ናብ ኤደን ከሰተ ኣብጽሑለይ ።

2024 ж. 6 Мам.
97 573 Рет қаралды

New eritrean movie 2024
@ZENATIGRIGNA @zarafltet @HDMONANEBARIT @HidmonaTV291 @gereemunentertainment @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @tefetawitalkshow @fnanappinfotech @EriOneTouchEntertainment @ERISAT @MahderPro @MahdernaEntertainment @YonasMaynas @maggyshow @neshnesh_show @DasnaTv @beridani @zomaychannel @yikealotv @logbiba2500

Пікірлер
  • ኣብዚኣ ዘሎ ጅግና መንእሰይ ኣነስ ክፈትዎ ብጣዕሚ እየ ዝካታተሎ በሊሕ ርእሲ ዝውንን♥️😘

    @rgatkonjo@rgatkonjo12 күн бұрын
    • ብጣዕሚ በሊሕ ደስ በሃሊ መንእሰይ

      @weldayteka9690@weldayteka969012 күн бұрын
    • ተላላኪው አሽባሪው ሰራ አስፈጻሚው ትግራይ ወያኔ በፍጹም ማታምነው በተንኳል በሴራ በደባ በሽፍጥ አካላቱ የተገነባ ነውረኛ ጭምር ነው :: ይህ ሲባል ስው ለመኳነን ለመወንጀል ሳይሗን ወደዋላ መለስ ብለን ታሪኩን ሂደቷውችን ብንመለከት እኩይ ምግባሩ ቁልጭ ብሏ ይታየናል :: ወያኔን እና የዚ እኩይ ስብስብ ማመን ቀብሮ ነው :: 👈🏽💊❌

      @songohan7170@songohan717011 күн бұрын
    • ተላላኪው አሽባሪው ሰራ አስፈጻሚው ትግራይ ወያኔ በፍጹም ማታምነው በተንኳል በሴራ በደባ በሽፍጥ አካላቱ የተገነባ ነውረኛ ጭምር ነው :: ይህ ሲባል ስው ለመኳነን ለመወንጀል ሳይሗን ወደዋላ መለስ ብለን ታሪኩን ሂደቷውችን ብንመለከት እኩይ ምግባሩ ቁልጭ ብሏ ይታየናል :: ወያኔን እና የዚ እኩይ ስብስብ ማመን ቀብሮ ነው :: 👈🏽💊❌

      @songohan7170@songohan717011 күн бұрын
    • Kid nezi luhug

      @user-bc3ix2wv4x@user-bc3ix2wv4x10 күн бұрын
    • Sakt logiba is the best

      @user-bc3ix2wv4x@user-bc3ix2wv4x10 күн бұрын
  • አነ ትግራወይቲ እየ ግን እቲ ግዜ ድአ እዩ ንእስነትን ስሚዒትን እናኮነ ካብኡ ለ እቲ ኩናት ፅዕንቶ ስለ ዘሕድረልና እምበር ፍቅሪ ዝመስል ዶ አሎ እዩ ፍቅሪ ሰላም ተሃልዩ ኮ ትግራይናለ ህዝብና ሰላም ይረክብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ውን ሰላም ይረክብ ልቢ መሊኡ ይነብር ንትግራይ ገዳማት ዓመቱ ይመፁ አንሕና ውን ንከድ በረከት ንካፈል ነይርና ሐዚ ውን ይምነ ብፅልኢ ኮናት ኮ አሕዋትና እዮም ዝጎድሉና ዘለው እምበር ታይ ዶ ረኪብና ኢና አዕሙቅ አቢልካ ትሓሲብካዮ አሕዋተይ😢 ዓለም ገፋሕ እያ ብዘይምስማዕ ግን አዝያ ትፀበና አሎ ግን አምላክ ቅዱሳን ይሓዋውሰና ብልቢ ክንፋቀር ባዕሉ ይሓግዘና❤❤❤

    @fhydjdg6692@fhydjdg669212 күн бұрын
    • እግዝኣብሔር ብሃይማኖትና እምበር ብሃገርና ኣይኮነን ዝፈልጠና ስለዚ ንሱ ድማ ተፋቀሩ እዩ ዝብል GBU🙏

      @whatabouttomorrow1990@whatabouttomorrow199012 күн бұрын
    • ❤❤❤❤❤

      @sere6279@sere627912 күн бұрын
    • @@abrahamtesfai6597 እወ ዓጋመ እየ ብፃባን ብጠስምን ዝዓበኩ ዘሕፍረኒ ድዩ መሲሉካ ካማካ አይኮንኩን መሕደሪት ሰይጣን ብፀርፍን ድንቁርናን ዝተመላእኩ እቲ ዝፃሓፍክዎ ፅሑፍ ውን ንዓካ ከማካን አይውክል።

      @fhydjdg6692@fhydjdg669212 күн бұрын
    • Amen Meqeret haftey Egzabher yifelit Ajoki ❤😊

      @user-vf3uy3nn4u@user-vf3uy3nn4u12 күн бұрын
    • ትሰርቁ ከንክም ኢንበር

      @user-gg3er6tj4v@user-gg3er6tj4v11 күн бұрын
  • ዕድመ ይሃብካ ዳዊተይ ድምፃዊ ሕጉስ ካብ ትግራይ ሰላም ኢና ንደሊ።

    @hagosgebremedhinkrar975@hagosgebremedhinkrar97510 күн бұрын
    • ዶ? እንታይ ትብል ወደይ። መን ድኣ እዩ ሰላም ዘይደሊ?

      @lilihadgu@lilihadgu8 күн бұрын
  • ኣነ ከም ሓንቲ ትግራዋይቲ ደስ ኢሉኒ ሰላም ንኩሉ ወዲሰብ ሰላምምምምምም🇻🇳🇪🇷

    @slama-sl8yl@slama-sl8yl12 күн бұрын
    • ✊🏾

      @sdet-id3oc@sdet-id3oc12 күн бұрын
    • ከማኺ ተሐጉይሰ ✌️🇪🇷

      @Meszzarabi@Meszzarabi9 күн бұрын
  • ሰላም የውርደልና። ውግእን ወረ ውግእን ይኣኽለና❤

    @genettesfamichael3958@genettesfamichael395812 күн бұрын
  • ሎሚ ይሕጉስካኒ❤❤❤❤ሰላም ብፍላይ ናዓና ኢአረትራ ትግራይ ልዕሊ ኩሉ የድሊ ደኪምና ኩናት

    @fnanfnan9803@fnanfnan980312 күн бұрын
  • ግን ሕቶ እዶ ክሓተኩም ነዚኣ ትድግፉ ዘለኩም ሰላም ዝጸልእ የለን ግን ነዚአን መልሱለይ ንምንታይ ባዴራ ትግራይ ክግበር ተደልዩ ኣበይ ኣላ ናይ ኤርትራ ባዴራ ካላይ ከኣ ንዚኣ ዝሰርሐ ከ እንታይ ዓይነት ኣተሓሳስባ እዩ ዘለዎ ዝዛርውቦ ሰሚዕክሞ ዶ ትፈልጡ እዚአን መሉሱለይ ግን ናይ ብሓቂ ድዩ ንሰላም ጥራይ ኢሎም ሰሪሖማ እዞም ዝደርፉ ወይ ዝስዕስዑ ዘለዉ ኣይበልኩን ግን እሮም ንውዚ ዘዳለዉ መልሱለይ ባይ ዘወይ ሰላም ኩሉ ይደልዮ እዩ።

    @ertrawieye6873@ertrawieye687312 күн бұрын
    • Kulu kyhn bchan hbri bandiera Tgray zmeslom behamat abey alo giega ktftshu dkas zeyblkum aythderu. Bchan kyhn wn ab bandiera Eritrea aloyu. Biabiu eti tegieru zelo senay neger reayu.

      @selamselam6517@selamselam651712 күн бұрын
    • Lkee aleka selam zxelee yelen gn nmntay eden bandiera Eritrea zurya zeygeberet bandiera tgray giera

      @yohani6789@yohani678912 күн бұрын
    • Nay bhaqi sq elom werxexex u mber banderana zeytgdbr mo

      @user-zy5ts8su4u@user-zy5ts8su4u11 күн бұрын
    • ኤደን ባንዴራ ትግራይ ኢላ ኣይኮነትን እቲ ክዳን ለቢሳቶ ሞ ኸኣ መስቀል ዩ ከም ኩሉ ዓይነት ሕብሪ ሪኣ ኢያ መሊሳቶ ዘላ ስለዚ ካብ ሽርሒ ዘለዎ ኣካይዳ ወጺና ንሕሰብ።ደሓር ከኣ ቀይሕን ብጫን ናይ ትግራይ ባንዴራ ስለዝኾነ ኤርትራውያን ካብዚ ሕብርታት ክንእገድ ኣለና ማለት ድዩ ከመይ ኢኹም ትሓስቡ ከብ ቀልዓዊ ኣተሓሳስባ ውጹ ሃገር ሕብርታት ፈላሊኻ ኣይኮነትን ልኣላውነታ ዝወሓስ። ስለዚ ናይ በሓቂ ሰላም ትደልዩ ኣበራት ኣይትድለዩ።ብሕብሪ ዝስራሕ ፖለቲካ የለን ውሽጥኹም ጽረዩ ።ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ ዘይምሕጓስ ቀምሽ ኣደይ ዓንቂፍኒ ምባል መሸፈኒ ኣይትግበርዎ ። ኪኖ ሕብሪ ዘሎ መኽሰብ ህዝብታት ኣቀድሙ ከብ ሕብሪ ዶ ጽፍሪ ዶ ትብሉ።

      @semharkahsay1946@semharkahsay194611 күн бұрын
    • Deleyti fqrs nbeynkum ekum lebamat kkk

      @user-zy5ts8su4u@user-zy5ts8su4u11 күн бұрын
  • ትግራዋይ ኢዩ ምሽ እዚ ናይ መወዳእታ ወዲ ንሕና ብዱላት ንሕና ንደልዮ እቲ ሰላም ልዕሊ ኩሎም እረ ተመስገን መድሃኒኣለም ኣቦይ ካብዚ ደላይ ፍቅሪ ህዝቢ ዝፈጠረኒ🙏❤

    @user-ck2kx6ld1x@user-ck2kx6ld1x12 күн бұрын
    • Tklele selam b kulu wegen eu zdle delo ajoki

      @sium5757@sium575712 күн бұрын
    • ንሕና ዉን ብዱላት ኢና ፡ሰልስተ ወራራት ኣብ ግዜ መለስ ጸኒትና ኢና እቲ ጓሂ የሕዋትና ዝከፈልና ኢና ንፈልጦ።ግን እዚ ኩሉ ብሰንኪ መራሕቲ ምዃኑ ስለ ንፈልጥ ኩሉ ዓዲ ገዲፍሎም ወጽዩ።ኣብ ልዕሊ ጽልኢ ህዝቢ ትግራይ ዝተሃንጸ ርእሲ ኤርትራዊ ፈሊጥናዮስ ንሕና ተጋሩ ኢና ይብሎም ኣሎ መንእሰይ ስለዚ ንስኹም ከኣ ሕግዙና ።ህዝቢ ስለ ዘይነቅሐ እዩ እንበር ንዓመታት ኣብ ስልጣን ዘጽንሖም ምኽንያት እዚ እዩ፡እንበር ክሳብ ሕጂ እንተገደደ 4 መራሕቲ ምበጻሕና ብሕጊ ተመሪጾም ብሕጊ ዝወርዱ ።እዚኦም ግን ገና ብደቅደቆም ህዝቢ እንዳናቆቱ እንዳዓመጹ ክቅጽሉ እዮም።ህዝቢ ካብተን ዝጥቀሙለን ኣጀንዳ ምስ ዘይወጽእ ግን መዋእልን መሳርሒኦም መናበሪ መንበሮም ክንከዉን ኢና።

      @SamiLondon@SamiLondon12 күн бұрын
    • @@user-ck2kx6ld1xኣብ ጎቦ ዘሎ ንፋስይ ይውሰዶ ኣብ ሩባ ዘሎ ዉሑጅ ይውሰዶ ፍቅሪ ደሊካ ገዳዲፍካ ጽልኢ ደለኪ ኣካብኪብካ ልዕለና ኣሕዋት የለን ኣብ ዓለም ግን ብሰንኪ ዘይጠቅሙ መራሕቲ ድራርን ዓረራት ገሮም ንኩልን ኣዴትታ ኣቦታትን ኣዘክቲሞም ብክልተ ሸነክ በብግዜኡ ሕማቅ ኣጋጣሚ ዕደልና ድዩ ድንቁርናንናስ ጸኒትና ኢና ትግረዋይ ይኩን ኤርትራዊ ክንድይ ራኢ ዝነበሮም መናእሰይ ኣዋልድ ኣብ ዘይዕድሞኦኦም ተቆጽዮም እዮም። ሕጂ ናትና ኪደ ሰላም ገርካ ንባር እያ ተጽብቀልና እዞም ናይ 50ታት መራሕቲ ዓለም ወዲኦማ እዮም።

      @user-sf8ij5ky7p@user-sf8ij5ky7p11 күн бұрын
    • ተላላኪው አሽባሪው ሰራ አስፈጻሚው ትግራይ ወያኔ በፍጹም ማታምነው በተንኳል በሴራ በደባ በሽፍጥ አካላቱ የተገነባ ነውረኛ ጭምር ነው :: ይህ ሲባል ስው ለመኳነን ለመወንጀል ሳይሗን ወደዋላ መለስ ብለን ታሪኩን ሂደቷውችን ብንመለከት እኩይ ምግባሩ ቁልጭ ብሏ ይታየናል ::

      @songohan7170@songohan717011 күн бұрын
    • I9+99

      @hannak.4379@hannak.437911 күн бұрын
  • ብሽም ኣዱ ላይክ

    @atopiatopi5602@atopiatopi560212 күн бұрын
    • ❤❤

      @sewitghabremichael3132@sewitghabremichael313212 күн бұрын
    • ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

      @user-kz3ig9cf3e@user-kz3ig9cf3e11 күн бұрын
    • ኣንታ ተጋሩ ሓደ ኣይኮናን

      @eritre12355@eritre123558 күн бұрын
  • ዋይ አንታ ሎሙስ እባ ጽቡቅ ተዛሪብካ እስከ በል ይመልኣልካ ቀል:

    @kehasetesfa4670@kehasetesfa467012 күн бұрын
  • ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ሰላም ዝፀል ሰይጣን እዩ ደስ እዩ ዝብል ባህልና ሓደ እዩ እንዳ ደቦጭ ድራማ ይከታተሎ እየ ናይ ገዛይ ታሪክ እዩ ዘሪኤኒ ብዙሕ ፊልምታት ይከታተል እየ ስልሚ ሓሳብ አነ ግን ትግራወይቲ እየ ዝሓለፈ እናዘከርካ ቂምን በቀልን ምሕሳብ ንድሕሪት እዩ ዝመልስ ንቅድሚት ክንቅፅል አለና ናይ ኽልቲኡ መራሕቲ ክሳብ ዝፈቅዱልና አይንፀበ ባዕልና ንፍቀር ኤዱ ዝገበርክዮ ድንን ኢለ የመስግን ❤❤❤

    @hanayemaryamlij@hanayemaryamlij9 күн бұрын
  • ናይ ብሓቂ ዳዊት ጅግና ተባዕ ንሰላም ምዝማር ጥራሕ እዩ ዘድሊ ሰላምን ፍቅርን ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን❤❤❤❤❤❤

    @michaelestifanos1099@michaelestifanos109912 күн бұрын
  • ዋው ማርያምን ክትርአ ከለካ ቆልዓ ትምስል ትብዓትካግን ጎብዝ ንዓካ ለ ሂወትካ ኩሉ ስላም ዝዓስሎ ይግበርልካ ምዓረይ ሕልፍ ሕልፍ እለ ይካታተለካን እንድየ ለማዓንቲ ግን ፅን እለ እየ ስምዐካ ኮሜንት ከይፀሓፍኩ ክሓልፍ ኣይካኣልኩን በርቲዕ❤💛🇱🇧👍

    @HiwotKidanemariam-bu6yn@HiwotKidanemariam-bu6yn12 күн бұрын
  • ዳዊት is smart boy ይመችኻ ሰላም ንኹሉ ህዝቢ

    @user-uh6ky7oe3x@user-uh6ky7oe3x12 күн бұрын
  • ኣነ ከም ኤርትራዊት መጠን ደስ ኢሉኒ ምስ ሰላም ዝምዛዘን የለን ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ ብፍላይ ከኣ ንዓና ንኤርትራውያን ንተጋሩን ኣድላዪ ዩ ግን ኣብ ሓደ ሓደ ሰባት ደቂ ተጋሩ ረኣይዎም ደቂ ትግርኛ ትብሉ ዘለኩም ተጋሩ ኩኑ ኤርትራውያን ደቂ ትግርኛ ኣይኮኑ ደቂ ትግራይ ኣይኮኑ ደቂ ክልተ ሃገር ኤርትራውያንን ተጋሩን ሰላም ንክመጽእ ይዝምሩ ኣለዉ ኣብ ሰላም ተሓቢእኩም ፖሎቲካ ክትሰርሑ ትሓስቡ ከይትህልዉ ዝገደደ ከይመጽእ ልብና ኣንጺህና ኩላትና ንሰላም ንድልያ ንመነያ ንቀብላ ክትመጸና ያ ብዘይ ሕርኽራኽ ከከውን ይላቦ ሰላም የውርደልና እግዚኣብሄር ሙሉእ ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤❤ ዳዊታ ❤

    @luwamgebrehiwot1882@luwamgebrehiwot188212 күн бұрын
    • ንስኻ ኤርትራዊ' አይኾንኻን ሐሳዊ

      @eritraweteritrawet7048@eritraweteritrawet704812 күн бұрын
    • ሓሳዊት ድቃላ ዓጋመ

      @cheguevara8514@cheguevara851411 күн бұрын
    • @@eritraweteritrawet7048ንስኻ ድቓላጎንደርእምበር ጉሐፍ

      @Meszzarabi@Meszzarabi9 күн бұрын
    • @@cheguevara8514 ጀልፋፍ ድቒላ ጎጃም አድጊ

      @Meszzarabi@Meszzarabi9 күн бұрын
    • Tegaru selam bixihfet tray eikum tifeltiwa

      @loveelroi4453@loveelroi44539 күн бұрын
  • ክብራ ተኸባቢራ በብናትና ንዕገብ ኤርትራዊ ብናቱ ዕጉብ እዩ ባጽዕ ናትና ዓሰብ ናትና ምባል ገዲፍኩም ተጋሩ ብናትኩም ዕገቡ ንሱ ዩ ዘርብሓና ንኹላትና ኤርትራዊ ንሰላም ዝርጉሕ እዩ ኢዱ

    @milusayo@milusayo12 күн бұрын
    • Yes selam des yeblena neana leili tegaru nhna nedelyo gen nhagerna ketemtulna ayndeln aab hagerna koyna kenfaqer des yebleni kem ane

      @betielsolomon6495@betielsolomon649511 күн бұрын
    • ኣታ ረሳሕ ደደብ ታዴኻ ዝኣሬሜኔ ሕወሓት የኾነይ ድዩ ስጦታ ልሃበካ ዓሰብ እና ባፅዕ ናብ ዋናታተን ክምለሳ እየን ሞት ልሕወሓት

      @ahmaduhfyui2521@ahmaduhfyui252111 күн бұрын
    • ከላ ግደፈና ዓሰብዶ ዓሳዶ ካብ ትብል ሰላም ጽቡቅ ምዃኑ ሓቢርካ ሸተት በል ዓጃው 🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖

      @NegasiKidane-lw7pc@NegasiKidane-lw7pc11 күн бұрын
    • ጀግና ኣያና ጀነራል ጆን ብላክ ልሰራዊት ብርጌድ ልሓመዱ መሩሑይ ላይ ኣያና ራእሲ ኣሉላ ፈረስ ውሃ ልጠጠሉ ልነቨረ ቀይሕ ባሕሩይ ላው ትግራይና ክምልሰልና እጁ። ትግራይ ትዕወት።

      @azaziyohannes8873@azaziyohannes887311 күн бұрын
    • ​@@azaziyohannes8873እዋይ ትግሪኛ ቻይና ብኣካላ

      @user-nm5vr8te2e@user-nm5vr8te2e11 күн бұрын
  • ዳዊት ክብረት ይሃብካ፣፣ኣንቱም ስነ ጥበባውያን ድማ ነቲ ቅዱስ ዕላመኦም ኣብ ዝሓሰቡዎ ከብጽሑዎ ኣምላኽ ይሓግዞም፣፣ኣጆኹም ንበሎም

    @BerheDce@BerheDce12 күн бұрын
  • Always proud of you little brother Dave ❤ Edu Waero keep going the good work we all 🇪🇷👈 proud of you 👏

    @semharkahsay-uh4kf@semharkahsay-uh4kf10 күн бұрын
  • አነ ትግራወይቲ እየ ግን እዚ ፕሮግራም ብጣዕሚ እየ ፈትየዬ ሰላም ንኩላትና። No more war ❤❤❤❤🙏🌼🌼🌼🌼🌼

    @user-eq4xy3id8p@user-eq4xy3id8p11 күн бұрын
  • ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙ዴቨይ ጅግና💪💪💪💪💪💪ኣቦ ሓቂ ያ ኤዱ ጅግና ኢያ ትርጉም ጥበብ ዝርደኣ ዋዕሮ ደላይት ሰላምን ፍቅርን❤❤❤❤❤

    @user-qx3ku6gz5n@user-qx3ku6gz5n12 күн бұрын
  • Dawita Abi seb keep going bro❤

    @user-og7sm9qn6p@user-og7sm9qn6p12 күн бұрын
  • ሰላም ንማንም ኣይጎድእን ኩልና ናብ ልምዓት ❤❤

    @BirhaneGereziher-iu4ry@BirhaneGereziher-iu4ry12 күн бұрын
  • Hi DAWIT I am one of your followers I don’t expect this kind of comment from you because these tigrians are our bloody enemies you should promote tigran propaganda.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷

    @mussiedebrezion554@mussiedebrezion55411 күн бұрын
    • You said right ✅

      @maranata9067@maranata90679 күн бұрын
  • ሰላም ዝጸልእ የለን ግን?

    @traveltoeritrea7557@traveltoeritrea755712 күн бұрын
  • Edu hero, ጽልእን ፍርሕን ብጥስ ኣብላታ❤❤❤❤❤። ኣታ እቶም ካልኦት እኮ ኣይኮነን ምስኦ ክስዕስዑ ስም ትግራዋይ ከይሰምዩ እዮም ብጣዕሚ ዝፈርሑ

    @mikiketema4698@mikiketema469812 күн бұрын
  • ንሰላምን ፍቅርን ዝቃወም ሰይጣን ጥራሕ እዩ❤❤❤❤

    @weaqs5550@weaqs555012 күн бұрын
    • Nay behaki hgdef sheytawnti eyom ab quinat kenbruna ydelyu nibaelom dekom haqiefom b deki dka ytsawetu.

      @selamselam6517@selamselam651712 күн бұрын
    • ናይ ብሓቂ ሰይጣን ጽቡቅ ዝፈቱ ኣይኮነን ሰብ ኣብ ጸልማት ከፊእዎ መሪርዎ ዶንቂሩ ክነብር ኢዩ ዝደሊ ኣምላኽ ሰላምካ ሃበና ኩሉ ዓለም ቀሲኑ ክነብር 🙏

      @BitaniaNatna-4yx@BitaniaNatna-4yx11 күн бұрын
  • ፖለቲካ ንህግደፍን ንሕውሓትን ንግደፎ በጃኹም እዚ ቶግ ቶሮግ መዋእልና ኣጽሊእና ኣሎ ብዘይካ ክሳራ ካልእ ዘይብሉ

    @whatabouttomorrow1990@whatabouttomorrow199012 күн бұрын
    • Xbuk Alka ,entay emo keltie mengesti keytarequ selam mlue aykowenin eyu.

      @hagosfessehaye31@hagosfessehaye3112 күн бұрын
    • Weewwwww❤❤❤❤❤❤❤

      @teklitnguse7776@teklitnguse777611 күн бұрын
    • Weewwwww❤❤❤❤❤❤❤

      @teklitnguse7776@teklitnguse777611 күн бұрын
    • Hgdef malet hzibi u .. kemEu zibahal yelen gezana hawi yikaxel nihina gin suk eilna nifaker kem malet u

      @loveelroi4453@loveelroi44539 күн бұрын
  • ተመሰገን ይመለአልና ፈጣሪ🙏♥💙

    @gadumeresa3017@gadumeresa301712 күн бұрын
  • ደስስ ባሃሎ የኦም ፊረ ጓል ራያ ብልፅቲ🇪🇷❤️💛😘😘💘💖

    @user-uh8tv7ve8r@user-uh8tv7ve8r8 күн бұрын
  • Dawitom ነዚ ትግራዋይ ኣዝየ ኣድኒቀዮ እቲ ሓቂ ከምዚ ዝበሎ እዩ👌 keep doing Dawit 👌💪💪🇪🇷

    @HelenWeldeslase@HelenWeldeslase11 күн бұрын
  • ብርግጽ ሰላምን ፍቅርን እዩ ዘድልየና❤

    @user-bx7qz3qo1m@user-bx7qz3qo1m7 күн бұрын
  • ናይ ብሓቂ ዳዊት ሓወይ ክልቲኡ ህዝቢ ኣብ ዝኮነ ኮመንት ናይ ፖለቲካ እንተኮይኑ ይጻረፉ ሕማቕ ይዛረቡ ትርእይ ኣብ ገለ ከኣ ከምዚ ናይ በዓል ኤደን ካልኦትን ንሰላም ንፍቕሪ ዝዕድም ክርእዩ ከለዉ ከኣ ሓደ ሕዝቢ እንዲና መራሕቲ በዲሎምና እምበር ይብል ዘገርም ዩ በቃ ንፋስ ናብ ዝነፈሰ ምኻድ ማለት ዩ ከም ኩናት ዝኸፍእ የለን ዝጸልኦን ዘፍረሓንን ነገር ዩ ወላ ብሕልሚ እየ ዝፈርሖ ከቢድ ዩ እግዚኣብሄር ሰላም የውርደልና ናብ ልብና ይምለሰና!

    @adegoytay7989@adegoytay798911 күн бұрын
  • ሓደ ሕዝቢ ኢና ደቂ ክልተ ኣደ ማንቱ እዮም ኣይትፍለይዎም❤❤❤❤ ማንታ ቋንቋ ማንታ ባህሊ ኣነ ትግራዋይ እየ ኤርትራውያን ግን ኣሕዋተይ ዮም

    @Mitare888@Mitare88810 күн бұрын
  • Good job beautiful speech God Bless you from ❤️💛

    @godisgood177@godisgood17711 күн бұрын
  • ኣነ ኤርትራዊት እየ ነዞም ይሕዋተይን ነቶም ተጋሩን ከኣ ሓጎስኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤

    @FocusOnyourblessing@FocusOnyourblessing11 күн бұрын
    • አሜን ፫ ንኩለና ማዓረይ🥺❤

      @alemdesta454@alemdesta45411 күн бұрын
    • ወዲ ርሹን ዓጋመ ከለኻ ኤርትራዊ ክትኸውን ትፍትን ኣለኻ እሞ ከም ጋል ኣይ ዊዕግን 🤣😂😂😊

      @cheguevara8514@cheguevara851411 күн бұрын
    • @@cheguevara8514 ምሽ በል ኣነስ ኤርትራዊት ብ ኤርትራዉቱ ጎል ኣስመራ ጻዕዳ ከማን ህጉርየ ኢኻ'ኾ ትኸዉን ትጻረፍ ዘለኻ

      @FocusOnyourblessing@FocusOnyourblessing9 күн бұрын
    • @@FocusOnyourblessing 🤣😂😂🤣😂ከኒፈ ሃየ እስቲ መሓሊ ብስሩ ጋል ኣስመራ ዲኺ ኣይ ዊዕግን ትገብራ 🤣

      @cheguevara8514@cheguevara85149 күн бұрын
    • ​@@cheguevara8514ቀታሊ ሓዉ😏

      @AaA-nq7il@AaA-nq7il4 күн бұрын
  • Eden Queen Much Respect ✊ Love You 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    @user-yu8bh8db4g@user-yu8bh8db4g11 күн бұрын
  • Yessss Eden Is The Best Teacher Of Love and Peaceful Families As Well As The Bright Future Generation and The Strongest Identity.

    @hitesfay8474@hitesfay847411 күн бұрын
  • ዳዊት ሐወይ ተባረክ ❤🤝🌹👏🥂 እግዚአብሔር ይመስገን . ሰላም ደይደልይ ሐተላ ሐተላ 🦟🦂🕸🕷🦗🐜🐞 ዝኾኑ እዬም ዳዊት ሐወይ ተባረክ .ከሕዝብና ሰላም🌹🤝❤🙏👌🤞🌹🤝❤🙏🌹🤝❤🙏🌹🤝❤🙏

    @olgafesshay9294@olgafesshay929411 күн бұрын
  • ንፉዕ ኢካባ ዴቭ ሽኮር❤❤❤❤❤❤

    @user-ck2kx6ld1x@user-ck2kx6ld1x12 күн бұрын
    • Game is Over

      @jhonocbay693@jhonocbay69311 күн бұрын
  • አቲ ጅግና ከም አቦታቱ ዳዊት ናትካ ትብዓት መሊሱ ነቲ ሐቂ በሲዕዎ 🇪🇷🙏✌️🇨🇳

    @Meszzarabi@Meszzarabi9 күн бұрын
  • ብቀደሙ ዘይንሶም መን ረብሽ ና ጌና ተጋሩ አብ ርእሰኩም አለና ደቅዛ ቋማላት

    @user-py9pn9ii3h@user-py9pn9ii3h10 күн бұрын
    • 🇪🇷❤️👍🤣

      @mebrattesfay5436@mebrattesfay54369 күн бұрын
  • Thanks Dawitom, lebam seb, ewe selam ena ndeli Adu dma natna nay Artrawyan Haben eya, buzuh maEda dma ayedlyan eyu❤

    @mhaymanot1290@mhaymanot129012 күн бұрын
  • Thank you Dawit for your excellent work

    @michaelahabtemichael4431@michaelahabtemichael443112 күн бұрын
  • ፍቅሪ ጥዕም ምስ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤

    @user-jj4lh3lo6q@user-jj4lh3lo6q11 күн бұрын
  • ናይ ብሓቂ መዘናይ❤

    @user-if8zp4su4u@user-if8zp4su4u12 күн бұрын
  • I appreciate your comments about Aden and other issues I proud of your confidence. 🙏 Respect Tigray ❤

    @Danielgh225@Danielgh22511 күн бұрын
  • ኣቶም ሰባት እንተከድካሰ ለባም ትረክብ ❤❤❤

    @qjvjvvx8907@qjvjvvx890711 күн бұрын
  • Dawa wedi shqu 🎉aytedengi heray do habibi❤

    @NatuNatu-ks3uq@NatuNatu-ks3uq12 күн бұрын
  • Devo ኣነ ነመጀመርታ ጊዜ እየ ተከታቲለካ ግን ብታእሚ ደጊፈካ ንሰላም ክልተ ህዝብታት ትድግፍ ምካንካ ብቻ ኣብ ሰላም ጠጠው ምባልካ 🙏🙏🙏 Jemal kab tigray mekele 👍

    @user-gf2ou3fj4r@user-gf2ou3fj4r11 күн бұрын
  • ናይ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ሓሳብ ዘቅርብ በሊሕ መንእሰይ ኢኻ ሞ ቀጽሎ ዝዓርከይ ዘቢሀረ ዓዲቀይሕ❤❤❤🎉

    @Tickeymielu@Tickeymielu10 күн бұрын
  • ዳዊት ጅግና ጹሩይ ኤርትራዊ 👈😎

    @Meszzarabi@Meszzarabi9 күн бұрын
  • ኣምላኽ ጸጉ ይሃብካ ዳዊት ወደይ!!! ብሓቂ ልብኖኣ ዘለዎ ምኽሪ ሂብካ!!!

    @teweldehabte2691@teweldehabte269111 күн бұрын
  • That’s why I like you man 🌹ንቁሕ መንእሰይ👍

    @robelfitwi2342@robelfitwi234211 күн бұрын
  • ❤❤❤❤❤ ኩሉ ኢልካዮ ኑኡሰይ ቀጽሎ።

    @timarsolomon1121@timarsolomon112110 күн бұрын
  • well done guys good job we have to do it in Asmara and mekele

    @tewzoldebereket9952@tewzoldebereket995212 күн бұрын
  • ዳዊት ኣጆኻ በቲ ትገብሮ መደብ ብዛይዳ ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ሰላም ነዚ ዞባ ኣዚዩ ወሳኒ እዩ ካብ ሰላም ብዙሕ ረብሐ ኣሎ ካብ ኪናት ግና ጥፋኣት ሞት ዕንወት እዩ ስለዚ እዞም ስነጥበባውያን ዝገበርዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ጉዳይ እዩ ሰላም ዝያዳ ዝመጽእ ብህዝቢ እዩ ስለዚ ንድፋኣሉ ኣጆኹም ኣምላኽ ያኣክል ይበለና።

    @geralegas47@geralegas4711 күн бұрын
  • ብርግጽ ኲናት ሰብ ይበልዕ፡ ኩናት ሃገር የባድም። ፍቕሪ ግን ንኩሉ ትኸድን።

    @user-kc5kv3ou2t@user-kc5kv3ou2t11 күн бұрын
  • ዳዊቲና ዓቢ ሰብ ወረጃ ለባም ❤ ኤዱ ሽኾር ቅጭን ኾኾብ ኾንኪ ኢኺ አምሲኪ ማይ አቢልኪዩም ንኩሎም ብዘይ ቀልዓለም ብሐጎስ ኢኪ ተጻዊትኪ ሸይጣን ዓይኑ ይደፈን ❤❤❤

    @rahelasmerinabelalifestyle5566@rahelasmerinabelalifestyle556612 күн бұрын
  • ናይ ባሓቂ ኣነ ዝሓስባ ኣብ ርእሰይ ቀጻሊ ስነ -ጥባባውያን ኣርማና እዮም ስለዚ ነዚ መንእሰይ ንጽቡቅ እንተ መሪሖሞ ብርግጽ ዓወት ክመጽእ ዩ! ብዛዓባ እዚ ናይ ባዓል ነሽነሽ ዘይቀዋሚ ዘረባ ኣይፋል ካብ ሕጅ ማለት መራሓቲ ደኣ ወላ ብባቡራት ኣይባሱን 😂 ህዝቢ እንተ ተፋቅርና በዮም መራሕቲ ድዮም ክጋጠሙ ሕማቅ ሓሳብ ኣለና መንእሰይ ነንሕዱ ይፋቀር ናይ መራሓቲ ትርጉም የብሉን በይኑ ዝዋጋእ መራሕ የለን ባሓቂ ንፍቅሪ ንፍቅሪ ንፍቅሪ ዝሞቱና ኣሕዋትና ኣሓትና ኣቦታትና ሓፈሻዊ ስድራና ይኣክል እንታ ክንደግም ኢና ብስፍራ ክንደይ ግዜ ክንቃተል 😢 ኣምላኽ ይሓግዘና ኣጆኹም ኩሉና ንፍቅሪ ብፍላይ ስነ-ጥበባውያን።

    @medhanieghirmay858@medhanieghirmay85811 күн бұрын
  • በዚ ዘለኻዮ ቀጽል ትምህርቲ ዉን ወስኸሉ ኣንብብ እመነኒ ሓደ ካብቶም ዝነፍዑ ክትከውን ኢኻ ዴቭ❤

    @testes5261@testes526111 күн бұрын
  • ኤደን ሓደ ዘይረኣናዮ ወይ ዘየስተብሃልናሉ ኩርናዕ እዮም ኣር እዪምና ምስ ኤሳው ኮይኖም እቲ ኩርናዕ ድማ ምስ ተጋሩ ሰላም ምስ ዝህልወና ማዕረ ክንደይ ምዓበና ነዚኣ ዝሕንኩል ግን ምንቀኛ ጥራይ እዪ።

    @alexanderzerahaimanot7475@alexanderzerahaimanot74754 күн бұрын
  • ፁቡቅ ዘረባ ዳዊት ሰላም ንኽረክብ ሰብ ፉቆዶ ዐዲ ዐዲ ይንከራተት አሎ ደቁ ሒዙ

    @FjG-ot9dn@FjG-ot9dn11 күн бұрын
  • ንፍቅሪ ዝስዕር የለን🎉🎉🎉🎉

    @tedrosneamn974@tedrosneamn9749 күн бұрын
  • እወ ብኤዱ ኣይትምጹና ንግስቲ ባህልና ❤💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗❤❤

    @jagalskarerjagalskarer7590@jagalskarerjagalskarer759011 күн бұрын
  • B eden zmexeni ayfetun ye araya meneseyat ye zbla blke❤

    @abrhamweldekrstos@abrhamweldekrstos12 күн бұрын
  • Nselam tray nzemir hzbi ngdefo ab sqay eyu zelo menseyat gin ngage alena behansab terakibka kalie ab media kea kalie aynkun kabey mexina nzekir mknyatu kabey kemzmexaka tezeyzekirka kebid yu 🤞🏼✌🏽🙌🏽💙

    @nahinon8384@nahinon838411 күн бұрын
  • Deave meqsen nay bhaqi selam zeydeli seytan terah yu

    @meleakekibrom3480@meleakekibrom348010 күн бұрын
  • Woww ብሉፅ መንእሰይ ቀፅለሉ 💛❤🌿💙👈

    @elsatawolde1249@elsatawolde124911 күн бұрын
  • ሰላም ዳዊት ሓወይ ፉልፉሉ እየ ካብ ሊብያ ብዝኮነ ጹቡቅ ተበግሳ እዩ ግን እቲ ክዳን ንትግራይ ኣውክልን እዩ ህዝቢ ድማ ተባኢሱ አፈልትን ቦለትከኛታት አዮም ዝባኣሱ ።

    @user-qv8db3vh4z@user-qv8db3vh4z10 күн бұрын
  • ኣረ ሰላም ፅቡቅ ሰላም ኣውርደልና ፈጣሪ

    @GenetBerhe-yp5jx@GenetBerhe-yp5jx12 күн бұрын
  • Edu we love you and we support you. Please keep it up!!!

    @Tsere-Shabia@Tsere-Shabia12 күн бұрын
  • Neshnesh poleticaka abjubska naka Ente Dawit lomilomi areaeiyaka ayfeletkuwan

    @hagosabera7806@hagosabera780611 күн бұрын
  • ዳዊት ከምዚ ለባም ምዃንካ ዘይፈልጥ ነይረ በዛ ናይ ሎሚ መዓልቲ መልእኽትኻ ኣነን 5 ተጋሩ የሕዋተይን ሳብስክራይብ ገይረ ኣለኹ መንደቕ ፅልኢ ሃደሽደሽ ይበል ህዝቢ ሰላም ናፊቑዎ ኣሎ መንእሰይና ይመሃር ይመራመር ይስራሕ ይሞርዐ ይውለድ ይኽበድ በሓፈሻ ምንባር ኣይንኽላእን። ንንበር🎉❤

    @selamlechi7288@selamlechi728811 күн бұрын
    • ኣነስ ኤርትራዊ እንድየ ገዛይ ኣብ ኣፍ ተጋሩ እያ ብኩሉ ዝመጸና ኩናት ኢና ንሃድም ንውዕል ኣብ ኩናት ዝኮነሉ ግዜ ማለት እዩ ይዝክር ኣብ ሳልሳይ ወራር ንእሽቶ ከለኩ ናብ ኢሮብ ከድና ታዓቁብና ።

      @user-sf8ij5ky7p@user-sf8ij5ky7p11 күн бұрын
    • @@user-sf8ij5ky7p ዓለም ብጉለባላይዘሽን ናብ ሓንቲ መድረኽ ኣብ ዝመፀትሉ ዘበን ናትና ክቱር ድንቁርናና ይገርም እዩ

      @selamlechi7288@selamlechi728811 күн бұрын
  • ዳዊታ ብሓቂ ብሉጽ ሓሳብ ❤❤❤

    @habtomfsehaye@habtomfsehaye12 күн бұрын
  • በረከት ነሽነን ዴቭ ቲቭን ነመስግን ፍቅሪ ይስዕር❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰

    @mikihaile-cc7ib@mikihaile-cc7ib11 күн бұрын
  • Manim Eritrawi meninetu kidim kekibir alewo period.

    @edumt2039@edumt203910 күн бұрын
  • We love you Adu gual Erey, ksab hji texaeita ember welahanti hmaq bzaEba hagera dtezarebeto yelen❤

    @mhaymanot1290@mhaymanot129012 күн бұрын
  • ካብ ሰላምን ፍቅርን ዝዓቢ ወላካ የለን 😊💙🥰

    @filikuhlay9899@filikuhlay989911 күн бұрын
  • ዳዊት ብሓቂ ኾሪዐልካ ተባዕ ጅግና ንእስቲ ኤደን ኸሰተ ንሰላም ትጉስጉስ ኣደይ ዓባይ ሄለን መለስ ሓዊ ትመልስ።

    @ata4737@ata473712 күн бұрын
    • tim bel kondaf hasawi komal

      @zerithadgu832@zerithadgu83211 күн бұрын
  • "ኣስመራ ተዘይ ኣትየስ ኣይትግራዋይን እየ....." ንዝበለ ኸ ኮኒንካዮ ዶ፧

    @user-rt7gs1st6h@user-rt7gs1st6h10 күн бұрын
  • Ambesa dawita hakiy yhabka❤❤❤❤❤❤❤❤

    @AbrhaLema@AbrhaLema10 күн бұрын
  • ዳዊት ብጣዕሚ ጎበዝ መንእሰይ ።❤❤❤❤

    @BirhaneGereziher-iu4ry@BirhaneGereziher-iu4ry12 күн бұрын
  • Dawtay tum sab tum u zamxei des eline batami waw salam salam❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    @user-qn3xn7ex4s@user-qn3xn7ex4s10 күн бұрын
  • ብሓቂ ኣድኒቐካ ዴቭ ንጽልኢ ንሕና ኢኒ ንሰብሮ እምበር መራሕቲ እማ ክውድኡና'ዩ ሕልሞም👊

    @yirgalembeyene4396@yirgalembeyene439610 күн бұрын
  • ንጹቡቁ ዝጸልእ የለን ነዚቡሉጹ ጸወታ ዝጸልእ የላን ንትሰብ ዝተንከፎ ነገር ተልዩ ከኣ ዳዊታ ኤደን ባንዴራ ምልባሳ ጥራይ እዩ ካልእ ብምንታይ ምክንያት ካባና ንላዕሊ ብርዲኢት ጊራቶ ትከዉን ኢለ ተሰፋ የገብር ተጋሩ ከም ተጋሩ ኮይኖም ክማጎቱ ኤረትራዉያን ከም ኤረትራዉያን ኮይኖም ተተቃራሪቦም ኩሉ ክቅቦሎ ግደን እዩ ሰብ ዝተራኣዮ ክዛረብ ግደንእዩ ዳዊታግን ኣይ ግደን።

    @abelgrmay7770@abelgrmay777011 күн бұрын
  • Bhaki snetbebawi fikirn selamn kzimr eyu melkiu nay hzibi sledkenu egziabhier selamu yebzhalna ❤❤❤❤❤❤❤🎉

    @bsratbereket5853@bsratbereket585311 күн бұрын
  • ዴቭ እንዳ በሰልካ ትመጽእ ኣልውካ smart boy vamos bro❤

    @z1zz954@z1zz95411 күн бұрын
  • አቱም ሰባት በሓንሳብ ኮንሰርት ምግባር ዝጸልእ ሰብ የለን። ግን ንስኻ መስልካ ዘይምውዓል ኢዩ ተጸልኡ ዘሎ። ጸግዕ ሕዝኩም ሰብ ሸንኮለል አይተብልዎ

    @kidafika6151@kidafika615112 күн бұрын
  • Bravo 👏 Dave yes Bedu keytmexuna

    @kidanekidane5345@kidanekidane53459 күн бұрын
  • Lka aleka hawey kemeka zebele yebzhayo lebam seb 👌👌♥️💖

    @user-cm6uq9et1g@user-cm6uq9et1g12 күн бұрын
  • ናይ ባሓቂ ዳዊት ሓወይ እዚ ህዝቢ ሰላም ናፊቑ ኣሎ በዛ ዘቕረብካያ መልእኽቲ ሕልናይ ተተንኪፈ እቶም ናይዚ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ሰላም ዘይትደልዩ ፈጣሪ ናብ ልብኹም ይምለሰኩም

    @biniasmerom5757@biniasmerom575711 күн бұрын
  • David man,great job keep it up bro

    @user-nn3sq7jv5c@user-nn3sq7jv5c12 күн бұрын
  • ጅግና

    @AnnoyedBamboo-ui5fz@AnnoyedBamboo-ui5fz11 күн бұрын
  • Selam nzdeli selam yhabo❤

    @user-ks5ei4uf3h@user-ks5ei4uf3h11 күн бұрын
  • ምጽኣት ኩርስቶስ ኣርኪቢና ሰላም ሪሑቁና

    @user-we1jz3tf4y@user-we1jz3tf4y11 күн бұрын
  • edmen teenan yhabka dawit hawey snay hasab kab bruk sebu źrkeb tebarek

    @SenaytTesfay-it4mb@SenaytTesfay-it4mb11 күн бұрын
  • Edu shikor ab gonki ena ajoki kab wedi gejeret hawki.❤

    @Temie_Gunners@Temie_Gunners10 күн бұрын
  • Wow God bless you brother That's all right ❤❤❤❤❤

    @titihaji@titihaji11 күн бұрын
  • DAWIT anbesa eidimen tienan yhebika bitaemi tehegise mulue selam ygberelna amlak yhgizena

    @konjithagos7591@konjithagos759111 күн бұрын
  • ነሕና ተጋሩን ኤርትራውያን ሰላም ካብ መራሕቲ ክፅበ ምፃት ክርስቶስ ከይቅደመና ይፈርሕ ህም 😒✋

    @user-up3rc4ke5v@user-up3rc4ke5v10 күн бұрын
KZhead