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ በርክተን ይብዝሕልካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈

    @sofyaaesufyflyheky9613@sofyaaesufyflyheky96136 ай бұрын
  • ትክክል መምህርን ስይፍ ስላሴ እርጋኖን ባርቶስ ድርስን ስይፍ መላከት ፅብቅ እዩ በጣዕም በእውነት ተጠቀሙ ህዝብ ክርስትያን ❤❤❤🤲🤲📖📖📖🕯🕯🕯

    @user-ls1yn3ku1c@user-ls1yn3ku1c Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡን በረከቱን የብዘሓልኻ ክቡር ሓውና አሜን፫

    @sams1763@sams17632 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen 🙏 Thank u bro God bless you all time ❤

    @binyamsaymon3492@binyamsaymon34922 жыл бұрын
  • Amen amen amen 🙏 Ab lbna hydro goyta

    @kikonathome738@kikonathome7382 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልካ እግዚአብሔር ኣምላክ⛪⛪⛪👏👏👏

    @user-bv4tb3mq3z@user-bv4tb3mq3z2 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ብምሕረቱ ይጠምተና ይቅረ በለልና ንንስሃ ሞት አብቅዓና👏👏👏

    @user-fr7qt1oj4g@user-fr7qt1oj4g2 жыл бұрын
  • ኣብ ፅሎትካ ኣደሕኒይ መዲህን ኣለም ኦቦይ

    @user-ef8pl9sx2o@user-ef8pl9sx2o4 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🤲🤲🤲🙏✝️✝️💚💙💖💜💜💜❤️🥰🥰🥰💝💝💝💝

    @user-mj6yx5vc3f@user-mj6yx5vc3f8 ай бұрын
  • Amen Amen Amen 🙏 hawey qale hiwet yesmealna. Please if you can add the chapter and verse of psalm 🙏 ❤ so that my kids and myself read it everyday. Kebrate yehabily

    @yordanosmebrahtu1676@yordanosmebrahtu16762 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ፀጋ ኣምላክ የብዘሐልካ✝️

    @user-yp4yt9qf3f@user-yp4yt9qf3f7 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ሰላምን ፍቅርን ዝዓሰሎ ቃደመ ሰንበት ይግበረልና🤲🤲🤲

    @user-rc9bm8nt8z@user-rc9bm8nt8z2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕናእግዚኣብሔር ኣምላክና

    @hdvgdg7446@hdvgdg7446 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና፡ እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና።

    @samielhadish8928@samielhadish8928 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏 ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ኣብይ ክረኽቡ ክቡር ሓው

    @haninaty8764@haninaty87642 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና በረከትኹም ይሕደረና መምህርና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 አቤት ኣምላኬ ሆይ ብመንገድካ ምረሐን ጌታየ ሆይ ይቅረ በለለይ 😢😢🙏🙏🙏🙏

    @user-nf7ir2qt6j@user-nf7ir2qt6j2 жыл бұрын
    • አሜን አሜን አሜን

      @user-co5ex3jq2e@user-co5ex3jq2e2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና

    @MmnN-vy8uz@MmnN-vy8uz Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐና ኣምላክ ኣምላክ ምድሓነይ ንዓይ ንሓጥያተኛ ባርያካ ብምሕረትካ ጠምተኒ 🙏😥ከም ኣበሳና ተይኮነሰ ከም ምሕረትካ ይኩን ኣሜን👏👏👏

    @user-vf5ln7ue8b@user-vf5ln7ue8b2 жыл бұрын
    • Amen amen amen

      @ermiashabtom4509@ermiashabtom4509 Жыл бұрын
  • IN THE MIGHTY NAME OF JUSES AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN 🙏🏽

    @metkelhabte8419@metkelhabte8419 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይዉት የሰመዐልና ክብር ሓውና ጸጋኡ ያብዘሕሊካ

    @hyahhyah9429@hyahhyah9429 Жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቅል ህይውት ያሰማልን ውንደምችን እግዝአብሔር ጸጋው ያበዝልህ እመቤቱችን ቅደሰት ደንግል ማረያም ትጠበቅህ የምቱቅረበልን ጥረ ትምህረት ነው በረታ

    @user-ht4dk7sm5x@user-ht4dk7sm5x2 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen kale hiwate yesmalna

    @mellinebermrim3553@mellinebermrim3553 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፈጣር 🙏🙏🙏❤️❤️

    @gezegeze9248@gezegeze9248 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቡሩኩን ሓወይይ

    @ghenetghe8493@ghenetghe84937 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም🙏🙏🙏

    @user-ce6no2zk8u@user-ce6no2zk8u2 жыл бұрын
  • ቃለ ህይወት የስመዐልና መዕራፍን ፍቅዲን እንተትጽሕፈልና ጽቡቅ ኔሩ ግዜ እንተረክብካ ሓንቲ እኻ መዝሙር ዳዊት ምዕራፍ 51 ኢያ

    @ksisusus2090@ksisusus20902 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ንሰማዕቲ ውን አብ ፅላት ልብና ይፅሓፈልና አሜን ፫

    @user-vv9jj4se8q@user-vv9jj4se8q2 жыл бұрын
  • ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ናይ ኣግልገሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርከለካ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና እግዝብሄር ኣምላክ ደሰ ዘብል ትምህርቲ አዩ አሞ ወሲኩ ምስጢሩን ጥበብን ይግለፀልካ ሓወይ ናዓና አዉን ካብ መፃወድያ ሰይጣን ይሰዉረና ነዚ ክንገብር እግዛብሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    @user-eu7dz9jq6g@user-eu7dz9jq6g2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

    @iffufv3190@iffufv31903 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤

    @TesfayTadese-yp7gy@TesfayTadese-yp7gy6 ай бұрын
  • Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏

    @merhawiteklehaymanot2871@merhawiteklehaymanot28712 жыл бұрын
  • Aemn aemn aemn ቃል ሂወት የስምዓልና❤

    @user-pl3dy1sy7b@user-pl3dy1sy7b7 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🤲🤲🤲💒💒💒✝️✝️✝️

    @desatebyo8588@desatebyo85882 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher

    @freweynighebremariam7770@freweynighebremariam77702 жыл бұрын
  • Amen amen amen ቃልህወት የሰመዕና

    @kahsuhaylay-mc5el@kahsuhaylay-mc5el9 ай бұрын
  • አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት የስምዓልና

    @eritreatebareki2448@eritreatebareki2448 Жыл бұрын
  • Amen (3)qal hiwet yesmana ⛪️❤

    @kulusebukulusebu7588@kulusebukulusebu7588 Жыл бұрын
  • Amen Amen Amen egziabiher amlak ymesgen bi mhretka yqire belelna qale hiwet yesmalna nay agelgulot zebenkum ybariko fitari kibur memhrna

    @mhretyowhans550@mhretyowhans5502 ай бұрын
  • Amen.amen.amen.kal.hiwet.yesmalna

    @zefanfkr1861@zefanfkr18618 ай бұрын
  • ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዕድሜኻ ይባርኽ ክቡር ሓውና።

    @habtomkahsay9949@habtomkahsay99492 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር አምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ክብር ሓውና

    @user-ph5rs7uo6s@user-ph5rs7uo6s2 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ብሐቂ ቃል ሂወት የሰምዓልና🙏

    @hiwetdemeke3280@hiwetdemeke3280 Жыл бұрын
  • Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

    @robelmtrd@robelmtrd7 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜንንንንንቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እ/ር አምላክ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️(🙏🙏🙏💛💛💛💛🙏🙏🙏🙏)🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    @selu5346@selu53462 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kubur hawey xegu yebzehalka amlak ms kulna hzbe kirstiyan ykun amaladine nay weladit amlak ayfeleyena amen

    @gechitesfaw5078@gechitesfaw5078 Жыл бұрын
  • Amen amen amen Kal hiwet yesmialna egziabiher amlak Kea tseguen bereketun kabaka ayfleyo

    @standsinabirhane4968@standsinabirhane49682 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    @selamgebrmaryam4224@selamgebrmaryam42247 ай бұрын
  • ኣሜን ሓውና ቃለ ሂወት የስሚኣልና ግና እተን መዝሙሩ ኣብ ክንደይ ከም ዚረከባ ክትጽሕፈን ኣሎካ ጸግኡ የብዝሃልካ

    @natnaeltesfay4724@natnaeltesfay47242 жыл бұрын
  • Amen amen amen qal hiwet yesmalna b mhretu ytemten medhina lem aboy ❤❤❤❤

    @user-rb3vu6gy8k@user-rb3vu6gy8k7 ай бұрын
  • ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏 Qale hiwet yesmalena ARGANON BI TIGRIGNA FROM MONDAY TO SUNDAY PLEASE hwberulna thanks

    @sinaeritrawit9499@sinaeritrawit94992 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰምዕልና🙏🙏🙏

    @letewerkighawerya6658@letewerkighawerya6658 Жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር ሓዉና

    @user-hg9df5zd2v@user-hg9df5zd2v2 жыл бұрын
  • አሜን//3//አበየቱ አምላከይ አትለየኝ😢😢😢🕯💒🕯

    @user-qr3pp7sx4q@user-qr3pp7sx4q6 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏👏👏👏🍀🍀🍀🌸🌸🌸🌺🌺🌺🌹🌹🌹💝💝💝🌻🌻🌻🌻

    @user-pi6ld7qs2c@user-pi6ld7qs2c3 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማልን

    @ManaHagos-zx6tw@ManaHagos-zx6tw5 ай бұрын
  • amen, amen, amen kalehiwet yesmialna

    @selameyob4258@selameyob42582 жыл бұрын
  • Amen(3) qale hiwet yesmealna

    @fyorihadguhadgu9362@fyorihadguhadgu93622 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ዲያቆን አብየት ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና

    @atsedagodefa9732@atsedagodefa9732 Жыл бұрын
  • Amen amen amen kale hiwet yesmealna🙏

    @tiebeyohanes4947@tiebeyohanes49472 жыл бұрын
  • amen amen amen kal hiwet yesmana kubur hawna egzeabihier xegu yebzehalka

    @user-sx2lm2ct2h@user-sx2lm2ct2h8 ай бұрын
  • Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Egzabher bmhret aynka temtena

    @helenmeharimehari6263@helenmeharimehari6263Ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና

    @azmeraazmera9929@azmeraazmera99292 жыл бұрын
  • እግዚኣቢሔር ብምሕረቱ ይርአየና ኣሜን(3)

    @redaegslase3137@redaegslase31372 жыл бұрын
  • amen amen amen kale hiwet yesmealna

    @afdyhdghydd3155@afdyhdghydd31552 жыл бұрын
  • Amennn Amennn Amennn kibri ngoyta ykun brba rba mot equae entekedku eghizabher msay eka emo kufie zebele abay aykerbin betrkan mrkuskan yhlwani eyen .Amennn Amennn Amennn

    @hagosaande6041@hagosaande60412 жыл бұрын
  • Amen Amènn Amen kale hiwate yesmaĺns

    @mellinebermrim3553@mellinebermrim3553 Жыл бұрын
  • Amen((3)) qalhiwet yesmalna🤲🤲🤲

    @fkreykahsay5641@fkreykahsay56412 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና

    @nebaynegasie6251@nebaynegasie62512 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና

    @mebikonijo6188@mebikonijo61882 жыл бұрын
  • Amen kale hiwet yesmalna hawna

    @heranmulugeta1614@heranmulugeta16142 жыл бұрын
  • Amen amen amen Qale hiwet yesmealena 🙏🙏🙏🙏

    @hiwigaltigray8564@hiwigaltigray85642 жыл бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ክቡር ሓዉና

    @user-vz8yi4rf1k@user-vz8yi4rf1k2 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና

    @user-vo5bl9nb2s@user-vo5bl9nb2s2 жыл бұрын
  • Amen Amen Amen.fetari xeguu ybzehalkum,eten mieraf eba xehafulna kem fikad amlak kenenbiben

    @afomkidane8874@afomkidane88742 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና 🙏🙏🙏

    @gjdrfush1649@gjdrfush16492 жыл бұрын
  • Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽🤲🙏🏽🤲🙏🏽

    @tighistiyemane3275@tighistiyemane32752 жыл бұрын
  • Amen (3) qali hiwet yesmalna

    @yonimyonim5645@yonimyonim56452 жыл бұрын
  • አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ፈጣሪ

    @tsdkan3768@tsdkan37682 жыл бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ያስምዐልና🙏

    @myhert646@myhert6462 жыл бұрын
KZhead