ጾመ ኣርብዓ ንምንታይ ሓምሳን ሓሙሽተን መዓልቲ ይጽወም tewahdo zebeaman መ/ም አማኑኤል መ/አብ

2024 ж. 12 Нау.
22 234 Рет қаралды

ንጉሥ ሕርቃል መን እዩ ብመጋቤ ምሥጢር አማኑኤል መንግሥተአብ ብ 00251945522370 ክንረኽቦ ንኽእል ኢና። tewahdo zebeaman #tewahdo #ተዋህዶ #ethiopia #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry #motivational #ማርያም #መስቀል #መዝሙርተዋህዶ #መዝሙር #መዝሙረ_ማኅሌት #orthodox #ኦርቶዶክስ #eotc #eritrea #ስብከት #eritrean #sbket #mezmur #maryam #monastry

Пікірлер
  • Qal hiwet yesmona kubur Abona xegu yebzhlkume loul fattri 🙏🙏🙏

    @semhar9630@semhar9630Ай бұрын
  • እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም ኩቡር መምህርናን ኣቦናን፥ቅድሚ ሰብ እየ ዝጽበየኩም ቅድሚ ኹሉ ከኣ ይጽሕፈልኩም ኣለኹ።

    @simret.bereket6400@simret.bereket64002 ай бұрын
  • ቃለ ሂወት የስማአልና አሜን አሜን መምህርና

    @Belaneshhabte@BelaneshhabteАй бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ቅዱሳን ጻድቃን ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ብዛዕባ ንጉስ ህርቃል ብሰፊሑ በሪህልና ኣሎ ኣብ 614 ዓ ካብ ፋርስ ዝተማረከ መስቀል ከምዝመለስ ኣሜን

    @berhanekiflu3065@berhanekiflu30652 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስማዓልና መምህር

    @yodithayleab8540@yodithayleab85402 ай бұрын
  • Abona qalehiwet ysmalna zsemanayo ab lbonana yhedrelna amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    @yemanegebreyohans5980@yemanegebreyohans5980Ай бұрын
  • Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna

    @danielhabtom4569@danielhabtom45692 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና

    @user-jb8su7iu1x@user-jb8su7iu1x2 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቢ ምስጥር ዘኣማንኤል ኣምላክ ቅዱሳን ጸግኡ ይብዝሓልኩም ዠልኣለም ስለ ታ ሓቅን ኣጽናፋዊትን ህያው ዝኮነት ቅድስቲ እምነት ክትምስክሩ ኣብ ቤቱ ይንብርኩም ❤❤❤❤❤❤❤

    @kiflomtsegay1789@kiflomtsegay1789Ай бұрын
  • ቃለ ሂወት የስማልና መምህር ❤️❤️❤️

    @ereyalemey190@ereyalemey1902 ай бұрын
  • ቃለ ህይወት የስምዓልና መጋቤ ምስጢር ዘኣማኑኤል ። ###እዞም ሕማቅ ጽሑፍ ትጽሕፉ ዘለኹም ፡ዓገብ !!!!!!!!

    @tewelde9778@tewelde97782 ай бұрын
  • Amen (3) kale hiwet yesmealna abona xegue yebzhalkum

    @lemlemtekle3236@lemlemtekle32362 ай бұрын
  • ቃለ ሕይወት የስመዓልና መምህር መጋቤ ኣዲስ ኣማኑአል

    @GhemichaelAng-pz3te@GhemichaelAng-pz3te2 ай бұрын
  • ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር መምህርና።

    @elsaweldemichael9220@elsaweldemichael92202 ай бұрын
  • Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen ❤

    @militegebrenegus6390@militegebrenegus63902 ай бұрын
  • 🙏Amen

    @heruden8798@heruden87982 ай бұрын
  • መምህረይ ኣምላክ ይባርክ

    @weredetesfagaber9944@weredetesfagaber994424 күн бұрын
  • Kalehiwet yesmana abona 🙏

    @yirgaberhe8516@yirgaberhe85162 ай бұрын
  • 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

    @user-pm7rm1mf9t@user-pm7rm1mf9tАй бұрын
  • Amen qualehiwate yesmalna memhrna 🎉❤

    @AdiEto@AdiEto2 ай бұрын
  • Amen Amen Amen qale hiwat yesmalen

    @eseyaswerede6052@eseyaswerede60522 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @ngstimengstab3498@ngstimengstab34982 ай бұрын
  • Thank u 🙏🏾 Mergeta hetoy meliskaleyy 😇😇😇

    @lene6205@lene6205Ай бұрын
  • Amen Amen Amen

    @tesfaldetabraham6634@tesfaldetabraham66342 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስመዐና

    @MayhemmdAsan@MayhemmdAsanАй бұрын
  • ናይ መወዳእታ ዘላ ሰንበትኳ ትንሳኣኤ እያ ኣይትቁጸርን ያ

    @mengsteabrezene103@mengsteabrezene1032 ай бұрын
  • Kale hiwet yesemalina

    @yohannesyonas8909@yohannesyonas89092 ай бұрын
  • kal hiwet yesmealna hawuna 🙏🙏🙏

    @ezgamn5291@ezgamn52912 ай бұрын
  • ቃለ ሂወት የስመዐልና

    @robelwoldu8156@robelwoldu8156Ай бұрын
  • Kale hiwet yesmealna abona Kablbi yemesgn eza xome ngus entay u trguma znegerkumuna .10q

    @bitubini2@bitubini22 ай бұрын
  • Kale hiwet yesmalna

    @freweynigoytom6363@freweynigoytom6363Ай бұрын
  • Kalhiwet yesmana kbur memhrna

    @embebaberhe5118@embebaberhe51182 ай бұрын
  • Amen amen amen

    @AbebaMesfin@AbebaMesfin2 ай бұрын
  • አሜን አሚን አሚን

    @nigistiberhane9150@nigistiberhane9150Ай бұрын
  • Amen amen amen qalehiwet yesmealna abona

    @merkebnaynoh@merkebnaynohАй бұрын
  • ቃለ ህይወት የስማዓልና ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና።

    @gualdengelmariam2364@gualdengelmariam23642 ай бұрын
  • ቃል ህይወት የሰመዐልና❤❤❤

    @negestyhaylu5321@negestyhaylu53212 ай бұрын
  • Amen qalehiwet yesmaelna🎉

    @saimonandom7248@saimonandom72482 ай бұрын
  • Qale hiwet yesmalna Amen 🙏

    @ezgabiherymesgen214@ezgabiherymesgen2142 ай бұрын
  • 🙏🙏🙏

    @ferweinig740@ferweinig740Ай бұрын
  • ሰላም መምህር🎉🎉🎉❤❤❤

    @Tecl8855@Tecl88552 ай бұрын
  • Kale hiwot yesmalena 🤲🏽

    @TFBk-gq5sx@TFBk-gq5sx2 ай бұрын
  • ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና❤

    @user-ce7uk8li5w@user-ce7uk8li5w2 ай бұрын
  • 🙏🙏🙏⛪️❤️⛪️❤️⛪️❤️ kale hiwet yesmalena Abona

    @user-um1de3bv6e@user-um1de3bv6e2 ай бұрын
  • አሜን አሜን አሜን ኩቡር ወቁዱስ መምህርና ቃል ሂወት የስምዓና ጎይታ ጸጉኡ የብዝሐልካ❤❤❤🙏🙏🙏

    @floragebrea5mlak437@floragebrea5mlak4372 ай бұрын
  • ❤❤+++++++++++ኣሜን ++++++-ወ ቃል ህውይት የሰማዓና ናይ ዓለም ናይ ኮኑቱ ኮንቱ ዪ።

    @taamemahari7442@taamemahari7442Ай бұрын
  • Amen Amen Amen kal hwet yesmalena abona ⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏

    @tablezberhane9971@tablezberhane99712 ай бұрын
  • Qal hiwet yesmalna memhrna❤❤❤❤🙏🙏🙏

    @bereketbere4809@bereketbere4809Ай бұрын
  • Amennnnn qal hiwet yesmalna Abona 🙏🏽♥️🥰

    @abbyha7518@abbyha7518Ай бұрын
  • ቃለ ህወት የስማዓና መምህረይ

    @mebrhitamanuel3090@mebrhitamanuel3090Ай бұрын
  • ኣሜን (3) ቃለ ህይወት የስማዓልና መምህርና

    @tesfittesfit2699@tesfittesfit26992 ай бұрын
  • ጽቡቅ መልሲ ኢዩ❤፡እዚ ጾም ኣብ 6ይ ክፍለዘመን ይጽወም ከምዝነበረ ይነግረና፡ሃይለስላሴ ኣብ 21ክፍለዘመን፡ ህጸት ኢዩ ናይገሊኦም ሲ፡l ( l am ,ኤርትሪን ሻዕብያዊ፡ህግደፋዊ

    @HagosTeklit-gm3me@HagosTeklit-gm3meАй бұрын
  • Kale hiwet yesmalna xegau yebzhelkum nay Egziabher seb

    @negstiweldemariam4343@negstiweldemariam43432 ай бұрын
  • Qalehiwetu yesmealna 🙏❤️🙏❤️🙏❤️

    @TsehayNetsereab-zs2xp@TsehayNetsereab-zs2xpАй бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤❤

    @natusolomon75@natusolomon752 ай бұрын
  • ቃል ሂወት የስመኣልና ኣቦና

    @dejenhagos6604@dejenhagos66042 ай бұрын
  • ❤❤❤

    @FithawiFisahaye@FithawiFisahaye2 ай бұрын
  • Amennnnnnn

    @sham-vj4yp@sham-vj4yp2 ай бұрын
  • ❤❤❤ ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር

    @sobr1677@sobr1677Ай бұрын
  • ቃል ህይወት ያስመዐልና

    @brayyrt9658@brayyrt96582 ай бұрын
  • Amen amen amen kale hiwet yesmaelna

    @y.okubayabraham784@y.okubayabraham784Ай бұрын
  • ❤❤❤ zemn aglglotkum ybarkkk

    @awethaile-vi9il@awethaile-vi9il2 ай бұрын
  • ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸግኡ የብዝሓልና

    @fevenandemariam8017@fevenandemariam8017Ай бұрын
  • Buruk xom ygberelna

    @user-zu1sb4tc4c@user-zu1sb4tc4cАй бұрын
  • Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna

    @wegihurussom5306@wegihurussom53062 ай бұрын
  • Great work ❤

    @teweldebrhanogbamicael7204@teweldebrhanogbamicael7204Ай бұрын
  • Amen❤❤❤

    @yafetuser-jm9ij8sf4g@yafetuser-jm9ij8sf4g2 ай бұрын
  • 👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏

    @user-bf3rq9cl2d@user-bf3rq9cl2d2 ай бұрын
  • ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሓቀኛን ኣጽናፋዊትን እያ ቃለ ህይወት የስመዓልና።

    @shimbayberihu1241@shimbayberihu12412 ай бұрын
    • Bhaki neti nnefsu zdelya aye wie❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏

      @fthawitnuwaye1293@fthawitnuwaye1293Ай бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @Smreot@Smreot2 ай бұрын
  • Enka beselam mexakum memhrna 🙏🙏🙏

    @rahelzerazion7617@rahelzerazion7617Ай бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤

    @jiromokbab1887@jiromokbab18872 ай бұрын
  • Egzabhier abemnetna yxniana

    @frezgiandemicheal9844@frezgiandemicheal98442 ай бұрын
  • Qale hiwet yesmealna yenta

    @user-hv5nm5pf9i@user-hv5nm5pf9iАй бұрын
  • Qalehiwet memhr

    @Mhretab-ec8ok@Mhretab-ec8okАй бұрын
  • ❤❤❤❤❤

    @muluetadese2333@muluetadese23332 ай бұрын
  • Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna abona

    @user-tw1oj7of6p@user-tw1oj7of6pАй бұрын
  • Qale hiwet yesmalna

    @FanielTeklegergsh@FanielTeklegergsh2 ай бұрын
  • ቃለ ሂወት የስምዓልና፣ ኣብቲ ኣቆጻእራ ግና ጌጋ ትቆጽር ኣለኻ። ብሕጽር ዝበለ ኣብዘን እንጾመን ዘለና 55 መዓልታት 8 ሰናብቲ ኣለዋ። ስለዚ 8 ሰናብትን 8 ቀዳመን ኣለዋ ማለት እዩ፣ ብድምር ድማ 16 ቀዳመ ሰናብቲ ይኾና። እታ መበል 16 ግና ትንሳኤ ስለ ዝኾነት ጠቕላላ 15 ቀዳመ ሰናብቲ ኣለዋ። ስለዚ ኢና ድማ 55 መዓልታት እንጸውም። እቲ ናይ ሕማማት ዝበልካዮ ግና ከመቲ ቀመር ናይ ቅዱስ ዲሜጥሮስ ኣብቲ ዓቢ ጾም ተኻቲቱ ኣብ መወዳእታ ከም ዝኣቱ ድኣሉ ተጌሩ እምበር ከምቲ ዝቖጸርካዮ ኣይኮነን። ዝኾነ ጌጋ እንተ ኣለኒ መኣረምታ ጸሓፉለይ ኢኹም።

    @yedingellij7560@yedingellij75602 ай бұрын
    • የቀንየልና ብትሕትና መረምታ ዝገበርካዮ

      @m.g5295@m.g52952 ай бұрын
    • ደጋጊምካ ምስማዕ ጽቡቕ እዩ፡ ፡

      @debresina5517@debresina55172 ай бұрын
    • 16 ትብለን ዘለኻ ኣብ ውሽጢ 55ዘለዋ ቀዳመሰንበት ኢየን፣ መምህር ዝመሃርዎ ድማ ብኸመይ ካብ 40 ናብ 55 ከም ዝበጽሐ ኢዩ። ስለዚ ደጋጊምካ ምስማዕ የድሊ። ሰሰናዩ

      @abtesfaglobal150@abtesfaglobal1502 ай бұрын
  • Abona edmen tnan yhabkum

    @sham-vj4yp@sham-vj4yp2 ай бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @ghirmaygaim@ghirmaygaim2 ай бұрын
  • Amen Amen Amen🎉🎉🎉

    @rutt6733@rutt6733Ай бұрын
  • @yoel7719@yoel7719Ай бұрын
  • ቃለ ሂወት የስምዓልና ማእምሩ ክብሪ ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ደስ ዘብል ጾምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽመና ዘመን ስብከትኩም ይባርከልኩም ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንሳ ከኣ ኣብ 575 ዓ/ም ንጉስ ህርቃል ተወሊዱ ኢልኩምናሲ ግና ዝነበረሉ ዘመን ኣብ 6 ክ/ን እዩ ኔሩ ኢልኩምና እሞ ኣቆጽቅጽራ ዘመን ከመይ ከም ዝቁጸር ኣስፊሕኩም ክተብርሁልና ብትሕትና ንሓትት

    @user-pk8lu9tf2q@user-pk8lu9tf2q2 ай бұрын
    • 501 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳዕ 599 ዓ/ም 6ይ ክፍለ ዘመን ተባሂሉ እዩ ዝጽዋዕቃለ ሕይወት የስምዐልና

      @Yorsalem-vs1ji@Yorsalem-vs1ji2 ай бұрын
    • @@Yorsalem-vs1ji ስለዝሃብኩምኒ መልሲ ክብሪ ይሃብኩም የቀንይየለይ መማህራና ካብ 1- ክሳብ 99 ዓመት 1 ክፍለ ዘመን ይበሃል ማለት ዲዩ? ካብ 100 - ክሳብ 199 ዓመት ከኣ 2 ክፍለ ዘመን ይበሃል ማለት ዲዩ እዛ ዘመን ኣቆጻጽራ ክተብርሁለይ ደልየ

      @user-pk8lu9tf2q@user-pk8lu9tf2q2 ай бұрын
    • ካብ 1ክሳዕ 99 ዓ/ም 1 ክፍለዘመን ይብሃል

      @debresina5517@debresina55172 ай бұрын
  • Slemntay kedame senbet nbeli please melsi tfeltwo

    @YoditTesfu-gm3ix@YoditTesfu-gm3ix2 ай бұрын
  • መጀመርታ ቃለ ሕወት የስመዓልና ብምቅጻል እዚ ንጉስ ሕርቃን ዝብሓል ዘሎ ካቶሊኪ እዩ ነይሩ ይብሃል ቤተ ክርስትያና ንዘይ ኣማኒ ክብሪ ትህብ ኢያ እዝያኣ እያ ሕቶይ.።

    @user-lk4sp7zf2t@user-lk4sp7zf2t2 ай бұрын
    • ንጉስ ህርቃል ኣብ ናይ ቤተ ክርስቲያን መጻሕፍቲ ማለት ስንክሳር ፍትሃ ነገስት ጊዮርጊስ ወልደኣሚድ ወዘተ ተጻሒፉ ኣሎ

      @debresina5517@debresina55172 ай бұрын
  • ሰላም ሰላም መምህር፡ ሓዋርያት ኣበይ ይጸምዎ ነይሮም እንታይ መወከሲ ኣለኩም? መክንያቱ ሓዋርያት ካብ 11 ጥሪ ክሳብ 21 የካቲት ዓቢይ ጾም ይጾሙ፡ ቀጺሎም ድማ ካብ 22 መጋቢት ሕማማት ጀሚሮም 29 መጋቢት ትንሳኤ የብዕሉ ነበሩ፡ እዚ ሓዋርያት ዝጸምዎ ዝነበሩ ዝተባህለ ኣስተካክልዎ መምህረይ፡ ብባሕረ ሓሳብ ከምዚ ኣይብልን እዩ፡ ሓዋርያት ዝጸምዎ ጾም እዚ ዝተባህለ እዩ

    @Sergo2721@Sergo27212 ай бұрын
  • ኣብ ናይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ነሃሴ ኣሎ ፡እለ ውስተ ደይኒ ያእርፉ ባቲ ።ናይ ሰንበት እስመ ለኣለም።

    @maharenatsegezab3551@maharenatsegezab35512 ай бұрын
  • Qale hiwet yesmalna xegiu yebzhalkum🙏💒🤣

    @Fisha.yemane-27@Fisha.yemane-272 ай бұрын
    • Yqreta Bigega eyu mexiu eti banbola🙏

      @Fisha.yemane-27@Fisha.yemane-27Ай бұрын
  • ጀርጆ እኮ ካቶሊኽ እእዩ ካቶሊኽ ከ ሓምሳን ሓሙሽተን መዓልቲ ይም ድዮም መሊስካሉ ብፍላጥ ድዩ

    @user-if2oz2wt9e@user-if2oz2wt9e2 ай бұрын
  • Xome nugus zibahalsi hasot wey bihil eyu maletyu ???

    @amantewolde5017@amantewolde5017Ай бұрын
  • Selam kemey alokum hito alatni KEDAME SENBET NBELIE ELKUM AB MELSIKUM EMO ENTAY ENA NBELIE KAB SENUY KISAB ARBI ZELO GIZIE nbelie endina emo eti xom kab friyat xeban sigan ena tekelkilna bniguho l

    @michaellove5482@michaellove5482Ай бұрын
  • Hadas💚❤️💙💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼💐☘️💐☘️💐☘️💐☘️💐☘️

    @hadashad2092@hadashad209228 күн бұрын
  • መምህር ሓውና ኣነ ከም ኣማኒ ኦርቶዶክስ እዚ ቅድሚ ዓቢ ጾም ዘላ ሰሙን ማለት ጾመ ህርቃል ከምዝበልካዮ ጨካን ጥራሕ ዘይኮነስ ብስሙ ውን ንኽጾሙሉ ስለዘገደደ ሽዑኡ ዝተጀመረት ኣምር ኢያ። ካብኡ ጀሚራ ከኣ ናብ ንጉስ ሃይለሰላሴ ኣርኪባ በዓል ኣባሓጎይ ንንጉስ ሃይለስላሴ ይጾሙ ከምዝነበሩን ናብ በዓል ኣቦይ ሓሊፋስ ናባና ኸማን ኣርኪባትልና። ስለዚ እታ ጆርጆ ዝበላ ሓቅነት ኣለዋ። እምበር እታ ቀንዲ ጾመ ኣርባዓ ወይ ዓቢይ ጾም ትበሃል መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝጾማ(40 ለይትን 40 መዓልትን) ጥራሕ እያ። ከምቲ ዝበልካዮ ግን ምእንተ ንጉስ ምጻም ውን ሕናቕ ኣይኮነን።

    @azaziyohannes8873@azaziyohannes88732 ай бұрын
    • ምሉእ ሓሳብ ደጊምካ ስማዕ

      @sobr1677@sobr1677Ай бұрын
    • እዞም መምህር: መርትዖታት ካብ መጻሕፍቲ እናጠቐሱ ምሂሮም ኣለው:: ቅኑዕ ኣይኮነን ዚብሃል እንተ ኾይኑ ድማ: መዛግብቲ ቤ/ክ እናጠቐስካ ብመርትዖ ኪትምጉት ይግባእ::

      @thetopone7729@thetopone7729Ай бұрын
  • እቲ ዝገርም ሲ የሱስ ክርስቶስ 40 መዓልትን 40 ለይትን ከም ዝጾመ እንተዘይኮይኑ እቲ ተወሳኺ 15 መዓልቲ ዝያዳ ንጸዉም እና ዝበልካዮስ ዘይመጻሕፍቁ ድሳዊ ምኻኑ ንጉስ ሕርቃል ዝብል ኣብመ ጽሓፍ ቁዱስ ኣበይ ኣሎ ተባሂልካስ እንታይ ኢልካ ኾን ምመለስካ ግዳስ ሓታቲ ከም ዘየለ ፈሊጥካ ትዕንድር ዘለኻ ኢኻ የሕዝን

    @finoweldeslasie6616@finoweldeslasie66162 ай бұрын
    • Ygermeka yu

      @sarontame7331@sarontame73312 ай бұрын
    • መጅመርታ ንስካ ፕሮተስታን ወይ ጴንጠ ኢካ ብዛዕባ ጾም ናይ ኦርቶዶክስ ዝምልከተካ ኣይኮንን ጾም ስለምንታይ በዚሑ ትብል እንተኣለካ ግን ጾም ናይ ስጋን ነብስን ቁስሊ ስለትፍውስ እዩ።

      @user-om2qh3qf3u@user-om2qh3qf3uАй бұрын
  • Amen amen amen qale hiwet yesmalna

    @user-lo9vq9zd7f@user-lo9vq9zd7f2 ай бұрын
  • Amen amen amen

    @user-jg5es2hr6z@user-jg5es2hr6z2 ай бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    @danielgilazgi4956@danielgilazgi49562 ай бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤

    @teklutadese5094@teklutadese50942 ай бұрын
  • Amen amen amen

    @natusolomon75@natusolomon752 ай бұрын
KZhead